ተፈጥሮኣዊ ሕርሲ
ኣብ እዋን ተፈጥሮኣዊ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ፡ እቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ብናይ ኣደኡ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ይውለድ። ኣብ ናይ መጀመርያ ሕርሲ፡ ቈልዓ ንክውለድ ካብ 10 ክሳዕ 12 ሰዓታት ክወስድ ይኽእል። ኣብ ካልኣይ ሕርሲ ግን ዝወሓደ ግዜ እዩ ዝወስድ።
እቲ ቈልዓ ቅድሚ ምውላዱ፡ እታ ኣደ ናይ ኣካላታ ምጭብባጥምጭብባጥምጭብባጥ ናይ ጭዋዳታት ኣብ ማህጸን። ደቂ ኣንስትዮ ክሓርሳ ከለዋ (ክወልዳ) ምጭብባጥ ናይ ጭዋዳታት…ብዙሕ ምንባብ የጋጥማ። እቶም ኣብ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ዝርከቡ ጭዋዳታት ይጨባበጡ። ምጭብባጥ ክፍሊታት ኣካላት ከጋጥመክን ከሎ፡ መሕረሲትመሕረሲትንጥንስቲ ሰበይቲ ቅድሚ፡ ኣብ ግዜን፡ ድሕርን ሕርሲ እትሕግዛ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። መሕረስቲ መድሃኒት…ብዙሕ ምንባብ ጸውዓ።
ተፈጥሮኣዊ ሕርሲ: ኣደ ንቖልዓ እናሓረሰት።
ምጭብባጣት
እቲ ምጭብባጣት ነቲ ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ (ኣፍ ደገ ማህጸን) ይኸፍቶ። እቲ ክሳድ ማህጸን ክንዲ ዝኣክል ክገፍሕ እንከሎ፡ ንሕርሲ ድሉዋት ኣለኽን ማለት እዩ።
ነቲ ኣብ እዋን ምጭብባጥ ዝስመዓክን ቃንዛ ንምንካይ:
- ናብ’ዚን ናብቲን ተንቀሳቐሳ፡
- ሜላታት ምትንፋስ ተጠቐማ፡
- መታን ክትዛነያ፡ ኣካላትክን ማይ ተሓጸባ፡
- ከም ምዉቕ ትርኣስ ወይ ኵዕሶ ሰድያ ዝኣመሰሉ መደገፍታ ግበራ፡
- ኣብ ሆስፒታል ወይ ኣብ ማእከል ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ትሓርሳ ምስ እትዀና፡ ብመገዲ PCA-ፓምፕ ወይ ኣብ ታሕተዋይ ክፍሊ ሕቖኽን መርፍእ ብምውጋእ፡ ጸረ-ቓንዛ ክወሃበክን ሕተታ። እቲ መርፍእ ኮፍ ኢልኪ ወይ ደቂስኪ ክትውግእዮ ትኽእሊ።

ደቂ-ኣንስትዮ ምጭብባጥ ኣካላት ከጋጥመን እንከሎ።

ጠጠው ዝበለት ጥንስቲ ሰበይቲ። እቲ ዘይተወልደ ዕሸል ኣብ ውሽጢ ማህጸን ኣሎ እቲ ጠመተ ከኣ ኣብ ውሽጣዊ ጾታዊ ናውቲ ኣካላት ኣሎ።

እቶም ምጭብባጣት፡ ነቲ ናብ ማህጸን ዘሕልፍ ክሳድ ማህጸን ከምዝኽፈት ይገብሩ።

እቲ ክሳ ድማህጸን መሊሱ ይገፍሕ እዩ።

እቲ ክሳድ ማህጸን ብዝግባእ ምስ ዝገፍሕ፡ እቲ ዕሸል ክውለድ ይኽእል።

ሓኪም ኣብ ትሕቲ ሽምጢ (ብላዕሊ) መደንዘዚ ክህብ ከሎ፦ እዚ ኣብ እዋን ምጭብባጥ ንዝርአ ቃንዛ ንምንካይ፡ ኣብ ታሕተዋይ ክፍሊ ሑቐ ዝውጋእ መርፍእ እዩ።
ናይ መሕረሲ ቦታ
ኣበይ ክትሓርሳ ከምእትደልያ፡ ምስ መሕረሲትክን ተዘራረባ። ኣብ ኔዘርላንድ፡ ብሓገዝ መሕረሲት፡ ኣብ ገዛኽን ወይ ኣብ ሆስፒታል ወይ ድማ ኣብ ናይ ወሊድ ማእከል ኮንክን ክትሓርሳ ናይ ምምራጽ መሰል ኣለክን። ኩነታት ጥንስኽን፡ ሓኪም ማህጸንሓኪም ማህጸንኣብ ግዜ ጥንሲ፡ ምክልኻል ጥንስን ሕማም ናይ ደቀንስትዮን ዝተኣሳሰር ክኢላ 'ክንክን ጥዕና ዝኾነ…ብዙሕ ምንባብ ክከታተሎ እንተ ጸኒሑ፡ ኵሉ ግዜ ኣብ ሆስፒታል ኢኽን ትወልዳ።
ኣብ እዋን ሕርሲ፡ መጻምድኺ ወይ ካልእ ዝመረጽክዮ ሰብ ምሳኽኢ ክጸንሕ ይኽእል እዩ።
ኣብ እዋን ምጭብባጥ ኣካላት፡ እታ መሕረሲት ወይ እታ ተሓጋጋዚት መሕረሲት ክትከታተለክን እያ።
ብተወሳኺ፡ እታ መሕረሲት፡ ክሳድ ማህጸን ብዝግባእ ተኸፊቱ እንተሎ ንምርፍላጥ፡ ናይቲ ዕሸል ህርመት ልቢ ክትልክዕን ውሽጣዊ መርመራ ክትገብርን እያ። እቲ ክሳድ ማህጸን ምሉእ ብምሉእ ተኸፊቱ እንተ ደኣ ሃልዩ፡ ምድፋእ ክትጅምራ ትኽእላ ኢኽን።
ዝበዝሕ ግዜ፡ ናይ’ቲ ቈልዓ ርእሲ ክወጽእ እንተጀሚሩ፡ እቲ ፈንዶትፈንዶትኣብ መንጎ ኣስኪት(ደቂተባዕትዮ)/ ርሕሚ(ደቀንስትዮ)፡ ከምኡ’ውን መሃንቱስዘሎ ቆርበት እዩ። እቲ ፈንዶት፡ ኣብ ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን…ብዙሕ ምንባብ (perineum) ይቕደድ እዩ። መሕረሲትክን ወይ ናይ ምህጸን ሓኪምክን ክሰፍዮ እያ።
እቲ ዕሸል ካብ ርሕሚ ይወጽእ። እቲ ዕትብቲዕትብቲቱቦ ዓይነት ኮይኑ ነቲ ዕሸል ናብ መዳሕንቲ ዘላግብ እዩ። ዕትብቲ ንመኣዛታት ምግብን ዝጉሓፍ…ብዙሕ ምንባብ ይቑረጽ እዩ።
ድሕሪ ሕርሲ ካብ 10 ክሳዕ 30 ደቓይቕ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ እቲ መዳሕንቲመዳሕንቲሓንቲ ጓለንስተይቲ ምስ ጠነሰት ኣብ ጎድኒ እቲ ዕሸል ኣብ ማህጸና ዝዓቢ ኣካል እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ካብ ኣካላት ይወጽእ።

ዕትብቲ ዝቖርጽ ኣቦ ናይቲ ዕሸል እዩ።

ድሕሪ ሕርሲ፡ መዳሕንቲ ካብ 10 ክሳዕ 30 ደቓይቕ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ካብ ኣካላት ጓለንስተይቲ ይወጽእ።