ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጾታዊ ዝምድናታትን ጾታዊ ርክብን ድሕሪ ሕርሲ

ወላዲ ምዃንወላዲ ምዃንኣብ መንጎ ወላድን (ኣደ ወይ ኣቦ) ቆልዓን ዘሎ ምትእስሳር። ክልቲኦም ወለዲ ነቲ ቆልዓ…ብዙሕ ምንባብ ነቲ ምስ መጻምድቲኻ ዘለካ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ቕይሮ ይኽእል እዩ። ወላዲ ክትከውን ምኽኣል እናተምሃርካዮ እትኸይድ መስርሕ እዩ።  

ዝበዝሕ ጠመተኻ ናብቲ ቆልዓ ስለዝኸውን እኹል ድቃስ ኣይትድቅስን። ክልቴኹም ምስቲ ሓድሽ ኩነታት እትለማመዱሉን ነገራት እተመዓራርዩሉን ግዜ መድቡ። ንሓድሕድኩም ዝኸውን ግዜ እውን መድቡ። ምስ መጻምድትኻ እውን ብዛዕባ ክህሉወኩም ዝግባእ ናይ ስራሕ ክፍፍል ከምኡ ድማ ብዛዕባ ክልቴኹም እትደልዩዎ ነገራት ተዘራረቡ። 

ናይ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ህይወት

ካብ ቃንዛ ናጻ ክሳብ እትኾኒ ካብ ጾታዊ ርክብ እንተረሓቕኪ ዝበለጸ እዩ። ድሕሪ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ኣብ ዘለዋ ናይ መጀመርያ ሰሙናት፡ ናይታ ጓለንስተይቲ ኣካላት ገና ናብቲ ዝነበሮ ደረጃ ክምለስ የድሊ። ንነገራት ቀስ ኣበልካ ምግባር። መጥባሕቲ ተገይሩልኪ ነይሩ ድዩ ወይ ከኣ እቲ ኣብ ሞንጎ ርሕሚኺ ከምኡ ድማ ማሃንቱስኪ (ፍንዶት) ዘሎ ቆርበት ኣብ እዋን ሕርሲ ተቐዲዱ ተሰፍዩልኪ ድዩ፧ ከምኡ እንተኾይኑ እቲ ቁስሊኺ ክሳዕ ምሉእ ብምሉእ ዝሓውየልኪ ካብ ጾታዊ-ርክብ እንተረሓቕኪ ይምረጽ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ማዕዳ ክህበኪ ይኽእል እዩ።

ድሕሪ ሕርሲ ንፈለማ እዋን ጾታዊ-ርክብ ክትገብሪ እንከለኺ ብጥንቃቐ ክኸውን ኣለዎ። ቀስ ኣቢልኩምን ኣለስሊስኩምን ኢኹም ክትገብሩዎ ዘለኩም።

ከም መጠን መጻምዲ ሓድሽ ሚዛን ህይወት ክትደልዩ ኣለኩም። ስእነት ድቃስ፡ ጭንቀትን ሻቕሎትን ነቲ ናይ ጾታዊ-ርክብ ህይወትካ ክጸልዉዎ ይኽእሉ እዮም:

  • ብዙሓት ደቂ-ኣንስትዮ ድኻም ይስመዐን፡ ርሕመን የቐንዝወን ወይ ይነቅጽ ከምኡ ድማ ኣጥባተን የቐንዝወን።
  • ኣካላት ናይታ ጓለንስተይቲ ብቐዋሚ ተቐይሩ ክኸውን ይኽእል እዩ። ዝተፈልየ ሚዛን ኣካላት ክህሉዋ፡ ኣብ ከብዳ ናይ ስምብራት ሕንጻጻት ክህሉዋ፡ ቅርጺ ናይ ከብዳን ኣጥባታን ድማ ክቕየር ይኽእል። ክልቴኹም ነዚ ክትለማመዱዎ ኣለኩም። 
  • ደቂ-ኣንስትዮ ጸባ ጡብጸባ ጡብካብ ጡብ ጓለንስተይቲ' ዝወጽእ ጸባ። ደቂ-ኣንስትዮ ንህጻናተን ብጸባ ጡበን ክምግብኦም ይኽእላ።ብዙሕ ምንባብ ኣብ ዘጥቡዋሉ፡ ኣጥባተን ከቢድን ኣቐንዛውን ክኸውን ከምኡ ድማ ከጥቡዋ እንከለዋ ኣብ መንጎ ጸባ ከንጥባ ይኽእላ እየን። 
  • ደቂ-ኣንስትዮ ጾታዊ-ርክብ ናይ ምግባር ስምዒት ኣይህልወንን (ትሑት ናይ ጾታዊ-ርክብ ድሌት)። እዚ ንቡር እዩ።
  • ደቂ-ተባዕትዮ እውን ንመጻምድቶም ከይጎድኡ ስለዝፈርሑ ደጊሞም ጾታዊ-ርክብ ምግባር ከኸብዶም ይኽእል እዩ።

ብዛዕባ ድሌታትኩምን ስምዒታትኩምን ምስ መጻምድኹም ተዘራረቡ። ንኽልተኹም ዝምችእ ናይ ጾታዊ-ርክብ ህይወት ክትፈጥሩን ነቲ ሓድሽ ኵነታት ህይወትኩም ክትገጥሙዎን ፈትኑ። 

ፍቕራዊ ምቅርራብፍቕራዊ ምቅርራብጥቡቕ ርክብ። ኣብ ሓድሕድ ዘሎ ምክብባርን ምትሕልላይን። ፍቕራዊ ምቅርራብ ኣካላዊ፡ ስምዒታዊ ወይ መንፈሳዊ…ብዙሕ ምንባብ

ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብእዚ፡ ጓለንስተይቲ (ጓል) ወይ ወዲ-ተባዕታይ (ወዲ) ክኸውን ዘብቅዓካ ባዮሎጂያዊ ሓቅነት እዩ። ኣብ ገለ…ብዙሕ ምንባብ ማለት ልዕሊ’ቲ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ናብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ምእታው እዩ። ምስ ቈልዓኺ ትተኣሳሰርሎም ዝተፈላለዩ መንገዲታት ኣለዉ። ከምኡ’ውን ምስ መጻምድኹም ግብረ-ሕቡእግብረ-ሕቡእነገዛእ ሰብነትካ ብምትንኻፍ ጾታዊ ምልዕዓል ክስመዓካ ኸሎ (ዝበዝሕ ግዜ ንጾታዊ ኣካላትካ ብምብርባር)። ግብረሕቡእ…ብዙሕ ምንባብ ክትገብሩ፡ ክትደራረዙ፡ ማሳጅ ክትገብሩ፡ ክትተሓቛቖፉ፡ ወይ ከኣ ናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብብመልሓስካ ወይ ብኣፍካ ገይርካ 'ናይ ካልእ ሰብ ጾታዊ ኣካላት ከምዝበራበር ምግባር። ኣብ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብነት 1: ግብረ-ሕቡእ

ኣብነት 2፡ ምድርራዝ

ኣብነት 3፡ ምትሕቑቛፍ

ኣብነት 4: ናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብ

መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ

ጓለንስተይቲ ኣብ ከባቢ 3 ሰሙን ድሕሪ ሕርሲ እንደገና ጸጋይት ትኸውን። ዘይውሑስ ጾታዊ ርክብ እንተደኣ ገይራ፡ ዋላ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ኣይትጀምር፡ ጥንሲ ክትሕዝ ትኽእል እያ። ጾታዊ ርክብ ክትገብሪ እንከለኺ መከላኸሊ ጥንሲ ተጠቐሚ።

ጸባ ጡብ ኣብ እተጥብዉሉ እዋን፡ ኮንዶም ወይ ከኣ ደቂቕ ከኒና ምጥቃም ዝበለጸ እዩ።