ዓይነታት ጾታዊ-ርክብ
ጾታዊ-ርክብ መብዛሕትኡ ግዜ ብምድርራዝ፡ ብምትሕቑቛፍ፡ ብምስዕዓም ከምኡ ድማ ናይ ሓድሕድኩም ንረስኒ ጾታዊ-ርክብ ዝተቓልዑ ናውቲ ኣካላትኩም ብምርስሳንወይምኩሻም ይጅመር። ክልቲኦም መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ጾታዊ ስምዒታቶም ምስ ተበራበረ፡ ተወሳኺ ስጋዊ-ርክብ ክገብሩ ክደልዩ ይኽእሉ።

ኣብነት 1: ሰበይቲ ንሰብኣይ እናደራረዘት።

ኣብነት 2: ሰብኣይን ሰበይቲን እናተሓቛቖፉ።

ኣብነት 3: ወዲ-ተባዕታይን ጓለንስተይቲን እናተሰዓዓሙ።

ኣብነት 4: ወዲ-ተባዕታይ ናይ ጓለንስተይቲ ጡብ እናለሓሰ።
ብርሕሚ ዝግበር ጾታዊ ርክብብርሕሚ ዝግበር ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብ ምእታው መትሎ ናብ ርሕሚ።ብዙሕ ምንባብ
ብርሕሚ ዝግበር ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ (ብርሕሚ ዝግበር ግብረስጋግብረስጋጾታዊ ተግባር መትሎ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ወይ ድማ መሃንቱስ ሰንጢቑ ክኣቱ ከሎ (enters)…ብዙሕ ምንባብ) ዝቐንዐ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ናብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ እታ ጓለንስተይቲ ብምእታው ዝፍጸም ጾታዊ-ርክብ እዩ።
ናይ ርሕሚ ጾታዊ-ርክብ ብዝተፈላለየ መንገዲ ክትፍጽሙ ትኽእሉ:
- ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ እትፍጽምሉ ኣቋውማ ክትቀያይሩ ትኽእልኡ ኢኹም: ደቂስኩም፡ ኮፍ ኢልኩም፡ ጠጠው ኢልኩም ወይ ተጎምቢሕኩም፡ ሰብኣይ ብላዕሊ፡ ሰበይቲ ብላዕሊ ወይ ከኣ ሰብኣይ ብድሕሪ ሰበይቲ።
- ነቲ ቅልጣፈ፡ ህርመትን ጻዕቅን ናይቲ ምንቅስቓስ እውን ክትቀያይሩዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ብተወሳኺ እውን ከም ዲልዶ ወይ ከኣ መንቀጥቀጢ (ናይ ጾታዊ-ርክብ ባምቡላታት) ዝኣመሰሉ ግኡዝ ነገራት ብምጥቃም፡ ናይ ርሕሚ ጾታዊ-ርክብ ምፍጻም ይከኣል እዩ።
ወዲ-ተባዕታይን ጓለንስተይቲን ጾታዊ-ርክብ እናፈጸሙ።
እታ ጓለንስተይቲ ጥንሲ ክትሕዝ ትኽእል እያ እንተድኣ ንሳን መጻምድታን ኣብ እዋን ናይ ርሕሚ ጾታዊ-ርክብ ኮንዶም ወይ ካልእ ኣገባብ መከላኸሊ ጥንሲ ዘይተጠቒሞም።
ናይ ርሕሚ ጾታዊ-ርክብ ክትገብሩ እንከለኹም ንመጻምድትኹም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከተሕልፍሎም ትኽእሉ ኢኹም። ኮንዶም ብጾታዊ-ርክብ ንዝመሓላለፍ ረኽሲ ናይ ምቅላዕ ስግኣተ-ሓደጋ ይንኪ።
ኮንዶም
ናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብብመልሓስካ ወይ ብኣፍካ ገይርካ 'ናይ ካልእ ሰብ ጾታዊ ኣካላት ከምዝበራበር ምግባር። ኣብ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ
ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ማለት እቶም ንረስኒ ጾታዊ-ርክብ ዝተቓልዑ ናይ መጻምድኹም ክፍሊታት ሰኣካላት ብኣፍኩም፡ ብከናፍርኩምን ብመልሓስክኡምን ምርስሳን ማለት እዩ።
- ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ምስ ጓለንስተይቲ: እቲ መጻምድቲ ንጾታዊ ኣካላት እታ ሰበይቲ ይልሕስ፡ ይጦቡ፡ ይመጥጥ ወይ ከኣ ኣፍኲሱ ይነክስ። ጉድበጉድበተኣፋፊት ኣካል ኰይና፡ ላዕለዋይ ክፋላ ኣብ መኽፈቲ ርሕሚ ብዓይኒ ዝርአ፡ ከምኡ ድማ ውሽጣዊ…ብዙሕ ምንባብ። ብፍላይ ጉድበ ኣዝዩ ተተንካፊ እዩ።
- ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ምስ ወዲ-ተባዕታይ: እታ መጻምድቲ ብኣፋ፡ ብመልሓሳን ብኸናፍራን ገይራ ናይቲ ሰብኣይ መትሎን ከረጢት ፍርንጭትን ተረሳስን።
ብተወሳኺ ናይ መጻምድትኻ ጫፍ ኣጥባትኣጥባትእተን 2 ህዋሳት ኣደን ንውላዳ ድሕሪ ሕርሲ እትምግበለን። ኣጥባት ተነቀፍቲ እየን፡ ንጓል ኣንስተይቲ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ማሃንቱስ ብመልሓስካ ከተረሳስን ትኽእል።

ወዲ-ተባዕታይ ንጓለንስተይቲ ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ እናገበረላ።

ጓለንስተይቲ ንወዲ-ተባዕታይ ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ እናሃበቶ።
ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ምፍጻም ንመጻምድትኹም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ርኽሲ ከተሕልፉሎም ወይ ንሶም ከሕልፉልኩም ዘኽእል ትሑት ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ ኣለዎ:
- ኣብ ውሽጢ ወይ ኣብ ከባቢ ኣፍኩም ሕበጥ፡ መጕዳእቲ ወይ ከኣ ቁስሊ እንተሃልዩኩም ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ኣይትግበሩ።
- ናይ ርሕሚ ፈሳሲ፡ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብ ኣፍኩም ከይኣቱን ከይትውሕጡዎን ተጠንቀቑ።
- ነፍስኹም ብዝበለጸ ንምክልኻል ኣብ ልዕሊ ጾታዊ ኣካላትኩም ናይ ስኒ መከለኸሊ ግበሩ። ብተወሳኺ ድማ ኣብ ክንዲ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ስኒ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ቀዲድኩም ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም።
ናይ መሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ
ናይ መሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ ማለት መትሎ ወይ ናይ ጾታዊ-ርክብ ባምቡላ ናብ ማሃንቱስ ብምእታው ዝግበር ጾታዊ-ርክብ እዩ። ብተወሳኺ ንማሃንቱስ ኣጻብዕትኹም ከተእትዉሉ ወይ ከኣ ክትደራርዙዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ ብምፍጻም ንመጻምድትኹም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ከተሕልፈፉሎም ትኽእሉ ኢኹም:
2 ደቂ-ተባዕትዮ ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ እናፈጸሙ።
ግብረ-ሕቡእግብረ-ሕቡእነገዛእ ሰብነትካ ብምትንኻፍ ጾታዊ ምልዕዓል ክስመዓካ ኸሎ (ዝበዝሕ ግዜ ንጾታዊ ኣካላትካ ብምብርባር)። ግብረሕቡእ…ብዙሕ ምንባብ
ግብረ-ሕቡእ ማለት ንናይ ባዕልኩም ኣካላት ብፍላይ ንብልዕቲ፡ ጉድበ፡ መትሎ፡ ጫፍ ጡብጫፍ ጡብንእሽተይ ዕንኳር ኣብ 'ማእከል ጡብ ናይ ደቂ ሰብ እያ። ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን 2 ጫፍ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ማሃንቱስ ብኣእዳውኩም ወይ ከኣ ብናይ ጾታዊ-ርክብ ባምቡላ ብምርስሳን ንገዛእ ርእስኹም ጾታዊ-ርክብ ባህታ ምፍጣር ማለት እዩ።
ምስ መጻምድትኻ ምዝርራብ
ብዝተፈላለየ መንገዲታት ጾታዊ-ርክብ ክትፍጽሙ ትኽእሉ ኢኹም። ኩሉ ሰብ ዝደልዮ ዓይነት ጾታዊ-ርክብ ተመሳሳሊ ክኸውን ኣይክእልን። ብዛዕባኡ ምስ መጻምድትኹም ተዘራረቡን ክልቴኹም እትፈትዉዎ ነገር ንምርካብ ፈትኑን።
እዚ መርበብ ሓበሬታ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ኣቋውማታት ጾታዊ-ርክብ ስእላዊ መግለጺ ይህብ። ብቋንቋ ሆላንድ ጥራሕ ድማ እዩ ዝርከብ።
መጻምዲ ኣብ ዓራት ኰይኖም እናተዘራረቡ።