ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ብኸመይ ክጠንስ እኽእል

ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ፡ ምጅማር ዑደትዑደትኣብ ሞንጎ’ታ ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ጓለንስተይቲ' ወርሓዊ ጽግያት ክሳብ’ታ ቀዳመይቲ መዓልታት ናይታ ትቕጽል…ብዙሕ ምንባብ

ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ወርሒ ኣብ ዘለዋ ናይ ዑደትኪ መዓልቲታት ክትጠንሲ ትኽእሊ ኢኺ። ዕደትኪ ኣብታ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ብርሕምኺ ክፈሰላ ዝጅምር ቀዳመይቲ መዓልቲ ይጅምር። እዚ ድማ ወርሓዊ ጽግያት ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ዑደት ጽግያትኪ ንኣስታት 28 መዓልቲታት ይጸንሕ።

  • ገለ ደቂ-ኣንስትዮ ሓጺር ዑደት ክህልወን እንከሎ ገሌአን ከኣ ነዊሕ ዑደት ኣለወን።
  • እቲ ዑደት ካብ 25 ክሳዕ 35 መዓልቲታት ይጸንሕ።
  • ገለ ደቂ-ኣንስትዮ ዝዛብዐ ዑደት ኣለወን። ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ወርሒ፡ ዑደት ጽግያተን ብንውሓቱ ዝተፈላለየ ይኸውን።
  • ንውሓት ግዜ ናይ ጓለንስተይቲ ዑደት ጽግያትጽግያትሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ጉዕዞ ህይወታ ክቀያየር ይኽእል። ኣብ እዋን ጉርዝና፡ እቲ ዑደት ጽግያት ዝበዝሕ ግዜ ዘይስሩዕ ይኸውን።

ጠጠው ዝበለት ሰበይቲ። እቲ ጠመተ ኣብ ውሽጣዊ ጾታዊ ናውቲ ኣካላት እዩ።

ወርሓዊ ጽግያት፡ ምጅማር ዑደት

ጽፍዮ-እንቋቚሖጽፍዮ-እንቋቚሖእዚ፡ ግዚኣ ዘእከለት 1 ዋህዮ እንቋቚሖ ካብ ማህደረ እንቋቊሖ እትወጻሉ እዋን እዩ። ጽፍዮ…ብዙሕ ምንባብ

ኣስታት 14 መዓልታት ቅድሚ እቲ ዝቕጽል ወርሓዊ ጽግያትኪ፡ ጽፍዮ-እንቋቝሖ ይካየድ። እዚ እቲ ዋህዮ እንቋቑሖ ካብ ማህደር እንቋቑሖ ክወጽእ እንከሎ እዩ።

ድሕሪ ጽፍዮ-እንቋቑሖ፡ እቲ ዋህዮ እንቋቑሖ ብሻምቡቆ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ኣቢሉ ናብ ማህጸን ይጓዓዝ። ድሕሪ እቲ ጽፍዮ-እንቋቑሖ ብገምጋም ካብ 4 ክሳዕ 5 መዓልቲታት ኣብ ዘሎ ግዜ፡ እቲ ዋህዮ እንቋቑሖ ኣብ ማህጸን ይበጽሕ። እቲ ማህጸን ንተኸላ ዋህዮ እንቋቑሖ ድልው ይኸውን።

ጽፍዮ-እንቋቑሖ: እቲ ድልው ዝኾነ ዋህዮ እንቋቑሖ ካብ ማህደር እንቋቑሖ ይወጽእ

ድልው እንቋቑሖ ብሻምብቆ ማህጸን ናብ ማህጸን ምጉዕዓዝ

ጽግየት ዋህዮ እንቋቑሖ

እቲ ዋህዮ ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይእዚ፡ 'ሓደ ወዲ ተባዕታይ ዘርኢ ከፍስስ ከሎ፡ ካብ መትሎኡ ዝወጽእ ሓፊስ ጻዕዳ ፈሳሲ።…ብዙሕ ምንባብ ነቲ ዋህዮ እንቋቑሖ እንድሕር ኣጽግዩዎ ክትጠንሲ ትኽእሊ። እዚ ምስ ወዲ-ተባዕታይ ጾታዊ-ርክብ ብምፍጻም ከጋጥም ይኽእል። ወዲ-ተባዕታይ ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ ፈሳሲ ክፍንው እንከሎ፡ ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ናብ ርሕምኺ ክኣትዉ ይኽእሉ። በዞም ዝስዕቡ ምኽንያታት ክትጠንሲ ትኽእሊ እንተድኣ:

  • ሓደ ዋህዮ ናይ ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ናብቲ ዋህዮ እንቋቑሖ ይኣቱሞ የጽግዮ፡ ከምኡድማ;
  • እቲ ዝጸገየ ዋህዮ እንቋቑሖ ኣብቲ ኣብ ማህጸን ዝርከብ ዕንጓር መሰል ሽፋን ይትከልሞ ክዓቢ ይጅምር።

ሓደ ወዲ-ተባዕታይ፡ ቅድሚ ዘርኢ ምፍሳሱ፡ ዋህዮታት ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ዘለዎ ቁሩብ ፈሳሲ ጸረር ከብል ይኽእል እዩ። ስለዚ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ቅድሚ ምፍናዉ መትሎኡ ካብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ምውጻእ ብዙሕ ዘየተኣማምን ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ

እንተድኣ ጠኒስኪ፡ ወርሓዊ ጽግያትኪ የቋረጽ። ይኹን እምበር፡ ገለ ኣንስቲ ኣብ ቀዳማይ ወሪሒ ጥንሰን ቁሩብ ደም ከፍስሳ ይኽእላ እየን።

ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ወርሒ ክትጠንስሎም እትኽእሊ ኣስታት 6 መዓልቲታት ኣለዉ። ዋህዮ እንቋቑሖ ን 1 መዓልቲ ብህይወት ክጸንሕ እንከሎ ዋህዮ ፈሳዊ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ድማ ን 5 መዓልቲ ብህይወት ይጸንሕ። ቅድሚ ጽፍዮ-እንቋቑሖ ኣብ ዘለዋ ኣስታት 5 መዓልቲታት ከምኡ ድማ ድሕሪ ጽፍዮ-እንቋቑሖ ኣብ ዘላ 1 መዓልቲ ክትጸግዪ ትኽእሊ ኢኺ። ኣብተን ዝስዕባ መዓልቲታት፡ ክሳዕ እተን ቅድሚ ዝቕጽል ጽፍዮ-እንቋቑሖኺ ዘለዋ መዓልቲታት፡ ጸጋይት ኣይኮንክን። ይዅን እምበር፡ ጽፍዮ-እንቋቝሖ መዓስ ከምዝካየድ ክትግምቶ ኣጸጋሚ ስለዝዀነ፡ ብኡ ምኽንያት እተን ጸገይቲ መዓልታት ክትፈልጠን እውን ኣጸገምቲ እየን።

ወዲ-ተባዕታይ ኣብ ውሽጢ ርሕሚ እታ ጓለንስተይቲ ፈሳሲ ይፍኑ። እቶም ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ እናሓምበሱ ናብቲ ጸጋያይ ዋህዮ እንቋቑሖ ይኸዱ።

ጽግያ: ሓደ ዋህዮ ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ናብቲ ዋህዮ እንቋቕሖ ብምእታው የጽግዮ።

ነቲ ዝጸገየ ዋህዮ እንቋቑሖ ኣብቲ ዕንጓር መሰል ሽፋን ማህጸን ምትካል ወይ ምስኳዕ

ወርሓዊ ጽግያት: ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ዘይብላ

እቲ እንቋቑሖ ዘይጸገየ እንተኾይኑ፡ እቲ ማህጸን ነቲ ዋህዮ እንቋቑሖን ነቲ ዕንጓር መሰል ሽፋንን ከወግዶም እዩ። ወርሓዊ ጽግያት ክህልወኪ እንከሎ: ደም ካብ ኣካላትኪ ብርሕሚኺ ኣቢሉ ይወጽእ። እቲ ናይ ወርሓዊ ጽግያት ግዜ ካብ 3 ክሳዕ 7 መዓልታት ይጸንሕ። ሓድሽ ዑደት ኣብቲ ግዜ’ቲ ይጅምር።

ቅነ ወርሓዊ ጽግያት፦ እቲ እንቋቑሖ ኣይጸገየን። ሓድሽ ዑደት ይጅምር።

መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲ

ኣብቲ ግዜ እቲ ናይ ምጥናስ ትምኒት እንድሕር ዘይብልኪ፡ መከላኸሊ ጥንሲ ተጠቐሚ።