ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና ምዝራብ

ብዛዕባ ናይ ጾታዊ ህይወትኩምን ወሲባዊ ርክብኩምን ዝምልከት ሕቶታት እንተሃልዮምኩም፡ ንእተፈላለዩ ሰብ-ሞያ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ከተዘራርቡ ትኽእሉ ኢኹም። ኩሉ ግዜ መጀመርያ ናብ ብዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ኢኹም ክትከዱ ዘለኩም። ኣድላዪ እንተኾይኑ፡ እቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ናብ ስፔሻሊትስት ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ክሰደኪ ይኽእል እዩ፡ ንኣብነት ናብ ናይ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ሓኪም፡ ናብ መሕረሲትመሕረሲትንጥንስቲ ሰበይቲ ቅድሚ፡ ኣብ ግዜን፡ ድሕርን ሕርሲ እትሕግዛ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። መሕረስቲ መድሃኒት…ብዙሕ ምንባብ፡ (ናይ ጾታዊ-ርክብ) ፈዋሲ ወይ ከኣ ናብ ብዓል-ሞያ ስነ-ኣእምሮ። 

እንተድኣ ኣብ ቅዛነት ኣለኹም፡ ምስ ኤች.ኣይ.ቪ ትነብሩ ኣለኹም ወይ ከኣ ናይ ወሲባዊ ርክብ ጸገማት ኣለኩም ኰይኑ ብዓል-ሞያ ስነ-ኣእምሮ/ክኢላ ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ ስነ-ኣእምሮ ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ።

 

ጓለንስተይቲ ምስ ሓኪም እናተዘራረበት

ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና እንታይ ትዘራረቡ?

ዳርጋ ብዛዕባ ኩሎም ሚስጢራዊ ጉዳያትኩም ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና ክትዘራረቡ ትኽእሉ ኢኹም። ንኣብነት፡-

ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና ከመይ ትዘራረቡ

ምስ ናይ ብል_ምዕይእ ጥዕና ክትዘራረቡ እንተደሊኹም፡ እዞም ምኽታት ክጠቕምኹም ይኽእሉ እዮም:

  • ብዛዕባ እቶም ክትዛተይሎም ወይ ከኣ ክትሓቱሎም እትደልዪ ዛዕባታት ሕሰቡ።
  • ካብቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና እንታይ ከምእትደልዩ ሕሰቡ። ንኣብነት: ማዕዳ ዲኹም ትደልዩ፡ ናይ መርመራ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ዲኹም ትደልዩ ዋላስ ናብ ስፐሻሊስ ሓኪም ኢኹም ክትለኣኹ ትደልዩ?
  • ክትዛረብሉ ዝኸብደኩም ኣርእስቲ እንተኾይኑ ኣነጽሩ።
  • ጼገማትኩም ወይ ሕቶታትኩም ብዝተኻእለ መጠን ንጹራት ክኾኑ ኣለዎም። ንኣብነት፡ ኣነ መትሎይ ከቕንዕ ኣይክእልን እየ።
  • ብዛዕባ እትጥቀምኡሎም ቃላት ሕሰቡ። ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ዘሎ ማህደር ቃላት ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ።
  • ንእትኣምንዎ ሰብ ብምዝራብ እውን ደገፍ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ብዛዕባ ሚስጢራዊ ጉዳያትኩም ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና ምዝርራብ ከቢድ እዩ፡ ይኹን እምበር እዚ ኣካል ስራሑ እዩ።

ወዲ-ተባዕታይ ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና እናተዘራረበ።

ብሕታዊነትብሕታዊነትንሓደ ሰብ ዝሃብካዮ ሓበሬታ እቲ ሰብ ነዚ ሓበሬታ ናብ ካልእ ሰብ ከየመሓላልፎ ዘለካ…ብዙሕ ምንባብ

ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና ክትዘራረቡ እንከለኹም ምስጢርነትኩም ዝተሓለወ እዩ። ሰብ-ሞያ ንስኹም ዝሃብኩሞም ሓበሬታ ንኻልእ ኣሕሊፎም ክህቡ ኣይክእሉን።

ብዓል-ሞያ ጥዕና ንስኹም ዝሃብኩሞ ሓበሬታ ንኻልእ ኣኽሊፉ ክህብ ኣይኽእልን