ጥርዘ ስምዒት
ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ፡ ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን ብዝተፈላለየ መድረኽ ምልዓል ስምዒት ክሓልፉ ይኽእሉ። እቲ ዝለዓለ መድረኽ ምልዓል ስምዒት፡ ጥርዘ ስምዒትጥርዘ ስምዒትእቲ ዝለዓለ ጾታዊ ምልዕዓል። ንሱ ኣዝዩ ባህ ዘብል ስምዒት እዩ። ክሎም ጭዋዳታትካ ይጭበጡ።…ብዙሕ ምንባብ እዩ።
ምፍሳስ ናይ ዘርኢ ፈሳሲምፍሳስ ናይ ዘርኢ ፈሳሲሓደ ወዲ ተባዕታይ ኣብ ልዑል ጾታዊ ተምሳጥ ምስ ዝኣቱ፡ ካብ መትሎኡ ዘርኢ ብሓይሊ…ብዙሕ ምንባብ
ደቂ-ተባዕትዮ፡ ጥርዘ ስምዒት ኣብ ዝበጽሕሉ፡ ዝበዝሕ ግዜ ዘርኢ የፍስሱ። ገለ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ጥርዘ ስምዒት ኣብ ዝበጽሓሉ፡ ከም ፈሳሲ ናይ ወዲ-ተባዕታይ ካብ ርሕመን ቀጢን ጻዕዳ ፈሳሲ ይፍንዋ።
ጥርዘ ስምዒት ጓለንስተይቲ
ደቂ-ኣንስትዮ ብዝተፈላለየ መገዲ ኣብ ጥርዘ ስምዒት ክበጽሓ ይኽእላ እየን። ንኣብነት በዞም ዝስዕቡ፦
- ብምርስሳን ጉድበጉድበተኣፋፊት ኣካል ኰይና፡ ላዕለዋይ ክፋላ ኣብ መኽፈቲ ርሕሚ ብዓይኒ ዝርአ፡ ከምኡ ድማ ውሽጣዊ…ብዙሕ ምንባብ፡
- ንርሕሚ ብምስንጣቕ፡
- ብምርስሳን ከም መሃንቱስን ጫፋት ጡብን ዝኣመሰሉ ካልኦት ክፍልታት ኣካላት።
ደቂ ኣንስትዮ፡ ጥርዘ ስምዒት ንኸስተማቕራ፡ ዝበዝሕ ግዜ ካብ ምስንጣቕ ርሕመን ንላዕሊ ይጠልባ። እታ ጓለንስተይቲ ወይ እቲ መጻምዳ፡ ንጉድበ ወይ ካልኦት ክፍልታት ኣካላት ከረሳስኑ ይኽእሉ እዮም።
ዘዕግብ ጾታዊ ህይወት
ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብእዚ፡ ጓለንስተይቲ (ጓል) ወይ ወዲ-ተባዕታይ (ወዲ) ክኸውን ዘብቅዓካ ባዮሎጂያዊ ሓቅነት እዩ። ኣብ ገለ…ብዙሕ ምንባብ እትገብሩሉ፡ ጥርዘ ስምዒት ክህልወኩም ኣይትድልየኩምን እዩ። ዝበዝሑ ሰባት፡ ኵሉ ግዜ ጥርዘ ስምዒት የብሎምን። እዚ ንቡር እዩ። ብዘይ ጥርዘ ስምዒት፡ ዘዕግብ ጾታዊ ህይወት ክህልወኩም ዝከኣል እዩ።
ብዙሕን ኣብ ሓደ እዋን ዝመጽእን ጥርዘ ስምዒት
ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን ኣከታቲሎም ብዙሕ ጥርዘ ስምዒት ከስተማቕሩ ይኽእሉ እዮም፡ እዚ ግን ኵሉ ግዜ ዘጋጥም ኣይኰነን።
- ገለ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ሓጺር ግዜ ብዙሕ ጥርዘ ስምዒት ክህልወን ይኽእል እዩ።
- ደቂ-ተባዕትዮ ኣብ መንጎ 2 ጥርዘ ስምዒታት፡ ንውሕ ዝበለ ግዜ የድልዮም። ኣብ ካልኣይ ጥርዘ ስምዒት ቅድሚ ምብጽሖም፡ ገለ ደቓይቕ ወይ ሰዓታት ክወስደሎም ይኽእል እዩ። ሓደ ወዲ-ተባዕታይ ኣብ ሓጺር ግዜ ብዙሕ ጥርዘ ስምዒት እንተበጺሑ፡ ኩሉ ግዜ ዘርኢ ከፍስስ ኣይክእልን እዩ።
መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ፡ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት (ብሓደ ግዜ) ኣብ ጥርዘ ስምዒት ክበጽሑ ይኽእሉ እዮም። ይኹን እምበር፡ እዚ ዝበዝሕ ግዜ ኣየጋጥምን እዩ፡ ምኽንያቱ ጥርዘ ስምዒት ክትቆጻጸሮ ኣጸጋሚም ስለ ዝዀነ፡ እቲ ዝበለጸን ተመራጽን ከኣ፡ ደስታ ክህልወካ እዩ።