ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ስግረ-ጾታውያን

እዚ፡ እቲ ኣብ ግዜ ምውላድ ዝነበረ ናይ ሓደ ሰብ፡  ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ምስ’ቲ ምስ ዓበዩ ዝስምዖም ወይ ዘርእይዎ ጾታዊ ባህሪጾታዊ ባህሪኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ፡ ጾታውን ስምዒታውን ስሕበት ምህላው። እዚ ኣንጻር ጾታ ዘለዎ ሰብ…ብዙሕ ምንባብ  ዘይሰማማዕ ምስ ዝኸውን እዩ። ሓደ ሰብ ዝያዳዝያዳእቲ ዝያዳ (eigen risico) ናይ ክንክን ጥዕና ክፍሊታት ኣብ እትሕተቱሉ እዋን ባዕልኹም እትኸፍሉዎ…ብዙሕ ምንባብ ተባዕታዊ ወይ ድማ ኣንስታዊ፡ ወይ ድማ ካብ ኣንስታዊ ዝያዳ ናይ ተባዕታዊ ባህሪ ዘለዎ፡ ወይ ድማ ናይ ተባዕታይ-ኣንስታይ መንነት ከምዘለዎ ክፍለ ዘይክኣል እዩ። ስግረ-ጾታታዊ ሰብ፡ ብመጥባሕቲ ጾታኡ ክቕይር ይኽእል’ዩ፡ ንሳ/ሱ እንተፈትዩ/ያ ድማ፡ ናይ ሆርሞንሆርሞንብኣካላትና ዝፈሪ ነገር እዩ። ሆርሞናት ንዝተፈላለየ ስራሓት ኣካላት፡ ማለት  ንኸም ፍርያምነትን ጾታውነትንኣገዳሲ እዩ።…ብዙሕ ምንባብ መጥባሕቲ ክግበረሎም  ይኽእል እዩ።