ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምስ ኤች.ኣይ.ቪ ምንባር

ናይ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ

መድሃኒታትካ ኩሉ መዓልቲ ብግቡእ እንድሕር ተወስድ ኮንካ፡ ንቡር ህይወት ክትመርሕን ክንዲቲ ኤች.ኣይ.ቪ ዘይብሎም ሰባት ዝነብሩዎ ዕድመ ክትነብርን ትኽእል ኢኻ።

እቲ ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ወሃቢ ምኽሪ ብዝሃበካ ሓበሬታ መሰረት መድሃኒታትካ ውሰድ። ብዛዕባ እቶም ንዓኻ ዝሓሹ ክኾኑልካ ዝኽእሉ መድሃኒታት ምስ ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ዋሃቢ ምኽሪ ተዘራረብ።

እንድሕር ዘይተፈዊስካ፡ ብዘይውሑስ ጾታዊ-ርክብ ወይ ከኣ ብደምካ ናብ ካልኦት ሰባት ከተሕልፎ ትኽእል ኢኻ። ኣብ እዋን ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ኣብ እዋን ጡብ ምጥባውጡብ ምጥባውሓንቲ ኣደ ንውላዳ ኣብ ክንዲ ካብ ጥርሙዝ እተስትዮ፡ ካብ ኣጥባታ ጸባ ጡብ ክትምግቦ…ብዙሕ ምንባብ ናብ ቆልዓኺ ከተሕልፊሉ ትኽእሊ ኢኺ። ግቡእ ሕክምና እንተ ተጌሩላ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዋ ጓለንስተይቲ ካብ ኤች.ኣይ.ቪ ናጻ ዝኾኑ ቆልዑ ክትወልድ ትኽእል እያ

ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መድሃኒታት ዝወስድ ወዲ-ተባዕታይ።

ጥዕናኡ ዝተሓለወ መነባብሮ

ጥዕናኺ ሓልዊ:

  • ጥዕናኡ ዝተሓለወ መግቢ ውሰድ። እዚ ብሕማም ከይትጥቃዕ ይሕግዘኪ።
  • ኣካላዊ ምንቅስቓስ ግበሪ።
  • ሽጋራ፡ ዕጸ-ፋርስን ኣልኮልኣዊ መስተን ኣይትውሰድ።
  • ለይቲ እኹል ዕረፍቲ ውሰዲ። ጭንቀት ክንክየልኪ እዩ።

ጥዕናኡ ዝተሓለወ መግቢ ውሰድ።

ኣካላዊ ምንቅስቓስ ግበሪ።

ሽጋራ፡ ዕጸ-ፋርስን ኣልኮልኣዊ መስተን ኣይትውሰድ።

ለይቲ እኹል ዕረፍቲ ውሰዲ።

ማሕበራዊ ምትንኻፍ

ብማሕበራዊ ምትንኻፍ ናብ ካልእ ሰብ ከተመሓላልፊ ኣይትኽእልን። ንኣብነት፡ ብርጭቆ ወይ ቢያቲ ምስ ካልእ ሰብ ብሓባር ብምጥቃም ወይ ንሰባት ብምትንኻፍ ወይ ብምስዓም ወይ ከኣ መልሓሱ ብ ፈረንሳዊ ኣሰዓዕማፈረንሳዊ ኣሰዓዕማእዚ፡ ኣፍካ ከፊትካ ዝግበር ምስዓምእዩ። ናይ መጻምዲ መልሓስ ድማ፡ 'ኣብ ንሓድሕዶም ካብን ናብን…ብዙሕ ምንባብ ከይመሓላለፈኪ ክትፈርሒ የብልክን።።

ኤች.ኣይ.ቪ ዘይመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብርጭቆ ወይ ከኣ ብያቲ ምስ ካልእ ሰብ ብሓባር ብምጥቃም

ኤች.ኣይ.ቪ ዘይመሓላለፈሎም መንገዲታት: ምስ ካልእ ሰብ ብምትንኻፍ ወይ ሰላም ብምብሃል

ኤች.ኣይ.ቪ ኣይመሓላለፍን: ንሓድሕድካ ብ ፈረንሳዊ ኣሰዓዕማ ወይ ከኣ መልሓሱ ብምልሓስ

ድሕሪ ሕጂ ናይ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ ኣኽቲሙ ኣሎ

መድሃኒታትኪ ኩሉ መዓልቲ ብግቡእ እንተወሲድኪ፡ ኣብ ደምኪ ዝርከብ መጠን በዝሒ ኤች.ኣይ.ቪ (ጻዕቂ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ) ይንኪ። ድሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕ፡ እቲ ቫይረስ ሕጂውን ኣብ ኣካላትኩም ዋላኳ እንተሃለወ ክፍለጥ ኣይክእልን። ሽዑ ንስኻ ናብ ካልእ ሰብ ኤች.ኣይ.ቪ እተመሓላልፈሉ ስግኣተ-ሓደጋ ዳርጋ ሙሉእ ብሙሉእ የኽትም።

ኤች.ኣይ.ቪ ምስ ዘይብሉ መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ብዘይ ኮንዶም ጾታዊ-ርክብ ክትፍጽሙ ትኽእሉ ኢኹም:

  • ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መድሃኒታት መዓልታዊ ብግቡእ ትወስድ እንተኾንካ፡ ከምኡ ድማ
  • ኣብተን ዝሓለፋ 6 ኣዋርሕ ኣብ ደምካ ዘሎ መጠን ኤች.ኣይ.ቪ ክፍለጥ ዘይኽእል እንተኾይኑ፡ ከምኡ ድማ
  • ጻዕቂ ቫይረስካ ካብ ዝምርመር 6 ወርሒ ዘይገበርካ እንተኾንካ;
  • ንስኻን መጻምድትኻን ካልእ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዘይብልኩም እንተኾንኩም።

ብዘይ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ጾታዊ-ርክብ ክትፍጽም ትደሊ እንተኾንካ ምስቲ ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ኣማኻሪን ምስታ ናትካ መጻምድትን ተዘራረብ ኢኺ።

መጻምድቲ ይዘራረቡ።

ኤች.ኣይ.ቪ ከምዘለካ ንሰብ ምንጋር

ምስ ኤች.ኣይ.ቪ ምንባር ኩሉ ግዜ ቀሊል ኣይኮነን። እንተድኣ ብዛዕባ ኤ.ኣይ.ቪ ምስ ሰባት ተዘራሪብካ ክጠቕመካ ይኽእል እዩ። ኤች.ኣይ.ቪ ከምዘለካ ንሰባት ናይ ምንጋር ግቡእ  የብልክኣን።