ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዓይነታት ሕርሲ

ተፈጥሮኣዊ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ

ኣብ እዋን ተፈጥሮኣዊ ሕርሲ፡ እቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ  እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ብናይ ኣደኡ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ይውለድ። መብዛሕትኦም ህጻናት በዚ መንገዲ እዮም ዝውለዱ።

ተፈጥሮኣዊ ሕርሲ: ኣደ ንቖልዓ እናሓረሰት።

መጥባሕታዊ ሕርሲ: ብመጥባሕቲ ብኸብዲ ምውላድ

መጥባሕታዊ ሕርሲ ብመጥባሕቲ ብኸብዲ ምውላድ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ እዩ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ነቲ ቆልዓ ንምውጻእ ናይታ ኣደ ከብዲ ይጠብሖ። እቲ መጥባሕቲ ካብቲ ጸጉሪ ብልዕቲጸጉሪ ብልዕቲኣብ ልዕልን ኣብ ዙርያን ጾታዊ ኣካላትዝርከብ ጸጉሪ። ንውሓት፡ሕብሪ፡ ብዝሒ ከምኡውን ጻዕቂ ናይጸግሪ ብልዕቲ…ብዙሕ ምንባብ ልዕል ኢሉ እዩ ዝካየድ።

 

መጥባሕታዊ ሕርሲ: ቆልዓ ንምውጻእ ኣብ ከብዲ መጥባሕቲ ዝገብር ሓኪም።

ቆልዓ ከብዲ ጠቢሕካ ክወጽእ ዝግበረሉ ምኽንያት

ከብዲ ጠቢሕካ ቆልዓ ክወጽእ ካብ ዘገድዱ ልሙዳት ምኽንያታት እቶም እተወሰኑ እዞም ዝስዕቡ እዮም:

  • ናይታ ኣደ ጎሎጎሎክፋላት ኣካላት፡ ኣብ መንጎ ጎሎ ዘሎ እተዓጽፈ እኩብ ኣዕጽምቲ።ብዙሕ ምንባብ ቆልዓ ንምውጻእ ኣዝዩ ዝጸብብ እንተኾይኑ;
  • እቲ መዳሕንቲመዳሕንቲሓንቲ ጓለንስተይቲ ምስ ጠነሰት ኣብ ጎድኒ እቲ ዕሸል ኣብ ማህጸና ዝዓቢ ኣካል እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ኣፍ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ (ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ) እንተኾይኑ ዘሎ ወይ ከኣ እቲ መዳሕንቲ እንድሕር ተላቒቑ;
  • ክፋል ናይቲ ዕትብቲዕትብቲቱቦ ዓይነት ኮይኑ ነቲ ዕሸል ናብ መዳሕንቲ ዘላግብ እዩ። ዕትብቲ ንመኣዛታት ምግብን ዝጉሓፍ…ብዙሕ ምንባብ በቲ ክሳድ ማህጸን ገይሩ እንድሕር ወጺኡ;
  • ርእሲ ናይቲ ዕሸል ንቑልቁል እንድሕር ዘይኮይኑ;
  • ካብ 1 ቆልዓ ንላዕሊ እንተሃልዮም;
  • ኣደ ወይ ከኣ እቲ ዕሸል ብተፈጥሮኣዊ መንገዲ ሕርሲ ክካየድ ዘየኽእል ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ እንተሃልዩዎም።