ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እትተሓዘሎም መንገዲታት

ሓደ ሰብ ብጾታዊ-ርክብ ወይ ከኣ ብኻልእ መተሓላለፍቲ መንገዲታት ብጾታ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ክሕዞ ይኽእል።

ብጾታዊ-ርክብ ምትሕልላፍ

  • ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ምስ ዘለዎ ሰብ ብዘይ ኮንዶም፡ ናይ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ጾታዊ-ርክብ፡ ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ ወይ ከኣ ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ምግባር።
  • ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ከይተጠቐምካ ወይ ከኣ ብማይን ሳሙናን ብግቡእ ከይሓጸብካ ናይ ጾታዊ-ርክብ ባምቡላታት ምስ ካልኦት ሰባት ብሓባር ምጥቃም። ንኣብነት: ዲልዶ፡ ቫይብሬተር። ካልእ ሰብ ነቲ ናይ ጾታዊ-ርክብ ባምቡላ ምስ ዝጥቀመሉ ኵሉ ግዜ ሓድሽ ኮንዶም ተጠቐሙ ወይ ከኣ ብማይን ሳሙናን ብግቡእ ኣጽርዩዎ።
  • ኣብ ናይ ሓደ ሰብ ቆርበት ምስ ዝርከቡ ሕበጣት (ሀርፕስ)፡ ቁስሊታት (ፍንጣጣፍንጣጣብባክተርያ ዝለዓል ረኽሲ እዩ። ፍንጣጣ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ (STI) እዩ። እዚ፡ መጀመርታ፡…ብዙሕ ምንባብ) ወይ ድማ ብልዕታዊ ጡብ-ኣድጊታት ብምትንኻፍ።

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብዘይ ኮንዶም ብዝግበር ናይ ርሕሚ ጾታዊ-ርክብ

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብዘይ ኮንዶም ብዝግበር ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብዘይ ኮንዶም ብዝግበር ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ኮንዶም ከይተጠቐምካ ወይ ከኣ ንቕድም ብማይን ሳሙናን ብግቡእ ከይሓጸብካ ናይ ጾታዊ-ርክብ ባምቡላታት ምስ ካልኦት ሰባት ብሓባር ምጥቃም።

ካልኦት መተሓላላፍቲ መንገዲታት

  • ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዘለዋ ኣደ፡ ኣብ እዋን ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ኣብ እዋን ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ ኣብ እዋን ምጥባው ጡብ ነቲ ረኽሲ ናብቲ ዕሸል ከተሕልፈሉ ትኽእል።
  • ናይ መውግኢ ኣቕሓ ብሓባር ብምጥቃም።
  • ናይ ስንኹም ብራሽ (ብዓይነት ቢ ዝፍለጥ ወይቦ)፡ ሽጎማነን ኣንሶላን (ቁማል ብልዕቲቁማል ብልዕቲኣብ ጸጒሪ ብልዕቲ ዝርከቡ ጽግዕተኛታት(ኣዝዮም ደቀቕቲ እንስሳታት)። እቲ ቁማል ብልዕቲደም ይመጽዉ። ንሳቶም ብዙሕ…ብዙሕ ምንባብ ከምኡ ድማ ዓበቕዓበቕብኣዝዮም ደቀቕቲ እንስሳታት ሓሳኹ ዝመጽእ ናይ ቆርበት ()ረኽሲ። ዓበቕ ብዙሕ ምሕካኽ, የስዕብ፡ ብቐንዱ…ብዙሕ ምንባብ) ምስ ካልእ ሰብ ብሓባር ብምጥቃም።
  • ቆርበት ንቆርበት ብምትንኻፍ (ንሓድሕድካ ተጣቢቕካ ጥራሕ ነብስኻ ብምድቀሳ)።

 

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ኣደ ንዕሸላ ጡብ ከተጥቡዎ እንከላ

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: መርፍእ ወይ መውግኢ ኣቕሓ ብሓባር ምጥቃም

ንመጻምድቲኡምን ንሓኪምን ምዝራብ

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላፍ ረኽሲ እንድሕር ሃልዩኩም ናብ ካልኦት ሰባት ከተሕልፉ ትሕእሉ ኢኹም። ብዛዕባ እዚ ንመጻምድትኹም ንገሩዎም ከምኡ ከኣ ናብ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ንክኸዱ ኣተባብዑዎም።

ክልቴኹም ናብ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ናብ _W_ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምምሕዳር ከተማ_W_ (GGD) ክትከዱ ኣለኩም። ነቲ ሕጂ ዘሎ መጻምድትኹም መጠንቀቕታ ብምሃብ ንገዛእ-ርእስኹም እውን ኢኹም ትከላኸሉ። እቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ሓውዩ እሞ መጻምድትኹም ከይተሓከመ መሊስኩም ጾታዊ-ርክብ እንተፈጺምኩም፡ እቲ መጻምድትኹም መሊሱ ከሕልፈልኩም ይኽእል እዩ።

ነቲ ዘለኩም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ኣብ እትፍውስሉ እዋን ጾታዊ-ርክብ ኣይትፈጽሙ።

ነቲ ሕጂ ዘሎ መጻምድትኹም ጥራይ ኣይትሓብሩ፡ እንተላይ ነቶም ናይ ቀደም መጻምድትኹምን ምሳኹም ጾታዊ ምትንኻፍ ዝነበሮም ካልኦት ሰባትን እውን ኣጠንቅቕዎም። ንሳቶም እውን እቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ክሓልፎምን ከይፈለጡ ናብ መጻምድቶም (መጻምድቲታቶም) ከሕልፉዎን ይኽእሉ እዮም። ነቶም ናይ ጾታዊ-ርክብ መጻምድቲታትኩም መጠንቀቕታ ብምሃብ፡ እቶም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ዚያዳ ንኸየስፋሕፍሑ ትከላኸሉ። ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከምዘለኩም ነቶም ናይ ቀደም ናይ ጾታዊ-ርክብ መጻምድቲታትኩም ክትነግሩዎም እንተ ዘይደሊኹም መንነትኩም ሓቢእኩም ማለት ስምኩም ከይገለጽኩም (በዚ partnerwaarschuwing.nl) መርበብ ሓበሬታ ኣቢልኩም ክትነግርዎም ትኽእሉ ኢኹም። 

 

መጻምድቲ ይዘራረቡ።