ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ፍንጣጣ

ብባክተርያ ዝለዓል ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ እዩ። ፍንጣጣፍንጣጣብባክተርያ ዝለዓል ረኽሲ እዩ። ፍንጣጣ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ (STI) እዩ። እዚ፡ መጀመርታ፡…ብዙሕ ምንባብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ (STI) እዩ። እዚ፡ መጀመርታ፡ ኣብ ጾታዊ ኣካላት ወይ ኣብ ኣፍ ወይ ኣብ መሃንቱስ ወይ ድማ ኣብ መንጎ መዓኮር ሳሓ ወይ ቍስሊቍስሊሕበጥ ወይ ቁስሊ ኣብ ቆርበት። ሳሓ ኣብ ውሽጡ ልስሉስ ብጫ ፈሳሲ (ምግሊ) ዘለዎ…ብዙሕ ምንባብ ይጅምር። ኣብ ውሽጢ ኣእዳው፡ ኣእጋርን ሕቖን ሳሓ ይቕጽል። ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ፡ ንሕማም ፍንጣጣ መርፍእ ጸረ-ነፍሳትጸረ-ነፍሳትኣብ ኣካላት ንባክተርያ ክካላኸል ዘኽእል መድሃኒት። ኣንቲባዮቲክ እትውሓጥ መድሃኒት፡ ሓርጭ ወይ ድማ ፈሳሲ…ብዙሕ ምንባብ ብምውጋእ፡ ክፍውሶ ይኽእል እዩ።