ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጾታዊነት

እዚ ሰብ ምዃን ዘመልክት ቀንዲ ሕመረት እዩ። ንገዛእ-ርእስኻ ምግላጽ፡ ልሙድን እወታዊን እዩ። ጾታዊ ምትእትታው ዘለዎም  ጾታዊ ባህሪጾታዊ ባህሪኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ፡ ጾታውን ስምዒታውን ስሕበት ምህላው። እዚ ኣንጻር ጾታ ዘለዎ ሰብ…ብዙሕ ምንባብ፡ ከምኡ’ውን ካልኦት ነገራት፡ ንኣብነት፡ ጾታዊ  ባህታን ፍትወትን፡ ኣናቶሚን ቈልዑ ምህላውን፡ ኣብ ጾታዊ ባህሪዝርኣዩ  ቅቡላትን ዘይቅቡላትን ነገራት እዮም።