ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ

እዚ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ፡ (ፓፒሎማ ቫይረስ ናይ ደቂ-ሰብ) እዩ። ገለ ዓይነት ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብፓፒሎማ ቫይረስ ሰብእዚ ቫይረስ፡ (ፓፒሎማ ቫይረስ ናይ ደቂ-ሰብ) እዩ። ገለ ዓይነት ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ፡ ናይ…ብዙሕ ምንባብ፡ ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊጡብ-ኣድጊንኣሽቱ፡ ውጽእ ዝበለ፡ ተሪር ሕበጥ ኣብ ቆርበት። ጡብ ኣድጊ ዝበዝሕ ግዜ ባዕሉ እዩ…ብዙሕ ምንባብ፡ መንሽሮ ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ (ደቀንስትዮ)፡ መንሽሮ መሃንቱስ ወይ መንሽሮ ጾታዊ ስምዒት ዘለዎም ኣካላት (ኣብ ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን) ወይ ድማ መንሽሮ ኣፍ ወይ ጎረሮ የኸትሉ። ኣብ ኔዘርላንድስ፡ ካብ 12 ክሳብ 13 ዝዕድሚኦም ኣዋልድን ወዳትን፡ ኣንጻር ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ ናጻ ክታበትክታበትብዶክተር  ወይ ድማ ብነርስ ዝውጋእ መድሃኒት። ክታበት ከም ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ  ወይ ወይቦ…ብዙሕ ምንባብ (2 መፍርእ) ይፍቀደሎም። እቲ ክታበት ንጾታዊ ርክብ ድሉዋት ቅድሚ ምዃኖም ኣብ ዘሎ ዕድመ እንተተዋህቦም ተመራጺ እዩ። እዚ ክታበት እዚ፡ ካብቶም ንልዕሊ 70% ናይ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ መንሽሮ ዘስዕቡ ክልተ ሓደገኛታት ዓይነታት ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ ይከላኸል።

ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ፡ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ (STI) እዩ።