ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከምዘለኪን ከምዘይብልኪን ምፍላጥ
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት መብዛሕትኡ ግዜ ንጹር ምልክታት የብሎምን። ኩሉ ግዜ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ከምዘለኪን ከምዘይብልኪን ብዓይንኺ ርኢኺ ዘይክትፈልጥኢ ትኽእልኢ ኢኺ። ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከይህልወኪ ብርጉጽ ክትፈልጥ እንተደሊኺ ብበዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ብህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምምሕዳር ከተማ (GGD) ተመርመሪ።
ወዲ-ተባዕታይ ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና እናተዘራረበ።
ምልክታት ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ
ገለ ካብዞም ዝስዕቡ ምልክታት እንተሃልዩኪ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ተታሒዝኪ ክትኮኒ ትኽእልኢ ኢኺ:
- ፈሳሲ ካብ መትረብ ሽንቲሽንቲሰባት ናብ ሽቓቕ ብምኻድ ኣብ ኣካላቶም ዝርከብ ርስሓት ብመንገዲ መትረብ ሽንቲ ጌሮም ዘውጽእዎ…ብዙሕ ምንባብ፡ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ማሃንቱስ (ብጫ፡ ቀጠልያ፡ ቡናዊ፡ ጨናዊ ወይ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ዘለዎ)። ኩሉ ግዜ ካብ ርሕሚ ፈሳሲ ምፍናው ንቡር እዩ (ርሕማዊ ፈሳሲ)። እቲ ፈሳሲ ሓያል ጨና እንተሃልዩዎ ወይ ከኣ ሕብሩ ፍልይ ዝበለ እንተኾይኑ፡ ምናልባሽ ምልክት ናይ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ክኸውን ይኽእል እዩ;
- ለውጢ ኣብ ቆርበትኪ: ሕበጣት፡ ጡብ-ኣድጊታት፡ ቁስሊታት ወይ ከኣ ፈሳሲ ኣብ ውሽጢ ኣብ ላዕሊ/ዉሽጢ/ ከባቢ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ፡ ርሕሚ፡ ማሃንቱስ ወይ ከኣ ኣፍ/ጎሮሮ;
- ናብ ዓይኒ-ምድሪ ክትከይድ እንከለኻ ቃንዛ ወይ ከኣ ናይ ምቅጻል ስምዒት;
- ሰሓ ኣብ መትሎ፡ ርሕሚ፡ ማሃንቱስ ወይ ከኣ ጸጉሪ ርሕሚ;
- ጾታዊ-ርክብ (መትሎ ናብ ርሕሚ ምእታው) ኣብ እትፍጽምሉ እዋን መድመይቲ ወይ ቃንዛ ከብዲ;
- ቃንዛ ኣብ ሓደ ወይ ኣብ ክልቲኡ ፍረ-ነፍሲ (ወዲ-ተባዕታይ);
- ደም ኣብ ቀልቀልካ።
ርሕማዊ ረኽሲታት
ገለ ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ ዝርኣዩ ምልክታት ሕማም (ፈሳሲ ምፍናው፡ ሰሓ ርሕሚ፡ ኣብ እዋን ምሻን ናይ ምቅጻል ስምዒት) ብኽልተ ናይ ፋንጋስ ረኽሲታት ዝመጹ ክኾኑ ይኽእሉ: ካንዲዳካንዲዳብፋንጋስ ዝለዓል ረኽሲ ናይ ርሕሚ እዩ። እቲ ንርሕሚ ካብ ፋንጋስ ዝከላኸለላ መጠን ሚዛን…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ባክተርያዊ ቫጂኖሲ።
ብጾታዊ-ርክብ ኣይመሓላለፉን (ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ኣይኮኑን)። እዚኦም ርሕማዊ ረኽሲታት ይበሃሉ።
ምኽሪ ንምርካብ ንበዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ሕተቲ ።
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ምፍዋስ
ምልክታት ሕማም ናይ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ምልክታት ሕማም እቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ገና ከይለገሰልኪ እንከሎ ክጠፍኡ ይኽእሉ እዮም። ሕጂውን ገና ክትፍወሲ የድልየኪ እዩ። መብዛሕትኦም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክሓውዩ ይኽእሉ ወይ ድማ ናይ ሕማም ምልክታቶም ክፍወስ ይኽእል።
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ዘይተሓኪሙ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ናይ ዘይምጥናስ (ምምካንምምካንንሰብኣይ ወይ ድማ ንሰብኣይ ንምምካን ዝግበር መጥባሕቲ። እቲሓኪም፡ ንመትረብ ዘርኢ ወዲተባዕታይ ይቖርጾ (ኣብ…ብዙሕ ምንባብ) ሳዕቤን ከኸትል ይኽእል እዩ።
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት እንተ ዘይተሓኪሞም ካልኦት ከበድቲ ናይ ጥዕና ጸገማት እውን ከስዕቡልኪ ይኽእሉ እዮም። ምኽሪ ንምርካብ ንበዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ንህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማ (GGD) ሕተቲ።