ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎ

ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎጎሎክፋላት ኣካላት፡ ኣብ መንጎ ጎሎ ዘሎ እተዓጽፈ እኩብ ኣዕጽምቲ።ብዙሕ ምንባብ ኣብ እግሪ ከብዲ ዝርከቡ ጭዋዳታት እዮም። ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን፡ ክልቲኦም ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎኣብ ታሕቲ ከስዐ ዝርከብ ጭዋዳ። ጫዋዳ ጎሎ፡ ንፍሕኛን ንመዓናጡ ኣብ ልክዕ ሚዛኑ ይገብርዎ፡…ብዙሕ ምንባብ ኣለዎም።

ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎ 3 ተግባራት ወይ ስራሓት ኣለዎም፦

  1. ንከረጢት ሽንቲሽንቲሰባት ናብ ሽቓቕ ብምኻድ ኣብ ኣካላቶም ዝርከብ ርስሓት ብመንገዲ መትረብ ሽንቲ ጌሮም ዘውጽእዎ…ብዙሕ ምንባብ፡ ንፍሕኛ (ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን) ከምኡ ድማ ንማህጸን (ደቂ-ኣንስትዮ) ኣብ ቅኑዕ ቦታኦም ይሕዝዎም።
  2. ሽንቲን ሓርኢን ከይተሓሰቡ ካብ ሰውነት ከይወጹ ይከላኸሉ።
  3. ንሳቶም፡ ንጾታዊ ርክብን ንጾታዊ ዕጋበትን ኣገደስቲ እዮም።

ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎ፡ ብቐሊሉ ክስልጥኑ ይኽእሉ እዮም።

ደቂ-ኣንስትዮ

ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ ትጭነቕ ወይ ትሓርቕ እንተ ኮይና፡ ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ብዘይፍቓዳ፡ንጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎ ክትጭብጦም ትኽእል እያ። ሽዕኡ፥ እቲ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ኣዝዩ ይጸብብን መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ናብኡ ንምእታው ኣጸጋሚ ወይ ዘይከኣል ይኸውንን። እቶም ጭዋዳታት ብምንታይ ምኽንያት ይጨባበጡ ከምዘለዉ ንምፍላጥ ፈትኑ። ብዛዕባኡ ምስ መጻምድኹም ምዝርራብ ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ።

ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ ኣብ እዋን ጥርዘ ስምዒት ጭዋዳታታ ግድግዳ ጎሎኣ እንድሕር ጨባቢጣቶም፡ ነቲ ዝስምዓ ዘሎ ባህታ ክትውስኸሉ ትኽእል እያ።

ኣብ እዋን ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ፡፣ ናይታ ጓለንስተይቲ ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎ ዝርግሑ። ድሕሪ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ፡ እቶም ጭዋዳታት ናብ ዝነበሩዎ ንኽምለሱ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ ይደልዩ። ማዕዳ ንርካብ፡ ንበዓል ሞያ ጥዕና ተወከስ

ጠጠው ዝበለት ሰበይቲ። እቲ ጠመተ ኣብ ጎሎ እዩ።

ዝርዝር ጎሎ ናይ ጓለንስተይቲ፦ 1. ደጋፊ ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎ፡ 2. ንከረጢት ሽንቲ፡ 3. ፍሕኛ፡ ከምኡ ድማ 4. ማህጸን።

ወዲ-ተባዕታይ

ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎ፡ ነቲ ወዲ-ተባዕታይ መትሎኡ ቀኒዑ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ከመንጩ ይህግዙዎ።

ደው ዝበለ ወዲ-ተባዕታይ። እቲ ጠመተ ኣብ ጎሎ እዩ።

ዝርዝር ጎሎ ናይ ወዲ-ተባዕታይ፦ 1. ደጋፊ ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎ፡ 2. ንከረጢት ሽንቲ፡ ከምኡ ድማ 3. ፍሕኛ።