ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
መርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት
ሓደ ሰብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽስታት (STIs) ሓሚሙ’ዶ ኣይሓመመን ምርግጋጽ ዝግበር መርመራ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ሕቶታት ይሓትት፡ ኣብ ጾታውያን ሀዋሳት፡ ኣፍ ኣብ ገለ እዋን’ውን ንመሃንቱስ ውን መርመራ የካይድ። እቲ ሓኪም ኣብቲ ተለኺፉ ዝበሎ ቦታታት፡ ናይ ምራቕምራቕኣብ ኣፍ ዝፈሪ ፈሳሲ።ብዙሕ ምንባብ መርመራ፡ ናይደም መርመራ ከካይደልካ እዩ ወይ ድማ ነቲ ሰብ ኣብ መትሓዚ ክትሽይን ክሓተካ ይኽእል እዩ። እቲ ሓኪም ንኹሉ መመርመሪ ናብ ላቦራቶሪ ተወሳኺ መጽናዕቲ ንኽግበረሉ ይልእኾ።