ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ውጥን ስድራቤትን መከላኸሊ ጥንሲን

መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ

ኣብ ኔዘርላንድስ ዝርከባ ኩለን ደቂ-ኣንስትዮ ወይ ኣዋላድ መከላኸሊ ጥንሲክጥቀማ መሰለን እዩ። ትሕቲ 18 ዓመት ዝዕድሚአን ኣዋልድ ከኒና መከላኸሊ ጥንሲ ወይ ካልእ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ ክጥቀማ እንከለዋ’ ንመጻምድተን ምንጋር ኣየድልየንን እዩ።

ነቲ መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ ዘፍቀደ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብምስጢርነት ናይ’ታ ተሓካማይ/ናይ’ቲ ተሓካሚ ክዕቅብ ብሕጊ ይግደድ እዩ። ንሱ/ንሱ፡ እቲ ተሓካሚ/ተሓካሚት ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ ይጥቀሙ ምህላዎም፡ ንኻልኦት ሰባት ሓበሬታ ክህቡ ኣይፍቀዶምን እዩ፡ ዋላ እቲ ተሓካሚ/ተሓካሚት ትሕቲ 18 ዓመት ይኹኑ።

ክሳዕ 21 ዓመት ንዝዕድሚአን ኣዋልድ፡ እቲ ዝወስዳኦ መከላኸሊ ጥንሲ ብመንድሕን ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ስሩዕ ፓኬጅ (basispakket) ይሽፈን። ይኹን እምበር እተን ዕድሜአን ካብ 18 ክሳዕ 20 ዓመት ዝገበራ ካብቲ መድሕነን ዝኸፍሎ ዝያዳዝያዳእቲ ዝያዳ (eigen risico) ናይ ክንክን ጥዕና ክፍሊታት ኣብ እትሕተቱሉ እዋን ባዕልኹም እትኸፍሉዎ…ብዙሕ ምንባብ ወጻኢ (eigen risico) እንተሃልዩ ባዕለን ክሽፍና ኣለወን። ሓንቲ ጓል ልክዕ 21 ዓመታ ምስሓዘት፡ እቲ ካብ ስሩዕ ፓኬጅ እትረኽቦ ዝነበረት ናይ መድሕን ሽፋን፡ ይቋረጽ። ሽዕኡ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ ወጻኢታት ባዕልኽን ንምሽፋን ትውስና ወይ ተወሳኺ መድሕን ጥዕናመድሕን ጥዕናንዝለዓለ ወጻኢታት ናይ ሓካይም ሕክምናታት መድሃኒታትን ዝኸፍላ ወይ ዝሕግዛ ትካላት ። ምወላ ድሕነት…ብዙሕ ምንባብ ትዕድጋ። ከም ከኒና፡ ኣብ ውሽጢ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ዝኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ ወይ IUD ዳያፍራምን ናይ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ቀለበትን ዝኣመሰሉ እተፈላለዩ ናይ ጓለንስተይቲ መከላኸሊ ጥንሲ ኣለዉ። ኣየኖት ረቛሒታት ናይ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ ዳግም ምኽፋል ዝጠልብ ንምርኣይ፡ ናይ ጥዕና መድሕን ኣቕራቢኻ መርበብ ሓበሬታ ተወከሱ።

ብመገዲ ቅጥዕታት ሕክምናዊ ኣገዳሲ ክንክን፡ ሓደ ሓኪም፡ ነተን ሕጋዊ ናይ ፍቓድ መንበሪ ዘይብለን ደቂ-ኣንስትዮ፡ ከም ከኒና መከላኸሊ ጥንሲከኒና መከላኸሊ ጥንሲጥንሲ ዝከላኸል ከኒና (ምክልኻል ጥንሲ ናይ ኣገባብ)። መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ውጽኢታዊ ዝኸውን ሓንቲ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ ወይIUD ዝኣመሰሉ መከላኸሊ ጥንሲ ክእዝዘለን ይኽእል እዩ።

ከኒና መከላኸሊ ጥንሲ

ጥንሲን ሕርሲን

ነፍሲ-ወከፍ ነፍሰ-ጾር ጓለንስተይቲ፡ ቅድምን ድሕሪን ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ፡ ልዑል ክንክን ሕክምና ናይ ምርካብ መሰል ኣለዋ። ገለ ካብዞም ኣገልግሎታት፡ ዘይኽፈሎም እዮም።

ነፍሰ-ጾር ምዃን፡ ንሓንቲ ጓለንስተይቲ ሽዑ ንሽዑ ወይ ብቐጥታ ሕጋዊቲ ነባሪት ክገብራ ኣይክእልን እዩ። ይኹን እምበር ንግዜኡ ካብ መስጎግቲ ክትድሕኒ ትኽእል እያ። ይኹን እምበር፡ እታ ኣደ ካብ 6 ሰሙን ቅድሚ ሕርሲ ክሳዕ 6 ሰሙን ድሕሪ ሕርሲ፡ ካብ “መስጎግቲ ክትድሕን” መሰል ኣለዋ። ካብ መስጎግቲ ምስደሓነት፡ እታ ኣደ ኣብቲ ማእከላይ ትካል ናይ ሓተትቲ ዕቑባ (COA) ክትዕቆብን ደገፍ ክትረክብን መሰል ኣለዋ። እዚ፡ እታ ኣደ ክንክን (ናይ ስነ-መዋልዳን) ናይ ምርካብ መሰል እውን ከምዘለዋን ናይ ክንክን ጥዕና ወጻኢታት ክፉላት ከምዝኾኑን ይገልጽ።

ሓኪም፡ ንነፍሰ-ጾር ናይ ኣልትራሳውንድ ስካን እናኣገበረላ

እቲ ዝውለድ ናጽላ ኩሉ ግዜ ካብ ናይ ወላዲኡ ናይ ነባራይነት ኩነታት እቲ ዝሓሸ ይወርስ። እቲ ኣቦ ዜግነቱ ወዲ ኔዘርላንስ ስም ዝኸውን እሞ፡ ነቲ ቈልዓ ውላዱ ምዃኑ ምስ ዝቕበሎ፡ እቲ ቈልዓ ናይ ኔዘርላንድስ ዜግነት ይረክብ።

ናይ ኔዘርላንድስ ዜግነት ዝረክብ ቀኡልዓ ዝወለደት ኣደ፡ ብቐጥታ ሕጋዊ መንበሪ ክትረክብ ኣይትኽእልን እያ። ኩነታታ፡ በቲ መስርሕ ምርኻብ ዝተጣፍኡ ኣዝማድ ኣቢሉ፡ ስሩዕ ክኾነላ ክትሓትት ትኽእል እያ። እቲ ኣቦ፡ እቲ ቈልዓ ናቱ ከምዝኾነ እንድሕር ኣሚኑ፡ ናይ ነባራይነት ኩነታቱ ብተመሳሳሊ መስርሕ ስሩዕ ክኾነሉ ክሓትት ይኽእል እዩ።