ኣብ እዋን ጥንሲ ነብስኻ ምክንኻን
መግቢ ምብላዕ
ንኣመጋግባኺ ጠመተ ሃቢ።
- ጥዑይ ኣመጋግባ ተመገቢ: ብዙሕ ፍረታት፡ ኣሕምልቲን ጥረታትን (ድንሽን ባኒን) ናይ ጸባ ውጽኢታት (ጸባ፡ ፎርማጆ);
- መዓልታዊ በብንእሽቶይ ጌርኪ ብዙሕ ብልዒ ኣብ ክንዲ ኣውሒድኪ ገጂፍ ትበልዒ (ብቐሊሉ ይሓቀልኪ);
ገለ መግቢታት፡ ሓመድ፡ ከምኡ ድማ ግዕዘይምዕዘይ፡ ነቲ ዘይተወልደ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ (ናይ ባክተርያታት ቶክሶፕላስሞሲስን ሊስተርያን ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ) ሓደገኛታት ዝኾኑ ጀርምታት ክህልዉዎም ይኽእሉ እዮም:
- ጥረ እንቋቑሖ ኣይትብልዒ;
- ጥረ ወይ ከኣ ብትኪ ዝተለብለበ ዓሳ ኣይትብልዒ;
- ጥረ ወይ ከኣ ብግቡእ ዘይበሰለ ስጋ ኣይትብልዒ። ጥረ ስጋ ድሕሪ ምምታርኪ ኣእዳውኪ ተሓጸቢ;
- ካብ ሱፐርማርኬት ዝተዓደገ ፎርማጆ ብልዒ ከምኡ ድማ ጸባ ስተዪ (ዘይመኸነ ከይትጥቀሚ);
- ጥረ ፍሩታታትን ኣሕምልቲን ኣጸቢቕኪ ሕጸቢዮ;
- ኣብ ጀርዲን እንድሕር ትሰርሒ ኮንኪ ጓንቲ ውደዪ ወይ ከኣ ነቲ ድሙን ከልቢን ዝሓርእሉ ባዞ ኣጽርዪዮ። ብድሕሪኡ ኣእዳውኪ ተሓጸቢ።
ምስታይ
- እኹል ዓቐን ማይ ስተዪ (ኩሉ መዓልቲ ካብ 1.5 ክሳብ 2 ሊትሮ)።
- ኣዝዩ ብዙሕ ቡን፡ ሻሂ ወይ ከኣ ኮካ ኣይትሰተዪ።
- ኣልኮላዊ መስተ ኣይትስተዪ።
መድሃኒታት፡ ዕጸ-ፋርሳትን ቪታሚናትን
- ንመሕረሲትኪ፡ ንናይ ምህጸን ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ንበዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምናከይሓተትኪ ዋላ ሓንቲ መድሃኒት ከይትወስዲ።
- ሽጋራ ኣይተትክኺ።
- ዕጸ-ፋርሳት ኣይትውሰዲ።
- ኣብተን ናይ መጀመርያ 3 ናይ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ኣዋርሕ “ፎሊክ ኣሲድ” ዝበሃል ቪታሚን ውሰዲ። ንሱ ንምውሳድ ንመሕረሲትኪ ወይ ከኣ ንናይ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ሓኪምኪ ሕተቲ። ጥንሲ ንምሓዝ ምስ ወጠንኪ ነዚ ምውሳድ ክትጅምሪ ትኽእሊ ኢኺ። ካብ እንዳ ቐማማይ ወይ ከኣ ካብ ቤት-መሸጣ መድሃኒት ክትዕድግዮ ትኽእሊ ኢኺ።
ኣካላዊ ምንቅስቓስን ንደገ ምውጻእን
-
ንጥፍቲ ኩኒ: ብእግርኺ ተንቀሳቐሲ፡ ብሽክሌታ ዘውሪ፡ ሓምብሲ፡ ወዘተ።
-
ድኻም ክስምዓኪ እንከሎ ኣዕርፊ።
-
ጸሓይ ኣይትወቕዒ።
ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ
ኣብ እዋን ጥንስኺ ጾታዊ-ርክብ ክትፍጽሚ ትኽእሊ ኢኺ።
ጥንስቲ ጓለንስተይቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ተኾይጣ ጾታዊ-ርክብ እናገበረት።
ናብ መሕረሲትመሕረሲትንጥንስቲ ሰበይቲ ቅድሚ፡ ኣብ ግዜን፡ ድሕርን ሕርሲ እትሕግዛ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። መሕረስቲ መድሃኒት…ብዙሕ ምንባብ ኬድኪ ተመርመሪ
ጥንስቲ ምዃንኪ ምስ ፈለጥኪ ብቕልጡፍ ምስታ ኣብ ከባቢኺ እትርከብ መሕረሲትቆጸራ ሓዚ ። እታ መሕረሲት ጥንስኺ ከተረጋጸልኪ እያ። ጥንስቲ እንተኾንኪ፡ እታ መሕረሲት ወይ ከኣ እቲ ናይ ማህጸን ሓኪም ኣብ ሙሉእ ጉዕዞ ጥንስኺ ንዓኺን ነቲ ጥንሲን ክትትል ክብሩልኩም እዮም።
ጥንስቲ ምዃንኪ ምስፈለጥኪ ብቕልጡፍ ምስታ ኣብ ከባቢኺ ዝርከብ/እትርከብ መሕረሲት ቆጸራ ሓዚ።