ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምምካን

ንሰብኣይ ወይ ድማ ንሰብኣይ ንምምካን ዝግበር መጥባሕቲ። እቲሓኪም፡ ንመትረብ ዘርኢ ወዲተባዕታይ ይቖርጾ (ኣብ ወዲ ተባዕታይ) ወይ ድማ ንሻንብቆ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ (ኣብ ጓለ`ንስተይቲ) ድማ ይቛጽሮ። ናይ ምምካንምምካንንሰብኣይ ወይ ድማ ንሰብኣይ ንምምካን ዝግበር መጥባሕቲ። እቲሓኪም፡ ንመትረብ ዘርኢ ወዲተባዕታይ ይቖርጾ (ኣብ…ብዙሕ ምንባብ መስርሕ ሓደ ካብ ኣገባብ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ እዩ። ናይ ምምካን መስርሕ ክምለስ ይከኣል እዩ፡ እንተኾነ ግና ከቢድ’ዩ ዝበዝሕ ግዜ ድማ ዕዉት ኣይኮነን። ንሓዋሩ ንጥንሲ ክትከላኸለሉ ዘለካ መስርሕ ተባሂሉ እዩ ዝፍለጥ።