ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ምክልኻል
ጥቕሚ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ
ብጾታዊ-ርክብ ብዝመሓላለፉ መብዛሕትኦም ረኽሲታት ናይ ምልካፍ ስግኣተ-ሓደጋኹም ክትንክዩ ትኽእሉ:
- ናይ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ጾታዊ-ርክብ ወይ ድማ ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ ኣብ እትፍጽምሉ እዋን ኮንዶም ተጠቐሙ።
- እንተድኣ ናይ ጾታዊ-ርክብ ባምቡላታት ምስ ካልኦት ሰባት ብሓባር ትጥቀሙ ኮይንኩም ኮንዶም ተጠቐሙ ወይ ድማ ብማይን ሳሙናን ገይርኩም ብግቡእ ኣጽርይዎ። ንኣብነት: ዲልዶ፡ ቫይብሬተር።
- ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ኣብ እትገብርሉ እዋን ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብ ኣፍኩም ኣይተእትዉ። እዚ ነቲ ብኤች.ኣይ.ቪ ናይ ምትሓዝ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ ኣዝዩ ከምዝንኪ ይገብር። ኮንዶም ወይ ከኣ ንኣፍ ዝሽፍን ፕላስቲክ ክትጥቀሚ እንከለኺ ብጾታዊ-ርክብ ንዝመሓላለፉ ረኽሲታት ናይ ምቅላዕ ስግኣተ-ሓደጋኺ እውን ይንኪ።
ኮንዶም
ንገዛእ-ርእስኹምን ንመጻምድትኹን ካብ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትን ካብ ኤች.ኣይ.ቪን ንምክልኻል ኮንዶም ተጠቐሙ። ኮንዶም ክትጥቀሙ እንድሕር ዘይደሊኹም፡ ብዛዕባ መርመራ ብጾታዊ-ርክብ ናይ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ከምኡ ድማ ብዛዕባ ምርመራ ኤች.ኣይ.ቪ ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና ተዘራረቡ።
ብተወሳኺ ንስኹምን መጻምድትኹምን (ስሩዕ ወሲባዊ ርክብ እንተሃልዮኩም እሞ) ከልቴኹም ብጾታዊ-ርክብ ናይ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ምርመራ ጌርኩም ናጻ እንተ ተባሂልኩም ድሕሪኡ ክልቴኹም ምስ ካልኦት ሰባት ጾታዊ-ርክብ እንተ ዘይፈጺምኩም ብጾታዊ-ርክብ ንዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክትቃልዑ ኣይትኽእሉን። ንስኹም ወይ ከኣ መጻምድትኹም ምስ ካልኦት ሰባት ጾታዊ-ርክብ ክትገብሩ እንከለኹም ኩሉ ግዜ ኮንዶም ተጠቐሙ።
ኮንዶም ዘይተደልየ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ እውን ይከላኸል እዩ። ብተወሳኺ ካልኦት ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ እውን ኣለዉ።
ካልኦት ሜላታት መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ
- ናይ ባዕልኺ መውግኢ ኣቕሓ ጥራይ ተጠቐሚ፡ ወይ ሓድሽ ተጠቐሚ።
- ጥንስቲ እንተኾንኪ ከምኡ ከኣ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ሃልዩኪ፡ ካብ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ካብ መሕረሲትመሕረሲትንጥንስቲ ሰበይቲ ቅድሚ፡ ኣብ ግዜን፡ ድሕርን ሕርሲ እትሕግዛ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። መሕረስቲ መድሃኒት…ብዙሕ ምንባብ ምኽሪ ሕተቲ።
- ናይ ባዕልኺ ናይ ስኒ ብራሽ (ቢ ዝዓይነቱ ወይቦ)፡ ሽጎማነ ከምኡ ድማ ናይ ዓራት ኣንሶላ (ዓበቕዓበቕብኣዝዮም ደቀቕቲ እንስሳታት ሓሳኹ ዝመጽእ ናይ ቆርበት ()ረኽሲ። ዓበቕ ብዙሕ ምሕካኽ, የስዕብ፡ ብቐንዱ…ብዙሕ ምንባብ ከምኡ ድማ ቁማል) ተጠቐሚ።
- ገንዘብ ወይ ከኣ ኣቕሑት ንምርካብ ኢልኪ ጾታዊ-ርክብ ትፍጽሚ ዲኺ? ወይ ከኣ ምስ ደቂ-ተባዕትዮ ጾታዊ-ርክብ እትፍጽም ወዲ-ተባዕታይ ዲኻ? ክታበትክታበትብዶክተር ወይ ድማ ብነርስ ዝውጋእ መድሃኒት። ክታበት ከም ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ ወይ ወይቦ…ብዙሕ ምንባብ ናይ ቢ ዝዓይነቱ ወይቦ ውሰዱ። ኣብ ከባቢኺ ናብ ዝርከብ _W_ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምምሕዳር ከተማ_W_ (GGD) ኪዱ።

ናይ ዓይነት ቢ ወይቦ ክታበት ተኸተቡ።

ናይ ባዕልኺ መውግኢ ኣቕሓ ጥራይ ተጠቐሚ፡ ወይ ሓድሽ ተጠቐሚ።

ጥንስቲ እንተኾንኪ ከምኡ ከኣ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ሃልዩኪ፡ ምኽሪ ንምርካብ ንሓኪም ሕተቲ።
ንመጻምድትኻን ንናይ ጥዕና ሞያዊን ምዝራብ
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ እንድሕር ሃልዩኩም ናብ ካልኦት ሰባት ከተሕልፉ ትሕእሉ ኢኹም። ብዛዕባ እዚ ንመጻምድትኹም ንገሩ ሽዑ ክልቴኹም ናብ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ናብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማ (GGD) ኪዱ። ነቲ ሕጂ ዘሎ መጻምድትኹም መጠንቀቕታ ብምሃብ ንገዛእ-ርእስኹም እውን ኢኹም ትከላኸሉ። እቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ሓውዩ እሞ መጻምድትኹም ከይተሓከመ መሊስኩም ጾታዊ-ርክብ እንተፈጺምኩም፡ እቲ መጻምድትኹም መሊሱ ከሕልፈልኹም ይኽእል እዩ።
ነቲ ዘለኩም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ኣብ እትፍውስሉ እዋን ጾታዊ-ርክብ ኣይትፈጽሙ። ነቲ ሕጂ ዘሎ መጻምድትኹም ጥራይ ኣይትሓብሩ፡ እንተላይ ነቶም ናይ ቀደም መጻምድትኹምን ምሳኹም ጾታዊ ምትንኻፍ ዝነበሮም ካልኦት ሰባትን እውን ኣጠንቅቕዎም። ንሳቶም እውን እቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ክሓልፎምን ከይፈለጡ ናብ መጻምድቶም (መጻምድቲታቶም) ከሕልፉዎን ይኽእሉ እዮም። ነቶም ናይ ጾታዊ-ርክብ መጻምድቲታትኩም መጠንቀቕታ ብምሃብ፡ እቶም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ዚያዳ ንኸየስፋሕፍሑ ትከላኸሉ።
ክንደይ ዝኣክል ግዜ ንድሕሪት ተመሊስም ነቶም ናይ ጾታዊ-ርክብ መጻምድቲታትኩም ከተጠንቅቑ ከምዘለኩም ንሓኪምኩም ወይ ንነርስኩም ኣማኽሩ። ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከምዘለኩም ነቶም ናይ ቀደም ናይ ጾታዊ-ርክብ መጻምድቲታትኩም ክትነግሩዎም እንተ ዘይደሊኹም መንነትኩም ሓቢእኩም ማለት ስምኩም ከይገለጽኩም (በዚ partnerwaarschuwing.nl) መርበብ ሓበሬታ ኣቢልኩም ክትነግርዎም ትኽእሉ ኢኹም።
መጻምድቲ ይዘራረቡ።