ዘይተፈወሰ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ምህላው
ሕክምናዊ ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ ንመብዛሕትኦም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ከሕውዮም ወይ ከኣ ነቶም ምልክታት ሕማም ክፍውሶም ይኽእል እዩ። ሳዕቤናት ናይ ዘይተፈወሰ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ:
- ቓንዛ ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ;
- ጥንሲ ናይ ዘይምሓዝ ጸገማት (መኻንነትመኻንነትቆልዑ ክትወልድ ዘይምኽኣል።ብዙሕ ምንባብ);
- ገለ ዓይነታት መንሽሮ;
- ነድሪ;
- ኣብ ልዕሊ ልቢ; ሻምብቆታት ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ፡ ሓንጎልን ስርዓተ-መትኒን ዝበጽሕ መጉዳእቲ።
ምስ ሓኪም እትዘራረብ ጓለንስተይቲ።
እንተዘይ ተፈዊስኩም፡ ናብ መጻምድትኹም እውን ከተሕልፍዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከምዘይብልኩም ርግጸኛ ኮንኩም ክትፈልጡ እንተደሊኹም ተመርመሩ።
ቀልጢፍኩም እንተ ተፈዊስኩሞዎ፡ ክብደት ሳዕቤናት ናይቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እናነከየ ይመጽእ። ከሎ ጌና እንድሕር ተሓኪምኩም፡ መብዛሕትኦም ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክፍወሱ ወይ ከኣ ምልክታቶም ኣብ ኣካላትኩም ነባሪ ጉድኣት ከየስዓቡ ክጠፍኡ ይኽእሉ እዮም።