ኮንዶም ደቂ-ኣንስትዮ
እቲ ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ሓደ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ።
ካብ ጎማ ዝተሰርሐ ከረጢት እዩ። እቲ ከረጢት ኣብ ክልቲኡ ጫፋት ተለዋዋያይ ዓንኬል ኣለዎ: ቀጢን ግዳማዊ ዓንኬልን ረጒድ ውሽጣዊ ዓንኬልን። እቲ ወዲ-ተባዕታይ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ክፍኑ እንከሎ ነቲ ዘርኢ የዕቑሮ።
ኮንዶም ደቂ-ኣንስትዮ
ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶም ብኸመይ ትጥቀምሉ
ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶም ቅድሚ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ናብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ምእታዉ ክግበር ኣለዎ። ከምዚ ዝስዕብ ግበር፡
- ናይ ኣገልግሎት ግዜኡ ሕጂውን ከምዘይሓለፈ ኣረጋግጹ። ኣብ ሽፋኖም ናይ CE ደረጃ ብቕዓት ዝተጠቀዐሎም ኮንደማት ጥራይ ተጠቐም።
- ነቲ ውሽጣዊ ዓንኬል ጸቒጥኪ ሓዝዮ።
- ነቲ ኮንዶም ኣፉ ንዓቐብ ጌርኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ኣእትውዮ።
- 1 ኣጻብዕትኺ ናብ ውሽጢ እቲ ኮንዶም ብምእታው ነቲ ዓንኬል ክንዲ ዝኸኣልክዮ ንታሕቲ ድፍእዮ። እቲ ኮንዶም ዘይነቓነቕ ምዃኑን እቲ መትሎ ናብ ርሕሚ ኣብ ዝኣትወሉ እዋን ኣብ ውሽጢ እቲ ኮንዶም ምዃኑን ኣጋግጺ።
- እቲ ደጋዊ ዓንኬል እቲ ኮንዶም ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ ኣብ ቦትኡ ከምዝጸንሕ ይገብር። ንሱ ካብ ኣካላት ወጻኢ ኮይኑ ኣብ ከባቢ ርሕሚ ንዝርከብ ቦታ ይሽፍን።
- ድሕሪ ወሲብ፡ ነቲ ደጋዊ ዓንኬል ቁሩብ ልውይ ኣቢልኪ ነቲ ኮንዶም ኣውጽእዮ። ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብ ርሕሚ ከይኣቱ ጥንቃቐ ግበሪ።
- ነቲ ዝተጠቐምኩምሉ ኮንዶም ናብ ናይ ጉሓፍ ሰንኬሎ ደርብይዎ።
ነቲ ኮንዶም ሓደ ግዜ ጥራይ ተጠቐምሉ።
ናይ ጓለነስተይቲ ጎሎ ብደቂቕ: 1. ናይ ጓል-ኣንስተይቲ ኮንዶም፡ 2. ማህጸን፡ 3. ርሕሚ፡ 4. መሃንቱስ ከምኡ ድማ 5. ሻምብቆ ሽንቲ።

ናይ ኣገልግሎት ግዜኡ ሕጂውን ከምዘይሓለፈ ኣረጋግጹ። ኣብ ሽፋኖም ናይ CE ደረጃ ብቕዓት ዝተጠቀዐሎም ኮንደማት ጥራይ ተጠቐም።

ነቲ ውሽጣዊ ዓንኬል ጸቒጥኪ ሓዝዮ።

ነቲ ኮንዶም ኣፉ ንዓቐብ ጌርኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ኣእትውዮ።

ነቲ ኮንዶም ኣፉ ንዓቐብ ጌርኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ኣእትውዮ።

1 ኣጻብዕትኺ ናብ ውሽጢ እቲ ኮንዶም ብምእታው ነቲ ዓንኬል ክንዲ ዝኸኣልክዮ ንታሕቲ ድፍእዮ።

እቲ ደጋዊ ዓንኬል ካብ ኣካላት ወጻኢ ኮይኑ ኣብ ከባቢ ርሕሚ ንዝርከብ ቦታ ይሽፍን።

እቲ ደጋዊ ዓንኬል እቲ ኮንዶም ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ ኣብ ቦትኡ ከምዝጸንሕ ይገብር።

ድሕሪ ወሲብ፡ ነቲ ደጋዊ ዓንኬል ቁሩብ ልውይ ኣቢልኪ ነቲ ኮንዶም ኣውጽእዮ።

ነቲ ዝተጠቐምኩምሉ ኮንዶም ናብ ናይ ጉሓፍ ሰንኬሎ ደርብይዎ።
ብግቡእ እንድሕር ዘይተጠቒምክሉ ኣተኣማምነቱ ይንኪ
ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶም ብግቡእ እንድሕር ተጠቒምክሉ፡ ኣዝዩ ኣተኣማማኒ ሜላ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ እዩ። ይኹን እምበር፡ እቲ ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶም ብዙሕ ግዜ ብመሰረት እዚ ኣብ ላዕሊ ዝቐረበ መንገዲ ኣብ ጥቕሚ ኣይውዕልን። ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ፡ እቲ ኮንዶም ኣታማምነቱ ኣዝዩ ትሑት ይኸውን።
ኣተኣማምነቱ ትሑት
ምክልኻል ኤች.ኣይ.ቪን ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን
ብተወሳኺ እቲ ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶም ኤች.ኣይ.ቪ ይከላኸል ከምኡ ድማ ንስግኣተ-ሓደጋ መልከፍቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት የጉድል።
ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶምን ናይ ደቂ-ተባዕትዮ ኮንዶምን ጥራይ እዮም ነዚኦም ክከላኸሉልኩም ዝኽእሉ እንኮ ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ።

ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ ኣብ ጥቕሚ ዝውዕል ኮንዶም
ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶም ምዕዳግ
ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶም፥ ንኣብነት ኣብ ቤት-መሸጣ መድሃኒት፡ እንዳ ቀማማይ ወይ ከኣ ኣብ ኢንተርኔት ክትዕድጊ ትኽእሊ ኢኺ። ናይ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ትእዛዝ ኣየድልየኪን እዩ።
ናይ ጓለነስተይቲ ኮንዶም ዋጋ ኣስታት € 3 ይበጽሕ።
ዋግኡ ክንደይ እዩ?