ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ክንክን ኣደ ድሕሪ ሕርሲ

  • እታ ናይ ኣደነት ተሓጋጋዚት ንህርመት ልብኺ፡ ሙቐትኪ፡ ምፍሳስ ደምን ቁመት ማህጸንኪን ብዝምልከት ቀጻሊ ክትትል ክትገብረልኪ እያ።
  • እቲ ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ ይጨባበጥሞ ቀስብቐስ እናነኣሰ ይመጽእ። እዞም ምጭብባጣት ዘይምቹኣት ክኾኑ ይኽእሉ።
  • እንድሕር ተሰፊኺ እውን ኮፍ ክትብሊ እንከለኺ ምቾት ዘይክስመዓኪ ይኽእል እዩ። ርሕምኺ ጽሬቱ ንምሕላውን ቃንዛ ንምንካይን መዓልታዊ ብማይ ለቕልቕዮ።
  • እኹል ዕረፍቲ ውሰዲ።
  • ድሕሪ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ክሳዕ 6 ሰሙን ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ይፈሰኪ። መጀመርያ እቲ ደም ብሩህ ቀይሕ ሕብሪ ይህሉዎ። ድሕሪኡ ብናዊ ሕብሪ ይሕዝ። ድሕሪኡ ከኣ፡ ብጫ ወይ ጻዕዳ ክኸውን ይኽእል። ዓቐን ናይቲ ደም እናነከየ ይመጽእ። ናይ ጽሬት ሽጎማነታት ብቐጻሊ ቀያይሪ።

ኣስታት 6 ሰሙን ድሕሪ ወሊድ፡ ወርሓዊ ጽግያትኪ ይምለስ። እንተድኣ ንቆልዓኺ ጡብ ተጥቡዊ ኮንኪ፡ ካብዚ ዝነውሕ ግዜ ክወስደልኪ ይኽእል እዩ።

ኣብ እዋን ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ፡ እቶም ጭዋዳታት ግድግዳ ጎሎጎሎክፋላት ኣካላት፡ ኣብ መንጎ ጎሎ ዘሎ እተዓጽፈ እኩብ ኣዕጽምቲ።ብዙሕ ምንባብ ይዝርግሑ። ድሕሪ ወሊድ፡ እዞም ጭዋዳታት ናብ ንቡር ንኽምለሱ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምግባር የድሊ። ምኽሪ ንምርካብ ንመሕረሲትኪ ወይ ከኣ ንናይ ማህጸን ሓኪምኪ ሕተቲ። ናብ ናይ ጎሎ ክኢላ ፊዝዮቴራፒ ክትለኣኺ ወይ ሪፈር ክትህኣሊ ትኽእሊ ኢኺ።