ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ
ዓገትቲ መላታት
እዚ ገጽ እዚ፡ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ምክልኻል ክሕግዘና ዝኽእል ዝርዝር ሜላታት መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲ ዝሓዘ ኣዩ። ብዛዕባ ምዅላፍ ጥንሲ ዝምልከት ሓበሬታ ትደልዩ እንተ ደኣ ሃሊኹም፡ ኣብ’ዚ ዝስዕብ ተመልከቱ፦ ምንጻል ጥንሲ.
ዓገትቲ ሜላታት መከለኸሊ ጥንሲ፡ ዋህዮታት ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብ ዋህዮ እንቋቚሖ ከይበጽሑ ይኽልክሉ። እዞም ዓይነታት መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ፡ ኣካላዊ ክልከላ ይገብሩ:
ሆርሞናዊ ሜላታት
እቶም ሆርሞናት ዋህዮታት ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ንዋህዮ እንቋቚሖ ከይጸግዩዎ ይኽልክሉ፡
- ጽፍዮ እንቋቚሖ ይከላኸሉ።
- እቶም ዋህዮታት ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ኣትዮም ምስ ዋህዮታት እንቋቚሖ ከምዘይራኸቡ ይገብሩ።
ብተወሳኺ፡ እቶም ሆርሞናት ዋህዮ እንቋቚሖ ከምዘይትከል የረጋግጹ፡-

ሆርሞናዊ ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ ማለትIUD

ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ
መርፍእ መከላኸሊ ጥንሲ
ኣብ ውሽጢ ማህጸን ብሓኪም ዝስኩዑ ሜላታት
እቲvሓኪም እዞም ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ ኣብ ውሽጢማህጸን ጓለንስተይቲ የቐምጦም፡
ተፈጥሮኣዊ ውጥን ስድራቤትውጥን ስድራቤትስድራቤትካ ክትውጥን እንከለኻ፡ መዓስን ክንደይ ዝኣኽሉ ውሉድ ክህልዉኻ ከም እትደሊ ምውሳን ማለት’ዩ። ነዚ…ብዙሕ ምንባብ
ተፈጥሮኣዊ ውጥን ስድራቤት ማለት፡ ዝኾነ ዓይነት ሕክምናዊ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ ዘይምጥቃም ማለት እዩ። እተፈላለዩ ሜላታት ተፈጥሮኣዊ ውጥን ስድራቤት ኣለዉ፡
- ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዘይምግባር።
- እታ ጓለንስተይቲ ኣብ እትጸግየሉ እዋን ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዘይምግባር።
- ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ቅድሚ ምፍናውካ መትሎኻ ካብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ምውጻእ።
- ጡብ ምጥባውጡብ ምጥባውሓንቲ ኣደ ንውላዳ ኣብ ክንዲ ካብ ጥርሙዝ እተስትዮ፡ ካብ ኣጥባታ ጸባ ጡብ ክትምግቦ…ብዙሕ ምንባብ።
እዞም ሜላታት ብግቡእ ኣብ ጥቕሚ ከተውዕሎም ኣጸገምቲ እዮም። እዚ ማለት ኣብ ግብሪ ናይ ምውዓል ዕድሎም ትሑት እዩ ማለት እዩ። እዚ ማለት፡ ብዙሕ ዝተኣማምኑ ኣይኰኑን፤ ማለት እታ ጓለንስተይቲ መዓስ መዓልቲ እያ እቲ ቀንዲ እትጽግየሉ እዋን ክትግምቶ ኣጸጋሚ እዩ። ጡብ ምጥባው ኣብ ትሕቲ ዝተወሰነ ኵነታት ጥራይ እዩ ካብ ጥንሲ ዝከላኸል። ንመትሎ ወዲ-ተባዕታይ ቅድሚ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ምፍናው ካብ ርሕሚ ምውጻእ፡ ቅድሚ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ምፍናው ዋሆዮታት ዘርኢ ናይ ፈሳሲ ካብ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ጥብጥብ ክብልን እዚ ድማ ጥንሲ ከስዕብ ይኽእል እዩ።
ቀዋሚ መከላኸሊ ጥንሲ
ምምካን ነባሪ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ፡ ኣብ ወዲ-ተባዕታይ ወይ ኣብ ጓለንስተይቲ ንእሽተይ መጥባሕቲ የካይድ። ምምካንምምካንንሰብኣይ ወይ ድማ ንሰብኣይ ንምምካን ዝግበር መጥባሕቲ። እቲሓኪም፡ ንመትረብ ዘርኢ ወዲተባዕታይ ይቖርጾ (ኣብ…ብዙሕ ምንባብ፡ ዋህዮታት ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብ ዋህዮ እንቋቚሖ ከምዘይበጽሑ ይገብር።
ምንጻል ጥንሲ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ ኣይኰነን። ምስ ጠነስክንን ንጥንስኽን ከተቋርጽኦ ምስ እትደልያን፡ ምንጻል ጥንስ ከተካይዳ ትኽእላ ኢኽን።
ብሓባር ሓላፍነት ምስካም
ኣብ መከላኸሊ ጥንሲ ክልቲኦም መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ሓባራዊ ሓላፊነት ኣለዎም። ብዛዕባኡ ምስ መጻምድትኻ/ኺ ተዘራረቡ።