ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ምፍዋስ
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ኣለኒ ዝብል ጥርጣረ እንተሃልዩካ፡ ካብ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ካብ _W_ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምምሕዳር ከተማ_W_ (GGD) ደገፍ ሕተት። ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ኣብ ጥዕናኻ ዘስዕብዎ ኣሉታዊ ጉድኣት ንምውጋድ ክፍወሱ ኣለዎም። ምስ ብዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ኣብቲ ማእከል ጥዕና ሓተትቲ ዕቑባ ንዝርከብ ብዓል-ሞያ ጥዕና ተዘራረብሽዑ ንሱ/ንሳ እቲ ግቡእ ፍወሳ ክገብሩልካ ይኽእሉ እዮም።
በቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ዝነግረካ መሰረት ፍወሳኻ ተኸታተል። ዋላ እቶም ምልክታት ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ምስ ጠፍኡ እውን ፍወሳኻ ክትቅጽል ኣለካ።
እተፈላለዩ ዓይነታት ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ኣለዉ። እዚኦም ኩሉ ግዜ ምልክታት ሕማም ኣይረኣዩዎምን። ምኽሪ ንምርካብ ነቲ ኣብ ማእከል ጥዕና ሓተትቲ ዕቑባ ዝርከብ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ነቲ ብዓል-ሞያ ጥዕና ሕተት። ነፍሲ-ወከፍ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ብዝተፈላለየ መንገዲ እዩ ዝፍወስ።

ወዲ-ተባዕታይ ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና እናተዘራረበ።

በቲ ሓኪም ዝነግረካ መሰረት ፍወሳኻ ተኸታተል። ዋላ እቶም ምልክታት ሕማም ምስ ጠፍኡ እውን ፍወሳኻ ክትቅጽል ኣለካ።
ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ናይ ባክተርያ ረኽሲታት
ብባክተርያ ዝስዕቡ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ነዞም ዝስዕቡ የጠቓልሉ:
- ክላማይዲይ;
- ጅግል; ከምኡ ድማ
- ፍንጣጣፍንጣጣብባክተርያ ዝለዓል ረኽሲ እዩ። ፍንጣጣ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ (STI) እዩ። እዚ፡ መጀመርታ፡…ብዙሕ ምንባብ;።
ብባክተርያ ዝመጹ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ብጸረ-ነፍሳት ክፍወሱ ይኽእሉ። ናይቲ ሓኪም ትእዛዝ የድልየካ እዩ። ሽዑ እቶም መድሃኒታት ካብ ቤት-መሸጣ መድሃኒት ክትዕድጎም ትኽእል።
ኣብ እዋን ፍወሳ፡ እቶም ምልክታት ሕማም ክሳዕ ዘይጠፍኡ ጾታዊ-ርክብ ምግባር ኣቋርጽ ወይ ከኣ ኮንዶም ብምጥቃም እቲ ረኽሲ ናብ ካልእ ሰብ ናይ ምሕላፍ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ ከምዝንኪ ግበር።
ፍወሳ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ናይ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ ረኽሲታት
ብቫይረስ ዝስዕቡ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት:
- ኤች.ኣይ.ቪ;
- ብዓይነት ቢ ዝፍለጥ ወይቦ;
- ቆርበት ዘቑስል ቫይረስ ሀርፐስ; ከምኡ ድማ
- ናይ ብልዕሊቲ ጡብ-ኣድጊታት።
ገለ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ናይ ቫይረስ ረኽሲታት ክሓውዩ ኣይኽእሉን፡ ምልክታቶም ግን ክፍወስ ይኽእል እዩ።
- ወይቦ ዓይነት ቢ: እኹል ዕረፍቲ ውሰድ። ኣድላዪ እንተኾይኑ፡ እቲ ሓኪም መድሃኒታት ክእዝዘልካ ይኽእል እዩ።
- ብቫይረስ ዝመጽእ ቈርበት ዘቚስል ሕማምብቫይረስ ዝመጽእ ቈርበት ዘቚስል ሕማምእቲ ረኽሲ ብቫይረስ ዝለዓል እዩ። ምልክታት ናይ’ቲ ብቫይረስ ዝመጽእ ቈርበት ዘቚስል ሕማም፡ ኣብ…ብዙሕ ምንባብ: ኣድላዪ እንተኾይኑ፡ እቲ ሓኪም ነቶም ሕበጣት መሕከሚ ዝኾኑ መድሃኒታት ክእዝዘልካ ይኽእል እዩ።
- ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊታት: እቲ ሓኪም ኣብቶም ጡብ-ኣድጊታት ዝልከ ክሬም ክእዝዘልካ ይኽእል እዩ። ኣድላዪ እንተኾይኑ፡ እቲ ሓኪም ነቶም ጡብ-ኣድጊታት ቆሪጹ ክኣልዮም ወይ ከኣ ከደስክሎም ይኽእል።
ፍወሳ ብጾታዊ-ርክብ ንዝመሓላለፉ ናይ ጽግዕተኛ ነፍሳትጽግዕተኛ ነፍሳትኣብ ኣካላት ናይ ካልእ ሰብ ዝነብር፡ 'ኣብኡ ዝምገብን ነቲ ሰብ ዘጥቅዖን ኣዝዩ ደቂቕ…ብዙሕ ምንባብ ረኽሲታት
ጽግዕተኛ ነፍሳት ዘስዕብዎም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት:
- ዓበቕዓበቕብኣዝዮም ደቀቕቲ እንስሳታት ሓሳኹ ዝመጽእ ናይ ቆርበት ()ረኽሲ። ዓበቕ ብዙሕ ምሕካኽ, የስዕብ፡ ብቐንዱ…ብዙሕ ምንባብ;
- ትራይኮሞንያሲስ; ከምኡ ድማ
- ናይ ጸጉሪ ብልዕቲጸጉሪ ብልዕቲኣብ ልዕልን ኣብ ዙርያን ጾታዊ ኣካላትዝርከብ ጸጉሪ። ንውሓት፡ሕብሪ፡ ብዝሒ ከምኡውን ጻዕቂ ናይጸግሪ ብልዕቲ…ብዙሕ ምንባብ ቁማል።
ዓበቕ:
- እቲ ሓኪም ኣብ ቆርበት ኣካላትኩም ዝልከ ክሬም ክእዝዘልኩም ይኽእል እዩ።
- ናይ ውሽጢ ክዳውንቲ፡ ፒጃማታት፡ ናይ ዓራት ኣንሶላን ሽጎማነን ኩሉ መዓልቲ እንተወሓደ 60°C ሙቐት ብዘለዎ ማይ ሕጸቢ።
ትራይኮሞንያሲስ:
- ብጸረ-ነፍሳት ክሕከም ይኽእል።
- መድሃኒታት ንምውሳድ ናይ ሓኪም ትእዛዝ የድልየካ።
ቁማል ብልዕቲቁማል ብልዕቲኣብ ጸጒሪ ብልዕቲ ዝርከቡ ጽግዕተኛታት(ኣዝዮም ደቀቕቲ እንስሳታት)። እቲ ቁማል ብልዕቲደም ይመጽዉ። ንሳቶም ብዙሕ…ብዙሕ ምንባብ:
- እቲ ሓኪም ቁማል ኣብ ዘለዎ ቆርበት ኣካላትኪ ዝልከ ክሬም ክእዝዘልኪ ይኽእል እዩ።
- ናይ ውሽጢ ክዳውንቲ፡ ፒጃማታት፡ ናይ ዓራት ኣንሶላን ሽጎማነን ኩሉ መዓልቲ እንተወሓደ 60°C ሙቐት ብዘለዎ ማይ ሕጸቢ።
ምስ መጻምድትኻ ምዝርራብ
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ሃልዩኪ፡ ንመጻምድትኺ ንገሪ። ገለ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት እንድሕር ሃልዮምኪ፡ መጻምድትኺ እውን ክምርመርን ክፍወስን የድልዮ እዩ።
ንመጻምድትኺ መጠንቀቕታ ብምሃብ ንገዛእ-ርእስኺ እውን ኢኺ ትከላኸሊ። እቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ሓውዩ እሞ መጻምድትኹም ከይተሓከመ መሊስኩም ጾታዊ-ርክብ እንተፈጺምኩም፡ እቲ መጻምድትኹም መሊሱ ከሕልፈልኹም ይኽእል እዩ።
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ኣብ እትሕከሙሉ እዋን ጾታዊ-ርክብ ኣይትግበሩ ወይ ከኣ ናብ መጻምድትኹም ናይ ምትሕልላፍ ስግኣተ-ሓደጋ ንምንካይ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ተጠቐሙ።
ነቲ ናይ ሕጂ መጻምድትኹም ጥራይ ዘይኮነስ ነቲ ናይ ቀደም መጻምድኹምን ምሳኹም ናይ ጾታዊ-ርክብ ምትንኻፍ ዝነበሮም ሰባትን እውን ኣጠንቅቕዎም። ንሳቶም እውን እቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ክሓልፎምን ከይፈለጡ ናብ መጻምድቶም (መጻምድቲታቶም) ከሕልፉዎን ይኽእሉ እዮም። ነቲ ናይ ጾታዊ-ርክብ መጻምድቲታትኩም መጠንቀቕታ ብምሃብ፡ እቶም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ዚያዳ ከይስፋሕፍሑ ትከላኸሉ።
ክንደይ ዝኣክል ግዜ ንድሕሪት ተመሊስኩም ንናይ ጾታዊ-ርክብ መጻምድቲታትኩም ከተጠንቅቑ ከምዘለኩም ምስ ሓኪምኩም ወይ ምስ ነርስኩም ኣማኽሩ። ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከምዘለኩም ነቶም ናይ ቀደም መጻምድቲታትኩም እንተደሊኹም መንነትኩም ሓቢእኩም ማለት ስምኩም ከይገለጽኩም እውን ክትነግርዎም ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ብዝምልከት፡ ኣብዚ ዝስዕብ መርበብ ሓበሬታ ተወከሱ https://partnerwaarschuwing.nl/hoe-vertel-ik-het-mijn-ex-partner እዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ ብቋንቋ ሆላንድ ጥራሕ እዩ ዝዳሎ።
ምኽሪ ንምርካብ ኣብቲ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማ (GGD) ንዝርከብ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ነርስነርስንሕሙማት ሰባት ኣብ ምክንኻን ከም ስርሓ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። ነስር መድሃኒት ክትእዝዘልካ ኣይትኽእል…ብዙሕ ምንባብ ኣዘራርቡ።
መጻምድቲ ይዘራረቡ።