ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ፡ ኣካላት ዘርእዮ ግብረ-መልሲ
ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን ብዝተፈላለየ መድረኻት ውትራን ምልዓል ስምዒት ይሓልፉ እዮም። እቶም መድረኻት ንኹሎም ሰባት ሓደ ዓይነት ስለዘይኰኑ፡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ግዜ ዝተፈላለዩ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።
- ድሌት ወይ ቃሕታ
- ምልዓል ስምዒት፡
- ጥርዘ ስምዒትጥርዘ ስምዒትእቲ ዝለዓለ ጾታዊ ምልዕዓል። ንሱ ኣዝዩ ባህ ዘብል ስምዒት እዩ። ክሎም ጭዋዳታትካ ይጭበጡ።…ብዙሕ ምንባብ፡
- ህድእ ምባል።
እዚ ግራፍ፡ ኣብ ኣካላት ዝርአ ዝተፈላለየ መድረኻት ምልዓል ስምዒት የመልክት፦ 1. ድሌት ወይ ቃሕታ፡ 2. ምልዓል ስምዒት፡ 3. ጥርዘ ስምዒት፡ 4. ህድእ ምባል
ድሌት ወይ ቃሕታ
ፈለማ፡ ጾታዊ ድሌት እዩ ዝስምዓኩም። ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ትገብሩ ከም ዘለኹም ይስምዓኩም።
ምልዓል ጾታዊ ስምዒትምልዓል ጾታዊ ስምዒትናይ ጾታዊ ርክብ ድሌት ከምዝህልወካ ዝገብር ደስ ዝብል ስምዒት። እቲ ምልዕዓል ኣብ ግዜ…ብዙሕ ምንባብ
እንተ ደኣ ኣካላትኩም ተረሳሲኑ፡ ብድሕሪ’ዚ ደስታ ክስምዓኩም ይኽእል።
- እቲ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ይተርር፡ ይገዝፍን ይትንስእን፦ እዚ ምቕናዕ መትሎ (ደቂ-ተባዕትዮ) እዩ፡
- እቲ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ (ደቂ-ኣንስትዮ) ድማ ይትርክስ፡
- ከናፍር ርሕሚን ጉድበን (ደቂ-ኣንስትዮ) ይሓብጡ፡
- ጫፋት ናይ ጡብ ይተራ፡
- ህርመት ልቢ መሊሱ ይውስኽ።
ጾታዊ ድሌትኩም መሊሱ እንተ ደኣ በርቲዑ፡ ኣብ ኣካላትኩም ዘሎ ስምዒት ዝያዳዝያዳእቲ ዝያዳ (eigen risico) ናይ ክንክን ጥዕና ክፍሊታት ኣብ እትሕተቱሉ እዋን ባዕልኹም እትኸፍሉዎ…ብዙሕ ምንባብ ይዓቢ።
ምልዓል ጾታዊ ስምዒት፡ በቲ ኣብ ኣካላትኩም ዘጋጥም ዘሎ ጥራይ ዘይኮነ ዝውሰን፡ በቲ ዝስምዓኩምን እትሓስብዎን ዘለኹም እውን ይምርኰስ እዩ። ብተወሳኺ፡ ኣብ ልዕሊ መጻምድኹም ርህራሀ ክስመዓኩም ወይ ኣብ ርእስኹም ሓሳባዊ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብእዚ፡ ጓለንስተይቲ (ጓል) ወይ ወዲ-ተባዕታይ (ወዲ) ክኸውን ዘብቅዓካ ባዮሎጂያዊ ሓቅነት እዩ። ኣብ ገለ…ብዙሕ ምንባብ ክትገብሩ ትኽእሉ።
ጥርዘ ስምዒት
እቲ ጥርዘ ስምዒት ዝበሃል፡ ካብ ኣካላትኩም ጾታዊ ሓይሊ ምፍናው ማለት እዩ<
- እቶም ጎሎ ጭዋዳታት ድማ ይጨባበጡ፡
- ደቂ-ተባዕትዮ፡ ጥርዘ ስምዒት ኣብ ዝበጽሕሉ፡ ዝበዝሕ ግዜ ዘርኢ የፍስሱ። ካብ መትሎኦም፡ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ለዝዝ ይብል ወይ ፈጸጽ ኢሉ ይወጽእ።
- ገለ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ጥርዘ ስምዒት ኣብ ዝበጽሓሉ፡ ከም ፈሳሲ ናይ ወዲ-ተባዕታይ ካብ ርሕመን ቀጢን ፈሳሲ ይፍንዋ።
ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን፡ ኵሉ ግዜ ጥርዘ ስምዒት የብሎምን።
ህድእ ምባል
ድሕሪ ጥርዘ ስምዒት፡ ጾታዊ ስምዒት ቀስ ብቐስ እናዘሓለ ይመጽእ፡ ኣካላት’ውን ህድእ ይብል።