ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ኣብ ዝምድና ዝፍጠሩ ዓይነታት ጸገማት
ኣብ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ እተፈላለዩ ጸገማት ከጋጥምኹም ይኽእሉ እዮም። ንኣብነት፡-
- እተፈላለዩ ኣተሓሳስባታትን ትጽቢታትን ምህላው፡
- መጻምድኹም ክብሪ ዘይትህበኩም ኮይኑ ይስመዓኩም፡
- ምስ ካልእ ሰብ ኣብ ፍቕሪ ምውዳእ፡
- ንስኹም ወይ መጻምድኹም ቀንኣት ትኾኑ፡
- ጎነጻዊ ተግባር ናይ መጻምዲ፡
- ፍቕሪፍቕሪምስ ካልእ ሰብ ሓያል ናይ ምትእስሳር ስምዒት፡ ኣኽብሮት፡ ፍትወትን መብጽዓን ስምዒት ምህላው። ሰባት…ብዙሕ ምንባብ ዘይምህላው (ምውዳእ)።
መጻምዲ እናተዘራረቡ
ልሙድ ነገር ምድግጋም ኣብ ዝምድና ጸገም ክፈጥር ይኽእል እዩ፡ የግዳ ከምኡ ክኸውን ኣይግብኦን እዩ። እቲ ዝምድና፡ ንገለ ሰባት ቀሊልን ርጉእን ይዀነሎም።
ኣእምሮኣዊ ወይ ኣካላዊ ጸገማት ወይ ከኣ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ፡ ናብ ጸገማት ዝምድና ክመርሓና ይኽእል እዩ።
ኣብ ርክብ ዝፍጠሩ ጸገማት መብዛሕቲኡ ግዜ ጾታዊ ጸገማት የኸትሉ፡ ወይ ከኣ ብኣንጻሩ ጾታዊ ጸገማት፡ ናይ ርክብ ጸገማት የስዕቡ።