ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጾታዊ ርክብ ኣብ እዋን ጥንሲ

ኣብ እዋን ጥንሲኺ ጾታዊ-ርክብ ክትገብሪ ትኽእሊ ኢኺ።

ገለ ደቂ-ኣንስትዮ ምስ ጠነሳ ናይ ጾታዊ-ርክብ ድሌተን ዚያዳ ይውስኽ፡ ገሌአን ከኣ ድሌተን ይንኪ:

  • ኣብተን ናይ መጀመርያ ኣዋርሕ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ፡ ብዙሓት ደቂ-ኣንስትዮ ጾታዊ-ርክብ ናይ ምፍጻም ትሑት ድሌት ኣለወን: ምዕውልዋል፡ ድኻም ከም ድማ ናይ ኣጥባት ቃንዛ ይስምዐን። ብዙሓት መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ እውን ብዛዕባ መጻኢኦም ይጭነቑን ኣብዚ ግዜ እዚ ጸቕጢ ይስምዖምን።
  • ይኹን እምበር፡ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብጉድበጉድበተኣፋፊት ኣካል ኰይና፡ ላዕለዋይ ክፋላ ኣብ መኽፈቲ ርሕሚ ብዓይኒ ዝርአ፡ ከምኡ ድማ ውሽጣዊ…ብዙሕ ምንባብ ከምኡ ድማ ኣፍ ኣጥባትኣጥባትእተን 2 ህዋሳት ኣደን ንውላዳ ድሕሪ ሕርሲ እትምግበለን። ኣጥባት ተነቀፍቲ እየን፡ ንጓል ኣንስተይቲ…ብዙሕ ምንባብ ዚያዳ ተኣፈፍቲ ይኸውን። ገለ ደቂ-ኣንስትዮ ቀቀልጢፈን ጾታዊ-ርክብ ክገብራ ደስ ይብለን።
  • ንገለ ደቂ-ኣንስትዮ ከኣ ኣብ እዋን ጥንሲ ጾታዊ-ርክብ ምግባር ኣዝዩ የቐንዝወን።

ገለ ደቂ-ተባዕትዮ ነቲ ዘይተወልደ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ  እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ከይጎድኡዎ ፍርሒ ስለዝህልዎም እብ እዋን ጥንሲ ምስ መጻምድቶም ጾታዊ-ርክብ ክገብሩ ይኸብዶም እዩ።

ኣብ ልዕሊ እቲ ዘይተወልደ ዕሸል ዝፈጥሮ ጉድኣት የለን

ግብረስጋ ነቲ ዘይተወልደ ዕሸል ሓደገኛ ኣይኰነን። እቲ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ነቲ ዘይተወልደ ዕሸል ይከላኸለሉ እዩ። እቲ ኣፍ ማህጸን (ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ) ዕጹው እዩ። ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብቲ ማህጸን ክኣቱ ኣይክእልን እዩ።

ጥንሲ ናይ ምኻድ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ የብሉን፡ ግን መሕረሲትኪ ወይ ከኣ ናይ ማህጸን ሓኪምኪ ጾታዊ-ርክብ ከይትገብሪ እንድሕር መኺሩኪ ክትገብሪ የብልኪን።

ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ልዕሊ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ናብ ርሕሚ ምእታው እዩ እተፈላለዩ ዓይነታት ጾታዊ-ርክብ ኣለዉ። ምስ መጻምድትኺ ግብረ-ሕቡእ ክትገብሩ፡ ክትደራረዙ፡ ማሳጅ ክትገባበሩ፡ክትተሓቛቖፉ ወይ ከኣ ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።

ጠጠው ዝበለት ጥንስቲ ሰበይቲ። እቲ ዘይተወልደ ዕሸል ኣብ ውሽጢ ማህጸን ኣሎ እቲ ጠመተ ከኣ ኣብ ውሽጣዊ ጾታዊ ናውቲ ኣካላት ኣሎ።

ዝርዝራት ውሽጣዊ ጾታዊ ናውቲ ኣካላት ጥንስቲ ሰበይቲ። እቲ ዘይተወልደ ዕሸል ኣብ ውሽጢ ማህጸን እዩ ዘሎ። እቲ መትሎ ናብ ርሕሚ ይኣቱ ኣሎ ኣብ ማህጸን ግን ክበጽሕ ኣይክእልን።

እተፈላለዩ ናይ ጾታዊ-ርክብ ኣቋውማታት

ዚያዳ ምቹኣት ዝኾኑን ቃንዛ ዝንክዩን እተፈላለዩ ናይ ጾታዊ-ርክብ ኣቋውማታት ክትፍትኑ ትኽእሉ ኢኹም።

ጾታዊ-ርክብ ኣብ እዋን ጥንሲ ኣብነት ቊጽሪ 1: እታ ጓለንስተይቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ኮፍ ኢላ ኣላ።

ጾታዊ ርክብ ኣብ እዋን ጥንሲ ኣብነት ቊጽሪ 2: እቲ ወዲ-ተባዕታይን እታ ጓለንስተይቲን ብጎድኖም ደቂሶም ዘለዉ ኮይኖም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ብድሕሪ’ታ ጓለንስተይቲ ኣሎ።

ጾታዊ ርክብ ኣብ እዋን ጥንሲ ኣብነት ቊጽሪ 3: እታ ጓለንስተይቲ ተጎምቢሓ ኣላ። እቲ ሰብኣይ ብድሕሪኣ ብኣብራኹ ተንበርኪኹ።

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ምክልኻል

ኮንዶም ብምጥቃም ብጾታዊ-ርክብ ንዝመሓላለፉ ረኽሲታት ተኸላኸሉ። ነቲ ዘይተወልደ ዕሸልኪ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከተሕልፍሉ ትኽእሊ ኢኺ። እዚ ኣብቲ ቈልዓ ሳዕቤናት ክህሉዎ ይኽእል እዩ።

ኮንዶም