ምኻድ ጥንሲ
ምኻድ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ እቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ካብ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ወጻኢ ክነብር ኣብ ዝኽእለሉ ደረጃ ዕቤት ከይበጽሐ እንከሎ ኣብተን ቀዳሞት ኣዋርሕ ናይ ጥንሲ ክሕረስ እንከሎ እዩ።
ምልክታት ናይ ብኣጋ ምኻድ ጥንሲምኻድ ጥንሲሓንቲ ጓለንስተይቲ ካብ ማህጸን ወጻኢ ክነብር ዘይክእል እኹል ዘይማዕበለ ዕሸል ምስ እትገላገል ምብርዓን…ብዙሕ ምንባብ
ምልክታት ናይ ብኣጋ ምኻድ ጥንሲ ምስቶም ከበድቲ ናይ ወርሓዊ ጽግያትምልክታት ተመሳሰልቲ እዮም:
- ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ብርሕምኺ ኣቢሉ ይፈሰኪ;
- ምሽምቓቕ ወይ ከኣ ቃንዛ ኣብ ከብዲ።
እዞም ምልክታት እንድሕር ተራእዮሙኺ፡ ናብ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናብ ናይ ማህጸን ሓኪም ኪዲ።

ምልክት ሕማም ናይ ብኣጋ ምኻድ ጥንሲ: ደም ብርሕምኺ ኣቢሉ ይፈሰስ።

ምልክት ሕማም ናይ ብኣጋ ምኻድ ጥንሲ: ምሽምማቕ ወይ ከኣ ቃንዛ ኣብ ከብዲ።

እዞም ምልክታት እንድሕር ተራእዮሙኺ፡ ናብ ሓኪም ወይ ከኣ ናብ ናይ ማህጸን ሓኪም ኪዲ።
ምኽንያታት ምኻድ ጥንሲ
ብዙሓት ምኽንያታት ምኻድ ጥንሲ ክህልዉ ይኽእሉ። መብዛሕትኡ ግዜ እቲ ድቂድቂዝጸገየት እንቋቚሖ ኣብ' ማህጸን ኣደ እያ እትዓቢ። እተን ቀዳሞት 3 ኣዋርሕ ናይ ጥንሲ…ብዙሕ ምንባብ ገለ ጸገም ይርከቦሞ ዕቤቱ ብግቡእ ክቕጽል ኣይክእልን። እዚ ከኣ ንኣብነት፡ ሳዕቤን ናይ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ፡ ናይ ሆርሞንሆርሞንብኣካላትና ዝፈሪ ነገር እዩ። ሆርሞናት ንዝተፈላለየ ስራሓት ኣካላት፡ ማለት ንኸም ፍርያምነትን ጾታውነትንኣገዳሲ እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ምብልሻው ወይ ከኣ ናይ ድኹም ኣተኻኽላ ኣብ ማህጸን ክኸውን ይኽእል። መብዛሕትኡ ግዜ ምኽንያት ምኻድ ጥንሲ ብንጹር ኣይፍለጥን። ምኻድ ጥንሲ ኣብ ልዕሊ እቲ ዝቕጽል ጥንሲ ዝፈጥሮ ጽልዋ የለን።
ምኻድ ጥንሲ እታ ኣደ እትፈጥሮ ጸገም ኣይኮነን። ከም ብእግሪ ምንቅስቓስ ወይ ከኣ ብሽክለታ ምዝዋር ዝኣመሰሉ ልሙዳት ንጥፈታት እውን ፈጺሞም ናይ ምኻድ ጥንሲ ምኽንያታት ክኾኑ ኣይኽእሉን።
ኣብ እዋን ጥንሲ ጾታዊ-ርክብ ምፍጻም ኣብ ልዕሊ እቲ ጥንሲ ዘስዕቦ ጉድኣት የለን። ሓኪም እንተዳኣ ዘይከልኪሉኪ ጾታዊ-ርክብ ክትገብሪ ትኽእሊ ኢኺ።
ጓሂ
እታ ጥንስቲ ጓለነስተይቲን መጻምድታን ብቕልጡፍ ምስቲ ዘይተወልደ ዕሸል ፍቕሪፍቕሪምስ ካልእ ሰብ ሓያል ናይ ምትእስሳር ስምዒት፡ ኣኽብሮት፡ ፍትወትን መብጽዓን ስምዒት ምህላው። ሰባት…ብዙሕ ምንባብ ክጅምሮም ይኽእል እዩ። ስለዚ እቲ ጥንሲ ክኸይድ እንከሎ፡ ከቢድ ሓዘን ከስዕበሎም ይኽእል እዩ።
ክልቲኦም መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ናይ ምሕዛን መሰል ኣለዎም። በቲ ዘጋጠሞም ክሓዝኑን ነዚ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኣብ ህይመቶም ቦታ ክህብዎን ኣለዎም። ብዛዕባኡ ንሓድሕድኩም ተዘራረቡ ወይ ከኣ ምስዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሰብ-ሞያ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ተዘራረቡ።