ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ምህላው

ብዙሓት ሰባት ኣብ ገለ እዋን ናይ ህይወቶም ብጾታዊ-ርክብ ብዝመሓላለፉ ረኽሲታት ተለኺፎም ይፈልጡ እዮም።
መብዛሕትኦም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክፍወሱን ክሓውዩን፡ ወይ ከኣ ምልክታቶም ክጠፍእ ይኽእል እዩ።

ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ኣለኒ ዝብል ጥርጣረ እንተሃልዩኪ፡ ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና ተዘራረቢ

ጓለንስተይቲ ናብ ሓኪም እናኸደት።