ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መርመራ ኤች.ኣይ.ቪ

እዚ፡ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ከይህልወኩም መርመራ ኣካይድ እዩ። ብዘይ መርመራ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ኣለኩምን የብልኩምን ክትፈልጥኡ ኣይትኽእልኡን ኢኹም። እተፈላለዩ ዓይነት መርመራታት እዮም ዘለዉ። እቲ መርመራ፡ ህላወነት ጸረ-ነፍሳትጸረ-ነፍሳትኣብ ኣካላት ንባክተርያ ክካላኸል ዘኽእል መድሃኒት። ኣንቲባዮቲክ እትውሓጥ መድሃኒት፡ ሓርጭ ወይ ድማ ፈሳሲ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ ከይህሉ ይምርምር። እቲ መርመራ፡ ብድሕሪ ናይ’ቲ ስግኣት መልከፍቲዝሓድረካ ኣብ ዘሎ 6 ሰሙናት፡ ዘተኣማምን ውጽኢት ዝህበካ እዩ።