ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኩነታት ኤች.ኣይ.ቪ

ሕጊሕጊእንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ…ብዙሕ ምንባብ ኔዘርላንድስ ኣብ ኵነታት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ መሰረት ዝገበረ ኣድልዮ ይኽልክል እዩ። እዚ ማለት ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ሰብ ልክዕ ከም ካልኦት ሰባት እዩ ክረኣይ ዘለዎ ማለት እዩ።

ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈብ ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ሰብ እንተድኣ ኾንካ፡ ኤችኣይቪ ኣዎንታ ትበሃል። ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ሰብ፡ ተሰካሚ…ብዙሕ ምንባብ ሰብ ዝተለኽፈ ምዃኑ ንኻልኦት ሰባት ክነግርን ዘይክነግርን ዝውስን ኵሉ ግዜ ንሱ ወይ ንሳ ጥራይ እዩ።

ብማሕበራዊ ምትንኻፍ ብኤች.ኣይ.ቪ ክትልከፉ ኣይትኽእሉን ኢኹም፡ ንኣብነት፡ ምስ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ዘለዎ ሰብ ናይ ሓባር ብርጭቆ ወይ ብያቲ ብምጥቃምኩም፡ ወይ ብምትንኻፍኩም ወይ ንሓድሕድኩም ብምስዕዓኩም።

ኤች.ኣይ.ቪን ስራሕን

ሓደ ሰብ ኣብ ስራሕ ክቑጸር ቃለመጠይቕ ኣብ ዝግበረሉ እዋን ብ ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ምዃኑ ምግላጽ ኣየድልዮን እዩ። እቲ ኣስራሒ’ውን ብዛዕባ ጥዕና ዝምልከት ሕቶታት ክሓትት መሰል የብሉን። እቲ ኣስራሒ ብዛዕባ’ዚ ሕቶታት ምስ ዝሓትት፡ ክምልስሉ የብልኩምን ወይ እዚ ብምስጢር ዝተሓዝ ሓበሬታ እዩ ክትብልዎ ትኽእሉ ኢኹም፡ ከምኡ’ውን ምስ ናይ ስራሕ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ክትዘራረቡ ዝከኣል እዩ (bedrijfsarts)። እቲ ናይ ስራሕ ሓኪም ስራሕ ናይ ምስራሕ ኣካላዊ ዓቐሚኹም ዝምልከቱ ሕቶታት ጥራይ እዩ ዝሓተኩም። ናታትኩም ምስጢራውነት እውን ከኽብሩ ኣለዎም።

ኣብ እዋን ናይ ስራሕ ቃለ-መሕትትኩም፡ ብዛዕባ ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ኩነታትኩም ምሕሳው ክልኩል ኣይኮነን፡ ምኽንያቱ ከምኡ ዓይነት ሕቶታት ክቐርቡልኩም ኣይግበኦምን እዩ። እቲ ኣስራሒ፡ ጸኒሑ ኵነታትኩም ምስ ፈለጠ፡ ነዚ ከም ምኽንያት መስጎጕኹም ክጥቀመሉ ኣይክእልን እዩ።

ብ ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ሰብ ኢድኩም ብምጭባጥኩም ኤች.ኣይ.ቪ ኣይሓልፈኩምን እዩ።

ምዃኑ ምግላጽ ኣየድልዮን እዩ ሰብ ሓደጋ እንተ ደኣ ኣጋጢሙ፡ ዝህልወሉ እዋን እቲ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ ናብ ካልእ ሰብ እምንቲ ከይሓልፍ፡ እቲ ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ቀዳማይ-ረድኤት ሕክምና ኣብ ግብሪ ብምውዓል ጥራይ ምክልኻል ይከኣል እዩ። ስለዚ፡ እቲ ኣስራሒ፡ ነቲ ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ሰብ፡ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ካልኦት ሰራሕተኛታት ወይ ዓማዊል ጸገም ክፈጥር ይኽእል እዩ ብዝብል ምኽንያት፡ ካብ ስራሕ ክሰጎ ወይ ስራሕ ክኸልኦ ኣይኽእልን እዩ።

ብ ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ሰብ፡ ብዛዕባኡ ንመሳርሕቱ ይኹን ንሓላፊኡ ክሕብር ኣየድልዮን እዩ። እንተ ደኣ ንሓላፊኹም ሓቢርኩምዎ፡ ኣብ ግዜ ሰዓታት ስራሕ መድሃኒት ክትወስዱ ወይ ናብ ሓኪም ክትከዱ ዝቐለለ ክዀነልኩም ይኽእል እዩ።

ብዛዕባ’ዚ ዝዀነ ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም ወይ ብዛዕባ ኣድልዎኣድልዎንኣብነት ካልእ ሕብሪ ቆርበት፡ ጾታ ወይ ድማ ኣረኣእያ ጾታ ወይ ድማ HIV ስለ…ብዙሕ ምንባብ ክትሕብሩ ምስ እትደልዩ፡ ንቤት ጽሕፈት ፍሉይ ትካል ክትውከሱ ትኽእሉ።

ኤችኣይቪን ጉዕዞን

ካብ 3 ኣዋርሕ ንዝውሕድ ምብጻሕ፡ ሒደት ሃገራት ዓለም ጥራይ እየን መርመራ ኤች.ኣይ.ቪመርመራ ኤች.ኣይ.ቪእዚ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ከይህልወኩም መርመራ ኣካይድ እዩ። ብዘይ መርመራ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ኣለኩምን የብልኩምን ክትፈልጥኡ ኣይትኽእልኡን…ብዙሕ ምንባብ ዝሓታ፡ ወይ ብ ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ሰብ ንኸይኣትዉ ዝኽልክላ። ብዙሓት ሃገራት ነዊሕ ግዜ ምጽናሕ ይኽልክላ። ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ልዕሊ ብ ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ሰብ ዋላ ሓንቲ ናይ ጉዕዞ ምኽልካል የለን። ንዝያዳ ሓበሬታነቚጣ መርበብ ሓበሬታ www.hivtravel.orgተወከሱ።

ናብ ካልኦ ሃገር ክትኣትዉ እንከለኹም፡ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ባሊጃኹም ሒዝኩምዎ ዘለኹም መድሃኒት ዝምከት ኣብ’ቲ ዶብ ምስ በጻሕኩም መታን ከይትሕተቱ፡ ቅዳሕ ወረቐት ናይ’ቲ ዝተኣዘዘልኩም መድሃኒት ምሳኻትኩም ሓዙ።

ክንክን ጥዕና ምርካብ

ዜጋታት ኔዘርላንድስ ወይ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ዘለዎም ሰባት ናይ ሕክምና ወጻኢታቶም ብናይ ጥዕና መድሕኖም ክሽፈነሎም ይኽእል እዩ።

ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሉ ሰብ፡ ብመገዲ ኣሰራርሓ ህጹጽ ክንክን ሕክምና ክንክን ጥዕና ናይ ምርካብ መሰል ኣለዎ።

ሓካይምን ካልኦት ኣባላት ሕክምናን፡ ብሞያዊ ምዕቓብ ምስጢር (ምስጢራውነት) ዝተቐየዱ እዮም።