ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ወርሓዊ ጽግያት

ናይ ጓለነስተይቲ ዋህዮታት እንቋቚሖ ኣብ ማህደር እንቋቚሖ እዮም ዝቕመጡ። ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ወርሒ፡ መዓልቱ ዝኣኸለ ዋህዮ እንቋቚሖ ካብ ማህደር እንቋቚሖ ይወጽእ። እዚ ድማ ጽፍዮ-እንቋቚሖጽፍዮ-እንቋቚሖእዚ፡ ግዚኣ ዘእከለት 1 ዋህዮ እንቋቚሖ ካብ ማህደረ እንቋቊሖ እትወጻሉ እዋን እዩ። ጽፍዮ…ብዙሕ ምንባብ ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ሻምብቆ ማህጸንሻምብቆ ማህጸንምስ ማህጸን ዝተራኸበ ኣካል። ሓንቲ ጓለንስተይቲ 2 ሻምብቆ ማህጸን ኣለዎ፡ 1 ኣብ ነፍሲ-ወከፍ…ብዙሕ ምንባብ፡ ንዋህዮ እንቋቚሖ ናብ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ይወስዶ። ናይታ ጓለነስተይቲ ማህጸን ንጥንሲ ይዳሎ፡ እቲ ኣብ ማህጸን ዝርከብ ረቂቕ ልፋጫዊ ሽፋንልፋጫዊ ሽፋንኣዝዩ ረቂቕ ቀጸላ ናይ ቆርበት (መመብረይን) ኮይኑ፡ ሓፊስ ፈሳሲ (ዓኽታ) ዘለዎ። ገለ ካብቶም…ብዙሕ ምንባብ ድማ፡ ዝጸገየ ዋህዮ እንቋቚሖ ክቕበል ናብ ዝኽእለሉ ደረጃ ይዓቢ። እቲ ረቂቕ ሽፋን፡ ዋህዮ እንቋቚሖ (ንኽትከል ወይ ንኽሰርጽ) ከም ሰፍር ኰይኑ የገልግሎ።

ዋህዮ እንቋቚሖ ክራባሕ እንተዘይክኢሉ፡ እታ ጓለንስተይቲ ክትጠንስ ኣይትኽእልን እያ። ረቂቕ ልፋጫዊ ሽፋንን ደምን ካብ ማህጸን ይወጽኡ። ብርሕሚ ገይሮም ድማ ካብ ኣካላት’ታ ጓለንስተይቲ ይወጹ። እዚ ድማ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ገለ ሰባት ድማ ወቕቲ ጽግያትጽግያትሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ…ብዙሕ ምንባብ ይብልዎ። 

ወርሓዊ ጽግያት፡ ካብ 3 ክሳብ 7 መዓልቲ ክጸንሕ ይኽእል። ወርሓዊ ጽግያት ዝጸንሓሉ ግዜ፡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ጓለንስተይቲ ዝተፈላለየ እዩ።

ኣብ ምጅማር ወርሓዊ ጽግያት፡ ረቂቕ ልፋጫዊ ሽፋን ደጊሙ ይዓቢ እሞ፡ እንደ ገና ድማ ሓዲሽ ዑድት ይጅመር።

ሓንቲ ጓለንስተይቲ ነቲ ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያት ዝፍጠር ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ንምምጣጥ፡ ከም ታምፖን ወይ ናይ ጽሬት መሓበሻ ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ነገራት ክትጥቀም ትኽእል እያ። 

ጠጠው ዝበለት ሰበይቲ። እቲ ጠመተ ኣብ ውሽጣዊ ጾታዊ ናውቲ ኣካላት እዩ።

1. ዋህዮታት እንቋቚሖ ኣብ ማህደር እንቋቚሖ እዮም ዝኽዘኑ።

2. ጽፍዮ-እንቋቚሖ፦ ዕብየቱ ዝወደአ ዋህዮ እንቋቚሖ ካብ ማህደር እንቋቚሖ ይወጽእ።

3. ሻምብቆ ማህጸን፡ ንዋህዮ እንቋቚሖ ናብ ማህጸን ይወስዶ። ኣብ ማህጸን ዝርከብ ረቂቕ ልፋጫዊ ሽፋን እናተረረ ይኸይድ።

4. ወርሓዊ ጽግያት፦ ረቂቕ ልፋጫዊ ሽፋንን ደምን፡ ካብ ብልዕቲ ጓለንስተይቲ ምውጻእ።

ናይ ፈለማ ወርሓዊ ጽግያት

ሓንቲ ጓለንስተይቲ ኣብ እዋን ጉርዝናአ ማለት፡ ካብ 11 ክሳብ 15 ዓመት ኣብ ዘሎ ዕድሜኣ ንጥንሲ ድሉውቲ ትኸውን። ካብ’ታ ህሞት ጀሚራ ቈልዑ ክትወልድ ትኽእል እያ። ሓንቲ ጓል ካብ’ታ እንቋቚሖ ዝጸፍየትላ ናይ ፈለማ ግዜ፡ ንጥንሲ ድልውቲ ስለ እትኸውን፡ ወርሓዊ ጽግያታ ቅድሚ ምጅማሩ ክትጠንስ ትኽእል። እቲ ዋህዮ እንቁቚሖ እንተ ዘይተጸግዩ፡ ንፈለማ ግዜኣ ወርሓዊ ጽግያት የጋጥማ። ዋላ ንፈለማ ግዜኣ ጾታዊ ርክብ ትግበር ክትጠንስ ትኽእል እያ።

ንጽፈተ-ጽግያትንጽፈተ-ጽግያትሓንቲ ጓለንስተይቲ ጠቕሊላ ካብ ወርሓዊ ጽግያት ደው ክትብል ከላ፡ ዝበዝሕ ግዜ ኣብ ከባቢ…ብዙሕ ምንባብ፦ ምቋራጽ ወርሓዊ ጽግያት

ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ ካብ 45 ክሳብ 55 ዓመት ኣብ ዘሎ ዕድመ ወርሓዊ ጽግያት ተቋርጽ። ወርሓዊ ጽግያት ዝቋረጸላ ዕድመ፡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ጓለነስተይቲ ዝተፈላለየ እዩ። እዚ ድማ ንጽፈተ-ጽግያት ይበሃል። ድሕሪ ምቁራጽ ንጽፈተ-ጽግያት፡ እታ ጓለንስተይቲ ክትጠንስ ኣይትኽእልን እያ።

ንጽፈተ-ጽግያት ኣብ ዝጀማምረሉ እዋን፡ ወርሓዊ ጽግያት ዝረኣየሉ ግዜ ዝተመዛብዐ እዩ ዝኸውን። ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ድማ፡ ፈጺሙ የቋርጽ። ንጽፈተ-ጽግያት ካብ ክልተ ወርሒ ክሳዕ ብዙሕ ዓመታት ክጸንሕ ይኽእል።

ንጽፈተ-ጽግያት፡ ንስርዓተ መፍረ ሆርሞናት ጓለንስተይቲ ይልውጦ እዩ። ገለ ደቂ-ኣንስትዮ ዘይምቹእነት ክስመዐን ይኽእል። ንኣብነት፡ ሃንደበታዊ ረስኒረስኒናይ ሰብነት ልዑል ሙቐት (ልዕሊ 38°C - 100.4°F).ብዙሕ ምንባብ፡ ምቅይያር ኵነተ-ኣእምሮ፡ ስእነት ድቃስ፡ ኣድህቦ ምስኣን፡ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ርእሲን ድኻምን።

መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ

ገለ ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ ንረቂቕ ልፋጫዊ ሽፋን ኣብ ማህጸን ከይዓቢ ይኽልክሉ ወይ ከኣ ነቲ ዋህዮ እንቋቚሖ ከይዓቢ (ጽፍዮ እንቋቚሖ ከየጋጥም) ይከላኸሉ። ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ፡ እታ ጓለንስተይቲ ኣይትደሚን፡ ወይ ከኣ ቁሩብ ጥራይ ትደሚ።

ግብረስጋግብረስጋጾታዊ ተግባር መትሎ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ወይ ድማ መሃንቱስ ሰንጢቑ ክኣቱ ከሎ (enters)…ብዙሕ ምንባብ

ገለ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ግዜ ወርሓዊ ጽግያተን ጾታዊ ርክብ ክገብራ ክደልያ እንከለዋ፡ ገሊአን ድማ ኣይደልያን። ሓንቲ ጓለንስተይቲ እንተድኣ ደልያ፡ ኣብ ግዜ ወርሓዊ ጽግያታ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክትፍጽም ትኽእል እያ። ከምዚ ምግባራ፡ ናይ ኣካላዊ ንጽህና ጸገማት ኣይፈጥረላን እዩ።

ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያት ክትጠንስ እትኽእል፡ ኣብ’ቲ እትጽግየሉ ግዜ ዘይውሑስ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምስ እትፍጽም እዩ። ኣብ’ዚ እዋን’ዚ፡ ቈዑል ክትወልዳ ድሌት እንተዘይብልክን፡ መከላኸሊ ጥንሲ ተጠቐማ።