ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ንጽል ወይ ሓዳር ዘይምህላው

ንጽል ሰብ ወይ ሓዳር ዘይብሉ ዝበሃል፡ ኣብ ሓዳር ቀዋሚ ዝምድና ዘይብሉ ማለት እዩ። ገለ ሰባት ንጽል ወይ ሓዳር ዘይብሎም ኮይኖም ክነብሩ ይመርጹ። ካልኦት ከኣ ንጽል ወይ ሓዳር ዘይብሎም ይኾኑ’ሞ፡ ናብ ቀዋሚ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ክኣትዉ ከኣ ይደልዩ። ብዙሓት ሰባት፡ ኣብ ገለ እዋን ናይ ሂወቶም፡ ንጽል ወይ ሓዳር ዘይብሎም እዮም።

ንጽል ወይ ሓዳር ዘይብኩም እንከለኹም፡ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዘለዎ ሂወት ክህልወኩም ይኽእል እዩ። ንኣብነት፦ ግብረ-ሕቡእናይ ግዜኡ ጾታዊ ርክብ ወይ ምስ ገለ እትፈልጣ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምግባር ምጥቃስ ይከኣል። ይኹን’ምበር፡ ምስ’ዞም ሰባት እዚኣቶም ቀዋሚ ዝምድና የብልኩምን።

ንጽል ወይ ሓዳር ዘይብላ ጓለንስተይቲ፡ ኣብ ገዛኣ መግቢ እናበልዐት።