ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ፍወሳ

ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ምእታው

ኤች.ኣይ.ቪ ክፍወስ ኣይክእልን ግን ብመድሃኒታት ክትቆጻጸሮ ትኽእል ኢኻ። ኤች.ኣይ.ቪ እንሃልዩካሞ ብቕልጡፍ ግቡእ ሕክምና እንተጌርካ፡ ንቡር ህይወት ክትመርሕ ትኽእል ኢኻ። ኤይድስ ክሕዘካ ኣይክእልን ስለዚ ክንዲቲ ኤች.ኣይ.ቪ ዘይብሎም ሰባት ዝነብሩዎ ዕድመ ክትነብር ትኽእል ኢኻ።

ብዙሓት እተፈላለዩ መድሃኒታት ክትወስድ ትኽእል ኢኻ። እቲ ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ኣማኻሪ ንዓኻ ዘሕሸካ መድሃኒት ኣየናይ ከምዝኾነ ምሳኽ ኣኮይኑ ክውስን እዩ።

ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መድሃኒታት ጎድናዊ ሳዕቤናት ክህልዉዎም ይኽእሉ እዮም። ብዛዕባ እዚኦም ምስቲ ናይ ኤች.ኣይ.ቸቪ ኣማኻሪ ተዘራረብ። ኩሉ ግዜ፡ እቶም ጎድናዊ ሳዕቤናት ክፍወሱ ዝኽእሉ እዮም። እትወስዶ መድሃኒት ዓቐኑ ኣይትነክዮ ከምኡ ድማ ኣይተቋርጾ።

ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መድሃኒታት ዝወስድ ወዲ-ተባዕታይ።

መድሃኒታት ብመሰረት ትእዛዝ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ምውሳድ

እቶም መድሃኒታት በታ እቲ ሓኪም ዝኣዘዘልካ መንገዲ እንተ ወሲድካዮም ጥራይ እዮም ዝሰርሑ።

  • ኩሉ ግዜ እቲ ቅኑዕ ዓቐን መድሃኒት ክትወስድ ኣለካ;
  • እቲ መድሃኒት ኩሉ መዓልቲ ክትወስዶ ኣለካ;
  • እቶም መድሃኒታት ኩሉ መዓልቲ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ክትወስዶም ኣለካ;
  • ኩሉ ግዜ እቶም መድሃኒታት ኣብቶም ዝተኣዘዙልካ መድሃኒታት ተመርኲስካ በቲ ቅኑዕ መንገዲ ክትወስዶም ኣለካ። ንኣብነት: ምስ መግቢ ወይ ብዘይ መግቢ።
  • ምስቲ ሕክምና ዝገብረልካ ሓኪም ወይ ከኣ ምስቲ ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ኣማኻሪ ከይተዘራረብካ ፈጺምካ መድሃኒትካ ከይተቋርጽ። እቲ ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ ብግዝያዊነት ክቋረጽ ይኽእል እዩ ሽዑ ዘስዕቦ ጽልዋ ትሑት ክኸውን ይኽእል።

ሓኪም ንተሓካማዩ ናይ መድሃኒታት ትእዛዝ እናርኣየ።

ድሕሪ ሕጂ ናይ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ ኣኽቲሙ ኣሎ

መድሃኒታትኪ ኩሉ መዓልቲ ብግቡእ እንተወሲድኪ፡ ኣብ ደምኪ ዝርከብ መጠን በዝሒ ኤች.ኣይ.ቪ (ጻዕቂ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ) ይንኪ። ድሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕ፡ እቲ ቫይረስ ሕጂውን ኣብ ኣካላትካ ዋላ እኳ እንተሃለወ ክፍለጥ ኣይክእልን። ሽዑ ናብ ካልእ ሰብ እተመሓላልፈሉ ስግኣተ-ሓደጋ ዳርጋ ሙሉእ ብሙሉእ የኽትም።

ኤች.ኣይ.ቪ ኣብ ወሲባዊ ርክብ

ኤች.ኣይ.ቪ ምስ ዘይብሉ መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ብዘይ ኮንዶም ጾታዊ-ርክብ ክትፍጽም ትኽእል ኢኻ:

  • ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መድሃኒታት መዓልታዊ ብግቡእ ትወስድ እንተኾንካ፡ ከምኡ ድማ
  • ኣብተን ዝሓለፋ 6 ኣዋርሕ ኣብ ደምካ ዘሎ መጠን ኤች.ኣይ.ቪ ክፍለጥ ዘይኽእል እንተኾይኑ፡ ከምኡ ድማ
  • ጻዕቂ ቫይረስካ ካብ ዝምርመር 6 ወርሒ ዘይገበርካ እንተኾንካ;
  • ካልእ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ዘይብልኩም ከምኡ ድማ እቲ ልፋጫዊ መምብራና ናይ ኣፍኩም፡ መሃንቱስኩም ፡ መትሎኹም ወይ ድማ ርሕሚኹም እንድሕር ዘይተበላሽዩ።

ብዘይ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ጾታዊ-ርክብ ክትፍጽም ትደሊ እንተኾንካ ምስቲ ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ኣማኻሪኻ ከምኡ ድማ ምስታ ናትካ መጻምድቲ ተዘራረብ።

መጻምድቲ ይዘራረቡ።

ምስ ሓኪም ምዝርራብ

ምስ ሓካይምን ነርሳትን ናጻ ኮንካ ክትዘራረብ ትኽእል ኢኻ። ሰብ-ሞያ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዝዀነ ብዛዕባኹም ዝምልከት ሓበሬታ ንኻልእ ሰብ ኣሕሊፎም ክህቡ ኣይክእሉን። ንሳቶም ናትኩም ሚስጢራውነት ከኽብሩ ብሕጊ ግዴታ ኣለዎም

ምስ ሓኪም እትዘራረብ ጓለንስተይቲ።