ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጽቡቕ ጾታዊ ርክብ

ኣየናይ እዩ ጽቡቕን ኣየናይ እዩ ዘይጽቡቕን ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ተባሂሉ ዝገልጹ ሕግታት የለዉን። ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለ እዩ።

ንኽንደይ ግዜ፡ ክንደይ ዝኣክል፡ ኣበይን ብኸመይን ጾታዊ ክርብ ይህልወኩምን ዝብል ምስ መጻምድኹም ብምዃን ተዛተዩሉ ። ክልተኹም ብሓባር ብምዝታይ፡ ንኽልቴኹም ዘዛንየኩም ናይ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ህይወት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። ኣድላዪ እንተኾይኑ፡ ንበዓል ሞያ ጥዕና ከተዘራረቡ እውን ከተዘራርቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ብዛዕባ ደረታትኩም እውን ተዘራረቡ። ኩሉ ነገር ክትገብሩ ወይ ክትፈትዉ ናይ ግድን ኣይኮነን።

መጻምዲ ኣብ ዓራት ኰይኖም እናተዘራረቡ።

ናይ ጾታዊ ርክብ ብዝሒ ወይ ድግግም፡ ኣብ መስርሕ ክርብኩም እናተቐያየረ ዝኸይድ እዩ። ገለ ግዜ፡ መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ካብ ካልእ እዋናት ንላዕሊ ዝዛይድ ጾታዊ ክርብ ይፍጽሙ። እዚ ንቡር እዩ።

ናይ ነፍሲ-ወከፍ ሰብ ድሌት ጾታዊ ርክብድሌት ጾታዊ ርክብእዚ ጾታዊ ርክብክትፍጽም ከምዝደለኻ ዝሕብር ስምዒት እዩ። ሓደ ሰብጾታዊ ምልዕዓልዘይብሉ ኸሎ፡ ጾታዊ ድሌት…ብዙሕ ምንባብ ዝተፈላለየ እዩ። ብተወሳኺ፡ ናይ ጾታዊ ርክብ ድሌታትኩም፡ ኣብ ኩነተ-ኣእምሮኹም፡ ኣብ ሃዋሁውኩምን ኣብ ምልዓል ስምዒትኩምን ምርኩስ ብምግባር፡ ካብ ሓደ መዓልቲ ናብ ካልእ መዓልቲ እውን ክፈላለ ይኽእል እዩ።