ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ፍቕራዊ ርክብ ምግባር

ምስ ሓደ ሰብ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምግባር። ንኣብነት፡ ምስዕዓም፡ ምልሕሓስ ወይ ድማ ስጋዊ ርክብ።