ማዕርነት
ኣብ ዕርክነት ዘለዉ መጻምዲ 2 ሓደ ዓይነት ሰባት ኣይኮኑን። ሓደ ዓይነት ኣይኮኑን፡ ማዕረ መሰል ግን ኣለዎም። እዚ ማለት፡ ናይ ነፍሲ-ወከፍ መጻምዲ ዶባትን ምርጫታትን ዝተኸበሩ እዮም።
ናይ ሓዲኦም መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ዶባት እንድሕር ዝጠሓሱ ኮይኖም፡ እቲ ርክብ ጽቡቕ ኣሎ ክበሃል ኣይክእልን።
ኣብ ማዕርነትማዕርነትእዚ፡ ኵሎም ሰባት ማዕረ ኰይኖም፡ ብኸምኡ ድማ ክትሓዙ እንከለዉ እዩ። እዚ ማለት ንስኻትኩም ደቂ-ተባዕትዮ…ብዙሕ ምንባብ ዝተሰረተ ርክብ ዘለዎም መጻምዲ፡ ንሓድሕዶም እወታዊ ብዝኾነ መገዲ ይደጋገፉ፡
- እቲ ሓደ ኣብ ልዕሊ እቲ ካልእ ሓይሊ ኣይጥቀምን (ካብቲ ካልእ ብጻዩ ዝበለጸ ክብሪክብሪንነብስኻን ንከባቢኻን ጠቓሚ ምዃን። ገለ ሰባት ንክብሪ ገዛእ ርእሶም ይገልጽዎ። ንካልኦት ሰባት ክብሪ…ብዙሕ ምንባብ ዘለዎ ኮይኑ ኣይስምዖን)፡
- ብዛዕባ ነፍሲ-ወከፍ ነገር፡ እቲ ሓደ ናይቲ ሓደ ፍቓድ ወይ ርእይቶ ኣየድልዮን (ሓዲኦም ካብ ሓዲኦም ዝለጸ ክብሪ ኣለና ዝብል ስምዒት የብሎምን)።
ኣብ ማዕርነት ዝተሰረተ ዝርርብ ዝገብሩ መጻምዲ
ኣብ ማዕርነት ዝተሰረተ ርክብ ዘለዎም መጻምዲ ኣብ ርክቦም ማዕረ ሓላፊነት ኣለዎም። ንኣብነት፡ ቈልዑ ንምውላድን ንዘይምውላድን ብሓባር ይውስኑ (ውጥን ስድራቤትውጥን ስድራቤትስድራቤትካ ክትውጥን እንከለኻ፡ መዓስን ክንደይ ዝኣኽሉ ውሉድ ክህልዉኻ ከም እትደሊ ምውሳን ማለት’ዩ። ነዚ…ብዙሕ ምንባብ)፡ ከምኡ ድማ እንታይ ዓይነት መከላኸሊ ጥንሲ ክጥቀሙ ከምዘለዎም ይረዳድኡ።
ኣብ ገለ እዋናት፡ ማዕርነት ዘይምህላው ናብ ጎነጻዊ ተግባር መጻምዲ ወይ ኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽዓመጽኣንጻር ድሌት ሰብ፡ ብመትሎ ሰንጢቕካ ዝግበር ጾታዊ ምትንኻፍ እዩ። እቲ ስምንጣቕ ናይ ርሕሚ፡ ብገለ…ብዙሕ ምንባብ ከምርሕ ይኽእል እዩ።
ሓንቲ ጓለንስተይቲን ሓደ ወዲ-ተባዕታይን ኣብ ዓራቶም ኮይኖም ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ እናተዘራረቡ