ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዝምድናኹም ድሕሪ ቆልዓ ምስ ወለድኩም

ወላዲ ምዃንወላዲ ምዃንኣብ መንጎ ወላድን (ኣደ ወይ ኣቦ) ቆልዓን ዘሎ ምትእስሳር። ክልቲኦም ወለዲ ነቲ ቆልዓ…ብዙሕ ምንባብ ነቲ ምስ መጻምድቲኻ ዘለካ ርክብ ክቕይሮ ይኽእል እዩ።

ዝበዝሕ ጠመተኻ ናብቲ ቆልዓ ስለዝኸውን፡ እኹል ድቃስ ኣይትድቅስን። ክልቴኹም ምስቲ ሓድሽ ኩነታት እትለማመዱሉን ነገራት እተመዓራርዩሉን ግዜ መድቡ። ንሓድሕድኩም ዝኸውን ግዜ እውን መድቡ። 

ናይ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ህይወት

ናይ ጾታዊ-ርክብ ህይወትኩም እውን ክልወጥ ይኽእል እዩ:

  • ድሕሪ ሕርሲ ኣብ ዘለዋ ናይ መጀመርያ ሰሙናት፡ ናይታ ጓለንስተይቲ ኣካላት ገና ናብቲ ዝነበሮ ደረጃ ክምለስ ኣለዎ። ክልቴኹም ወለዲ ውርዙያት ክትኮኑ ኣለኩም።
  • ንቆልዓኺ ጸባ-ጡብ ተጥብቡዮ እንድሕር ኮንኪ (ሰበይቲ)፡ ኣጥባትኪ ከበድቲን ተኣፈፍቲን ክኾኑ ይኽእሉ። ኣጥባትኪ ኣብ መንጎ ምጡባው ጸባ ከንጠብጥባ ይኽእላ እየን።
  • ኣብቲ ድሕሪ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ዘሎ ግዜ፡ እታ ኣደ ይ ጾታዊ-ርክብ ድሌታ ክንኪ ይኽእል እዩ። ገለ ሓደ ግዜ ከኣ እቲ ናይታ ጓለንስተይቲ መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ከይጎድኣ ይፈርሕ እዩ። ብዛዕባ ስምዒታትኩምን ትምኒታትኩምንንሓድሕድኩም ተዘራረቡ
  • ናይታ ጓለንስተይቲ ኣካላት ብቐዋሚነት ክቕየር ይኽእል እዩ። ንኣብነት: ናይ ክብደት ለውጢ፡ ናይ ከብዲን ኣጥባትን ቅርጺ ክቕየር ወይ ከኣ ኣብ ከብዲ ሕንጻጻዊ ስምብራታት ክፍጠሩ ይኽእሉ። ክልቴኹም ነዚ ክትለማመዱዎ ኣለኩም።

ምስ መጻምድትኻ ተዘራረብን ምስቲ ኩነታትኩም ዝሳነ ናይ ጾታዊ-ርክብ ህይወት ክትረኽቡ ጽዓሩን ከምኡ ድማ ነቲ ሓድሽ ኵነታት ህይወትኩም ተለማመዱዎን።

መጻምዲ ኣብ ዓራት ኰይኖም እናተዘራረቡ።