ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ውጥን ስድራቤት

ስድራቤትካ ክትውጥን እንከለኻ፡ መዓስን ክንደይ ዝኣኽሉ ውሉድ ክህልዉኻ ከም እትደሊ ምውሳን ማለት’ዩ። ነዚ ውሳኔታት ብናይ ሰብኣዊ መሰል ተጠቒምካ ናጻ ኴንካ ወስን። ስድራቤትካ ክትውጥን እንከለኻ፡ ከም መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ኣገባባት ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ።