ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሆርሞናዊ IUD

እቲ ሆርሞናዊ IUD ሓደ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ። እቲ ሆርሞናዊ IUD ናይ T-ቅርጺ ዘለዎ ፕላስቲክ ትቦ ኮይኑ 1 ሆርሞንሆርሞንብኣካላትና ዝፈሪ ነገር እዩ። ሆርሞናት ንዝተፈላለየ ስራሓት ኣካላት፡ ማለት  ንኸም ፍርያምነትን ጾታውነትንኣገዳሲ እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ይሕዝ።

ሆርሞናዊ IUD

እቲ ሆርሞናዊ IUD ብኸመይ ይሰርሕ?

እቲ ሆርሞናዊ IUD ብኸምዚ ዝስዕብ ይሰርሕ:

  • እቲ ሆርሞን ነቶም ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይእዚ፡ 'ሓደ ወዲ ተባዕታይ ዘርኢ ከፍስስ ከሎ፡ ካብ መትሎኡ ዝወጽእ ሓፊስ ጻዕዳ ፈሳሲ።…ብዙሕ ምንባብ ናብቲ ኣብ ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ ዝርከብ ልፋጫዊ መምብራና ከይበጽሑ ከቢድ ጸገም ይፈጥረሎም። ሽዑ እቶም ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ናብቲ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ኣትዮም ምስቲ ዋህዮ እንቋቑሖ ከይራኸቡ ጸገማይ ይህልዉዎም።
  • ብተወሳኺ እቶም ሆርሞናት ንተኸላ ዋህዮ እንቋቑሖ እውን ይከላኸሉ።

እቲ ብዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና፡ መሕረሲትመሕረሲትንጥንስቲ ሰበይቲ ቅድሚ፡ ኣብ ግዜን፡ ድሕርን ሕርሲ እትሕግዛ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። መሕረስቲ መድሃኒት…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናይ ማህጸን ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ እቲ IUD ኣብተን ናይ ዑደታ ናይ መጀመሪያ 7 መዓልቲ ኣብ ማህጸን እታ ጓለነስተይቲ የቐምጦ።

እቲ ሆርሞናዊ IUD ካብ 5 ክሳብ 8 ዓመት የገልግል። ድሕሪ እዚ ግዜ እዚ ብኻልእ ክትካእ የድሊ።

እቲ IUD ምስ ተሰኹዐ፡ 2 ሓጸርቲ ፈትሊታት ካብ ማህጸን ወጻኢ ይተርፉ። ኣብ ውሽጢ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ጠሊቖም ይቕመጡ፡ ኣብኡ ምህላዎም እውን ይፍለጠኪ እዩ። እዚ ማለት እቲ IUD ኣብ ቦትኡ ምህላዉ ንምርግጋጽ ኩሉ ግዜ ክትፍትሽዮ ትኽእሊ ኢኺ እዩ።

ናይ ጓለነስተይቲ ጎሎ ብደቂቕ: 1. ሆርሞናዊ IUD፡ 2. ማህጸን፡ 3. ርሕሚ፡ 4. መሃንቱስ ከምኡ ድማ 5. ሻምብቆ ሽንቲ።

ጠጠው ዝበለት ሰበይቲ። እቲ ጠመተ ኣብ ውሽጣዊ ጾታዊ ናውቲ ኣካላት እዩ።

ኣብ ማህጸን ዝተቐመጠ IUD። 2 ሓጸርቲ ፈትሊታት ካብ ማህጸን ወጻኢ ይተርፉ። ኣብ ውሽጢ ርሕሚ ጠሊቖም ይቕመጡ።

ኣመና ኣተኣማማኒ

ሆርሞናዊ IUD ኣመና ኣተኣማማኒ እዩ። 

ኣመና ኣተኣማማኒ

ኣብ ጥዕናኺ ዘስዕቦ ጉድኣት የለን

ሆርሞናዊ IUD 1 ሆርሞን ዝሓዘ እዩ። እዚ ሆርሞን ኵሉ ግዜ ኣብ ጥዕናኺ ዘስዕቦ ጸገም የለን። ይኹን እምበር፡ ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ካልእ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ ምምራጽ ዝሓሸ እዩ። ካብ ሓኪም ወይ መሕረሲት ማዕዳ ሕተታ

ብተወሳኺ ናይ ነሓስ IUD እውን ኣሎ። እዚ ናይ ነሓስ ፈትሊ ዝተኣስረሉ IUD እዩ። እቲ ነሓስ እቶም ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ከይንቀሳቐሱ ይዓግቶም።

እቲ ሆርሞናዊ IUD ጽግያትኪ ከምዝንኪ ኣይገብርን። እንተድኣ ክትጠንሲ ደሊኺ፡ ነቲ IUD ትኣልዮ።

ኣብተን እዚ ዝተጠቐምክለን ናይ መጀመርያ ኣዋርሕ፡ ከም ፈጸጋ፡ ሃንደበታዊ ረስኒረስኒናይ ሰብነት ልዑል ሙቐት (ልዕሊ 38°C - 100.4°F).ብዙሕ ምንባብ ኣጥባት ከምኡድማ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ርእሲ ዝኣመሰሉ ጎድናዊ ሳዕቤናት ከጋጥሙኺ ይኽእሉ እዮም። እዞም ሳዕቤናት ኩሉ ግዜ ብቕጽበት እዮም ዝጠፍኡ። ክጠፍኡ እንተዘይክኢሎም፡ ንሓኪም ኣማኽሪ።

ወርሓዊ ጽግያትኪወርሓዊ ጽግያትኪ ክብደቱ ክንኪን ፈጺሙ ከቋርጽን ይኽእል።

ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ኤችኣይቪን ግን ክከላኸል ኣይኽእልን

እቲ ሆርሞናዊ IUD ብጾታዊ-ርክብ ንዝመሓላለፉ ረኽስታት ወይ ኤች.ኣይ.ቪ ኣይከላኸልን። ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ጥራይ እዩ ክከላኸለልክን ዝኽእል።

ኮንዶም

ናይ ሆርሞናዊ IUD ዋጋ

ከከም ዓይነትን፡ መትከሊ ዋጋን እቲ IUD፡ ሓኪም ወይ መሕረሲት ብኣስታት €150 – € 200 ነቲ ሆርሞናዊ IUD ክገብሩልኪ ይኽእሉ። ድሕሪ 5፡ 6 ወይ ከኣ 8  ዓመት (ከከም ዓይነቱ) ሓድሽ ሆርሞናዊ IUD ንምግባር ናብቲ ሓኪም ክትምለሲ ኣለኪ።

 

ዋግኡ ክንደይ እዩ?

ዕድሜኺ 21 ዓመት ክሳዕ ትገብሪ፡ መብዛሕትኦም ሜላታት መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ብናይ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ መድሕንኪ ዝሽፈኑ እዮም። ይኹን እምበር፡ መጀመርያ ካብቲ ናይ ጥዕና መድሕን ፖሊሲኺ ክኸፍለልኪ ዝኽእል መጠን ንላዕሊ (eigen risico) ዝኾነ ክፍሊት ክትከፍልዮ ኣለኪ። ክንደይ ዝኣክል ሽፋን ከምእትረኽቢ ንምፍላጥ ናብቲ ናይ ጥዕና መድሕን ዝኣተወልኪ ብምኻድ ኣረጋግጺ። ካብ 21 ዓመት ዕድመ ንዳሓር፣ ተወሳኺ ናይ መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ መድሕን እንድሕር ሃልዩኪ ጥራይ እዩ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ ሽፋን ክትረኽቢ ትኽእሊ።