ብሕታዊነት
ብሕታዊነትብሕታዊነትንሓደ ሰብ ዝሃብካዮ ሓበሬታ እቲ ሰብ ነዚ ሓበሬታ ናብ ካልእ ሰብ ከየመሓላልፎ ዘለካ…ብዙሕ ምንባብ (ብስቱር ዝተሓዝ) ማለት፡ ንስኻትኩም ንሓደ ሰብ ናይ ምዝራብ መሰል ይህልወኩም እሞ፡ እቲ ሰብ ብዘይ ናታትኩም ስምምዕ፡ ነቲ ዝበልኩውሞ ውልቃዊ ሓበሬታ ናብ ካልእ ክስግሮ ከሎ ማለት እዩ።
ብሕታዊነትብሕታዊነትንሓደ ሰብ ዝሃብካዮ ሓበሬታ እቲ ሰብ ነዚ ሓበሬታ ናብ ካልእ ሰብ ከየመሓላልፎ ዘለካ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ’ዞ ዝስዕቡ ኵነታት ውሕስነት ኣለዎ፦
- ሓካይምን ሰራሕተኛታት ጥዕናን ብሞያዊ ምስጢር ምዕቃብ ዝተቐየዱ እዮም። ብዛዕባ ተሓከምቶም ዝኾነ ሓበሬታ ኣሕሊፎም ክህቡ ኣይፍቀደሎምን። ኣብ ታሕታይ ኣብ ሕጊሕጊእንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ…ብዙሕ ምንባብ ዝተገልጹ ገለ ኩነታት ኣለዉ። ንኣብነት፡ ነቲ ብኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽዓመጽኣንጻር ድሌት ሰብ፡ ብመትሎ ሰንጢቕካ ዝግበር ጾታዊ ምትንኻፍ እዩ። እቲ ስምንጣቕ ናይ ርሕሚ፡ ብገለ…ብዙሕ ምንባብ ግዳይግዳይሓደ ሰብ ብሰንኪ ናቱ ዘይኰነ ጉድለት፡ ብሓደ ጉዳይ ክሳቐ ከሎ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ዝዀነ ሕሙም ምሕላው።
- ማሕበራዊ ትካላት ንኣብነት ናይ ስራሕ ማእከል (UWV) ከምኡ’ውን ትካል ናይ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ብሞያዊ ምስጢር ምዕቃብ ዝተቐየዱ እዮም።
-
ኣብ መደባት ስራሕ (ኣእምሮኣዊ) ክንክን ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ፡ ትምህርቲ፡ ክንክን ህጻናት፡ ማሕበራዊ ስራሕ፡ ናይ ህጻናትን በጽሒታትን ምቾት፡ ከምኡ ድማ ኣብ ሕጊ ንዝሰርሑ ትካላት፡ ናይ ዘቤታዊ መጥቃዕቲን ናይ ግህሰት ህጻናትን ምልክታት ክህልዉ እንከለዉ፡ ጸብጻብ ናይ ምግባር ግቡእ ኣለዎም። እዚ ማለት ሞያውያን ከምኡ ዝበሉ ምልክታት ጸብጻብ ናይ ምልኣኽ ሞያዊ ግቡእ ኣለዎም ማለት እዩ።
ሓኪም፡ ሚስጢራዊ ሓበሬታኡ ንኻልእ ኣሕሊፉ ከምዘይህበሉ ንተሓካሚ እናረጋገጸሉ
ናይ በጽሒታት ብሕታዊነት
ክሳዕ 18 ዓመት ዝዕድሜኦም ቈልዑ ኣብ ናይ ወለዶም መድሕን ጥዕናመድሕን ጥዕናንዝለዓለ ወጻኢታት ናይ ሓካይም ሕክምናታት መድሃኒታትን ዝኸፍላ ወይ ዝሕግዛ ትካላት ። ምወላ ድሕነት…ብዙሕ ምንባብ ብናጻ ይጥቀሙ፡ እዚ ንስሩዕ ፓኬጅ(basispakket) ከምኡ ድማ ንተወሳኺ መድሕን ጥዕና የጠቓልል። እዚ ብሕጊ ዝተወሰነ እዩ። ቈልዑ ናይ በይኖም መድሕን ጥዕና ምዕዳግ ኣየድልዮምን።
ናብ ናይ ሓፈሻዊ ሕክምና በዓልሞያኦም ዝገበሩዎ ምብጻሕ፡ ብሚስጢር ንኽተሓዘሎም፡ ህጻናት ነቲ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ካልእ ጸገም ከምዝኾነ ዝገልጽ መሕተቲ ክፍሊት ክጽሕፈሎም ክሓቱ ይኽእሉ እዮም።
እዚ ኣብ ጉዳይ ምንጻል ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ እውን ዝከኣል እዩ።