ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መርመራ ኤች.ኣይ.ቪ

መርመራ ኤች.ኣይ.ቪመርመራ ኤች.ኣይ.ቪእዚ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ከይህልወኩም መርመራ ኣካይድ እዩ። ብዘይ መርመራ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ኣለኩምን የብልኩምን ክትፈልጥኡ ኣይትኽእልኡን…ብዙሕ ምንባብ.ቪ ምርመራ ብኤች.ኣይ.ቪ ተለኺፍካ ምህላውካን ዘይምህላውካን ክነግረካ ይኽእል። እቲ መርመራ ናይ መልከፍቲ ስግኣተ-ሓደጋ ምስ ኣጋጠመካ ድሕሪ 6 ሰሙን ንህላወ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ደምካ ብዘተኣማምን መንገዲ ከለልዮ ይኽእል። እንተድኣ ምልክታት ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ኔሩካ (ኣብዚ ተወከስ: soatestwijzer.nl) ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ዝቐልጠፈ ናብቲ ናይ ስድራቢአት ሓኪምካ ወይ ከኣ ናብቲ GGD (ሕክምና ምምሕዳር ከተማ) ክትከይድ ዝበለጸ እዩ። ቅልጡፍ ምርመራ ዘድልየካ እንተኾይኑ ንናይ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ሞያዊ ኣዘራርብ።

መርመራ ኤች.ኣይ.ቪ ከምዚ ዝስዕብ ይካየድ:

  • እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ንመርመራ ዝኸውን ቅምሶ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ይወስደልካሞ ክምርመር ናብ ላቦራሪ ይልእኮ።
  • ኣብቲ ላቦራቶሪ ኣብ ኣካላትካ ጸረ-ነፍሳትጸረ-ነፍሳትኣብ ኣካላት ንባክተርያ ክካላኸል ዘኽእል መድሃኒት። ኣንቲባዮቲክ እትውሓጥ መድሃኒት፡ ሓርጭ ወይ ድማ ፈሳሲ…ብዙሕ ምንባብ ምህላዎምን ዘይምህላዎምን ይፍተሹ።
  • እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ናይቲ ምርመራ ውጽኢት ድሕሪ ኣስታት ሓደ ሰሙን ይቕበል።
  • እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ብዛዕባ እቲ ውጽኢት መብርሂ ይህበካ ከምኡ ድማ ኣብ ቀጻሊ ብዛዕባ ክውሰዱ ዘለዎም ስጉምቲታት የዘራርበካ።

እቲ ሓኪም ካብታ ሰበይቲ መመርመሪ ደም እናወሰደ።

ምስ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ምዝርራብ

ምስቲ ኣብ ማእከል ሓተቲ ዕቑባ ዝርከብ ብዓል-ሞያ ጥዕና ወይ ክአኣ ምስ ብዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ናጻ ኮንካ ክትዘራረብ ትኽእል ኢኻ እቲ ሓኪም ናትካ ሓበሬታ ንዝኾነ ሰብ ኣሕሊፉ ክህብ ኣይኽእልን። ንሱ/ንሳ ናትኩም ሚስጢርነት ከኽብሩ ብሕጊ ግዴታ ኣለዎም

ወዲ-ተባዕታይ ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና እናተዘራረበ።

ዋግኡ ክንደይ እዩ?

ኣብ ብዓል-ሞያ ሕእፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማእቲ ናይ ሆላንድ ኣሕጽሮተ-ቓል ጂጂዲ ወይ GGD ናይ ምምሕዳር ከተማ ወይ ከኣ ሓበራዊ…ብዙሕ ምንባብ (GGD) መርመራ ናይ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ከምኡ ድማ ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም። ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ናይ ምትሓዝ ስግኣተ-ሓደጋኻ ልዑል ድዩ? ገለ ረቛሒታት ከተማልእ እንተኽኢልካ ኣብ ከባቢኻ ኣብ ዝርከብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማ (GGD) ብናጻ ክትምርመር ትኽእል ኢኻ። ክሳዕ 25 ዓመት ዝገበሩ መንእሰያት፡ ፋይቶታት፡ ምስ ደቂ-ተባዕቶ ጾታዊ-ርክብ ዝገብሩ ደቂ-ተባዕትዮ ከምኡ ድማ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ብስፍሓት ካብ ዝርከቡለን ሃገራት ዝመጹ ሰባት ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማ (GGD) ቈጸራ ክሕዙን ብናጻ ክምርመሩን ይኽእሉ እዮም።

ብበዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እውን ክትምርመር ትኽእል ኢኻ። ምስ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እትገብሩዎ ዘተ ካብ ክፍሊት ናጻ እዩ ግን ኣብ ገለ እዋን ከፊልኩም እትምርመሩሉ ኣጋጣሚታት ክህሉ ይኽእል እዩ። እዚ ኣብ ናይ ጥዕና መድሕንኩምን ካብ ናይ ጥዕና መድሕን ሽፋንኩም ንላዕሊ ኣብ ዝኾነ ክፍሊትን (eigen risico) ዝተመርኮሰ እዩ። ንዝያዳ ሓበሬታ ነቲ ናይ ጥዕና መድሕን ዝኣተወልካ ተወከስ።

ኣብ ማእከል መዕቆቢ ሓተትቲ ዕቑባ’ ትነብር እንተኾንካ ካበቲ ኣብኡ ዝርከብ ማእከል ጥዕና ናጻ መርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትመርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትሓደ ሰብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽስታት (STIs) ሓሚሙ’ዶ ኣይሓመመን ምርግጋጽ ዝግበር መርመራ። እቲ…ብዙሕ ምንባብ ክትገብር ትኽእል ኢኻ።