ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ሕክምና ከይገበርካ ምንባር
ምልክታት ናይ ዘይተፈወሰ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ
እንተድኣ ሓደ ሰብ ብ ኤች.ኣይ.ቪ ተልኺፉ፡ እዞም ዝስዕቡ ምልክታት ክረኣዩ ይኽእሉ:
- ኣብ ቀዳማይ ሰሙን: ንሰዓል፡ ዕንፍሩር ወይ ከኣ ንሕብጥ ዝበሉ ሱር ዕያገነዳ ዝመስሉ ምልክታት።
- ብድሕሪኡ ምልክታት ዘይብሉ ግዜ ይመጽእ።
ሽዑ ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ እንተዘይጌሮም:
- ድሕሪ እተወሰነ ግዜ (እዚ ድሕሪ 2 ዓመት ወይ ልዕሊኡ ክኸውን ይኽእል) ሓድደስቲ ምልክታት ክረኣዩዎም ይጅምሩ።
- ፍወሳ ምስ ዘይገብር፡ ስርዓተ-ምክልኻል ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ናይቲ ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ሰብ ድኹም ይኸውንሞ ሽዑ ንኻልኦት ረኽሲታት ክቃላዕ፡ ክሓምም ኣብ መወዳእታ ድማ ክመዉት ይኽእል።
ፍወሳ ምስ ዘይገብር፡ ስርዓተ-ምክልኻል ሕማም ናይቲ ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ሰብ ድኹም ይኸውንሞ ሽዑ ንሱ/ንሳ ንኻልኦት ሓያለ ረኽሲታት ክቃልዑን ክሓሙን ይኽእሉ።
እናተሓከምካ ምስ ኤች.ኣይ.ቪ ምንባር
ቀልጢፍኩም ናይ ኤች.ኣይ.ቪ ምርመራ ብዝገበርኩም፡ እቲ ኤች.ኣይ.ቪ ኣብ ጥዕናኹም ዘስዕቦም ሳዕቤናት ክብደቶም እናነከየ ይመጽእ። ንቡር ህይወት ክትመርሑ ከምኡ ድማ ክንዲቲ ኤች.ኣይ.ቪ ዘይብሎም ሰባት ዝነብሩዎ ዕድመ ክትነብሩ ትኽእሉ ኢኹም።
ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ሰብ እንድሕር ተሓኪሙ፡ እቲ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ ብዘይውሑስ ጾታዊ-ርክብ ኣቢሉ ናብ ካልኦት ሰባት ናይ ምትሕልላፍ ስግኣተ-ሓደጋኡ ትሑት እዩ።
ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ሰብ ንቡር ህይወት ክመርሕን ክሳብ ዕድመ ሽምግልና ክበጽሕን ይኽእል።
ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ሰብ ንቡር ህይወት ክመርሕ ይኽእል እዩ።
መርመራ ኤች.ኣይ.ቪመርመራ ኤች.ኣይ.ቪእዚ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ከይህልወኩም መርመራ ኣካይድ እዩ። ብዘይ መርመራ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ኣለኩምን የብልኩምን ክትፈልጥኡ ኣይትኽእልኡን…ብዙሕ ምንባብ
እንተድኣ ኤች.ኣይ.ቪ ከምዘይብላ ብርግጸኛነት ክትፈልጥ ደሊኻ ወይ ከኣ ብ ኤች.ኣይ.ቪ ክትልከፍ ኣብ ዘኽእል ኵነታት ሃሊኻ ብዓልካ ኬድካ ተመርመር ። ንኣብነት ምስ ካልኦት ደቂ-ተባዕትዮ ጾታዊ-ርክብ ዝፈጸምካ ወዲ-ተባዕታይ ወይ ከኣ ስግረ-ጾታውያንስግረ-ጾታውያንእዚ፡ እቲ ኣብ ግዜ ምውላድ ዝነበረ ናይ ሓደ ሰብ፡ ጾታ ምስ’ቲ ምስ ዓበዩ ዝስምዖም…ብዙሕ ምንባብ ክትከውን ስለእትኽእል። ሓገዝ ንምርካብ ኣብቲ ናይ ሓተትቲ ዕቑባ’ማእከል ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ንዝርከብ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና፡ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማእቲ ናይ ሆላንድ ኣሕጽሮተ-ቓል ጂጂዲ ወይ GGD ናይ ምምሕዳር ከተማ ወይ ከኣ ሓበራዊ…ብዙሕ ምንባብ (GGD) ወይ ከኣ ን ብዓል-ሞያ ጥዕና ሕተት።
ወዲ-ተባዕታይ ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና እናተዘራረበ።