ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት

መብዛሕትኦም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ብቐሊሉ ክፍወሱ ይኽእሉ እዮም። መርመራ እንተጌርኩም ጥራይ ኢኹም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ከምዘለኩምን ከምዘይብልኩምን ክትፈልጥኡ እትኽእሉ።

ብበዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ብህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምምሕዳር ከተማ (GGD) ክትምርመርኡ ትኽእሉ ኢኹም። 

ናጻ ኮንኩም ነቲ ሓኪም ክተዘራርቡዎ ትኽእሉ ኢኹም። ንሱ ንዓኹም ንምድጋፍ ዘኽእል ሙሉእ ሓበሬታ ኣለዎ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ናትኩም ሓበሬታ ንዝኾነ ሰብ ኣሕሊፉ ክህብ ኣይክእልን እዩ። ንሱ/ንሳ ናትኩም ሚስጥርነት ከኽብሩ ብሕጊ ግዴታ ኣለዎም።

ምስ ሓኪም እትዘራረብ ጓለንስተይቲ።

መርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትመርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትሓደ ሰብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽስታት (STIs) ሓሚሙ’ዶ ኣይሓመመን ምርግጋጽ ዝግበር መርመራ። እቲ…ብዙሕ ምንባብ

መርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ብኸምዚ ዝስዕብ እዩ ዝካየድ:

  • እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና እንታይ ዓይነት ጸታዊ-ርክብ ከምዝገበርኩም ክምርምረኩምን ብዛዕባ ገለ ምልክታት ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ክሓተኩምን እዩ።
  • እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ነቲ ናይ ጾታዊ-ርክብ ናውቲ ኣካላትኩም፡ ኣፍኩም ከምኡ ድማ መሃንቱስኩም ምልክታት ሕማም ከይህሉዎ ክምርምሮ ይኽእል እዩ።
  • እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና መብዛሕትኡ ግዜ ቅምሶ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ይወስደልኩም ወይ ከኣ ቅምሶ ሽንቲሽንቲሰባት ናብ ሽቓቕ ብምኻድ ኣብ ኣካላቶም ዝርከብ ርስሓት ብመንገዲ መትረብ ሽንቲ ጌሮም ዘውጽእዎ…ብዙሕ ምንባብ ንኽወስደልኩም ይሓተኩም። እቲ ሓኪም ካብቲ ምናልባት ተጠቒዑ ክኸውን ዝኽእል ክፋል ኣካላትኩም (ኣፍ/ጎሮሮ፡ ማሃንቱስ፡ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብመትረብ ሽንቲመትረብ ሽንቲኣብ ውሽጢ ኣካላት ዝርከብ መትረብ። እቲ መትረብ ሽንቲ ካብ ፍሕኛ ናብ መውጽኢ ሽንቲ…ብዙሕ ምንባብ) ብመጽረጊ ሓሲሱ ክምርምር ይኽእል።
  • እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ሞያዊ ነቶም ዝወሰዶም ቅምሶታት ንመርመራ ናብ ላቦራቶሪ ይልእኮም።
  • እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ድሕሪ ከባቢ 1 ሰሙን ውጽኢት ናይቲ ላባራቶራዊ መርመራ ይቕበል።
  • እቲ ሓኪም ወይ እቲ ነርስነርስንሕሙማት ሰባት ኣብ ምክንኻን ከም ስርሓ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። ነስር መድሃኒት ክትእዝዘልካ ኣይትኽእል…ብዙሕ ምንባብ እቲ ውጽኢት ይገልጸልኩም ከምኡ ድማ ኣብ ቀጻሊ ብዛዕባ ክውሰዱ ዘለዎም ስጉምቲታት የዘራርበኩም። ኣድላዪ እንተኾይኑ፡ ንሱ/ንሳ ነቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝስዕብ ረኽሲ ዝፍውስ መድሃኒታት ክህቡኹም እዮም። መብዛሕትኦም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክሓውዩ ይኽእሉ ወይ ድማ ናይ ሕማም ምልክታቶም ክፍወስ ይኽእል።

እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ካብታ ጓለንስተይቲ ንምርመራ ዝኸውን ቅምሶ ደም እናወሰደ።

እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ንምርመራ ዝኸውን ፈሳሲ ካብ ኣፍ እታ ጓለንስተይቲ እናወሰደ።

ዋጋ መርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት

መርመራ ናይ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ብበዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ኣብቲ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማእቲ ናይ ሆላንድ ኣሕጽሮተ-ቓል ጂጂዲ ወይ GGD ናይ ምምሕዳር ከተማ ወይ ከኣ ሓበራዊ…ብዙሕ ምንባብ (GGD) ክግበረልኩም ይኽእል እዩ። ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ናይ ምትሓዝ ስግኣተ-ሓደጋኻ ልዑል ድዩ? ገለ ረቛሒታት ከተማልእ እንተኽኢልካ ኣብ ከባቢኻ ኣብ ዝርከብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማ (GGD) ብናጻ ክትምርመር ትኽእል ኢኻ። ክሳዕ 25 ዓመት ዝድመዕም መንእሰያት፡ ፋይቶታት፡ ምስ ደቂ-ተባዕትዮ ጾታዊ-ርክብ ዝገብሩ ደቂ-ተባዕትዮ ከምኡ ድማ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ብስፍሓት ካብ ዝርከበለን ሃገራት ዝመጹ ሰባት ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማ (GGD) ቆጸራ ክሕዙ ይኽእሉ እዮም።

ብበዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እውን ክትምርመር ትኽእል ኢኻ። ምኽሪ ንምርካብ ምስ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እትገብሩዎ ዘተ ካብ ክፍሊት ናጻ እዩ፡ ገለ ግዜ ግን ከፊልኩም እትምርመሩሉ ኣጋጣሚታት ክህሉ ይኽእል እዩ። እዚ ኣብ ናይ ጥዕና መድሕንኩምን ካብ ናይ ጥዕና መድሕን ሽፋንኩም ንላዕሊ ኣብ ዝኾነ ክፍሊትን (eigen risico) ዝተመርኮሰ እዩ። ንዝያዳ ሓበሬታ ነቲ ናይ ጥዕና መድሕን ዝኣተወልካ ተወከስ።

ኣብ ማእከል መዕቆቢ ሓተትቲ ዕቑባ’ ትነብሩ እንተኾንኩም ካብቲ ኣብኡ ዝርከብ ማእከል ጥዕና ናጻ መርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ን ምኽርን ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ዋግኡ ክንደይ እዩ?