ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መርፍእ መከላኸሊ ጥንሲ

ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ሓደ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ

ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ 1 ሆርሞንሆርሞንብኣካላትና ዝፈሪ ነገር እዩ። ሆርሞናት ንዝተፈላለየ ስራሓት ኣካላት፡ ማለት  ንኸም ፍርያምነትን ጾታውነትንኣገዳሲ እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ዝሓዘ እዩ። እዚ ሆርሞን ጽፍዮ-እንቋቑሖ ይከላኸል። ብተወሳኺ ዋህዮታት ፈሳሲ ወዲ-ተባዕታይ ናብቲ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ከይኣትዉ ከቢድ ጸገም ይፈጥሩሎም ከምኡድማ ዋህዮ እንቋቑሖ ከይትከል ይኽልክል።

መርፍእ መከላኸሊ ጥንሲ

ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊ ጥንሲ ብኸመይ ይሰርሕ?

እዚ መርፍእ ን 3 ኣዋርሕ ይሰርሕ። በዚ ዝስዕብ መንገዲ ኣብ ጥቕሚ ይውዕል:

  • ኣብተን ናይ መጀመርያ 5 መዓልቲታት ናይ ዑደትኪ፡ ሓኪምኪ፡ ናይ ማህጸን ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ነርስነርስንሕሙማት ሰባት ኣብ ምክንኻን ከም ስርሓ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። ነስር መድሃኒት ክትእዝዘልካ ኣይትኽእል…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ቅልጽምኪ ወይ ከኣ ኣብ መቐመጫኺ መርፍእ ይወግአኪ።
  • ድሕሪኡ ሓድሽ መርፍእ ንኽትውግኢ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ 3 ኣዋርሕ (12 ሰሙን) ናብ ሓኪም ስድራቤት/ኣቕራቢ ኣገልግሎት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክትከዲ ኣለኪ።

ሓኪም ንጓለንስተይቲ ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊ ጥንሲ ኣብ መቐመጫኣ ወይ ከኣ ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ቅልጽማ እናወግኣ።

ኣተኣማማኒ

ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊ ጥንሲ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ 3 ኣዋርሕ እንድሕር ተወጊእክዮ ኣተኣማማኒ እዩ። 

ኣተኣማማኒ

ኣብ ጥዕናኺ ዘስዕቦ ጉድኣት የለን

ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊ ጥንሲ 1 ሆርሞን ዝሓዘ እዩ። እዚ ሆርሞን ብሓፈሻ ኣብ ጥዕናኺ ዘስዕቦ ጸገም የለን። ይኹን እምበር፡ ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ካልእ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ ምምራጽ ዝሓሸ እዩ። ምኽር ንምርካብ ንሓኪም ሕተቲ። 

እቲ መርፍእ ጽግያትኪ ከምዝንኪ ኣይገብርን። እንተድኣ ክትጠንሲ ደሊኺ፡ እቲ መርፍእ ኣቋርጽዮ። ይኹን እምበር፡ ዑደትኪ ናብ ንቡር ንኽምለስ ክሳዕ ቁሩብ ኣዋርሕ፡ ወይ ከኣ ክሳብ ዓመት ክወስደልኪ ይኽእል እዩ።

ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊ ጥንሲ ከም ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ርእሲ፡ ዘይስሩዕ ወርሓዊ ጽግያት ከምኡ ድማ ሃንደበታዊ ረስኒረስኒናይ ሰብነት ልዑል ሙቐት (ልዕሊ 38°C - 100.4°F).ብዙሕ ምንባብ ኣጥባት ጎናዊ ሳዕቤናት ከኸትል ይኽእል። እቶም ጎድናዊ ሳዕቤናት እናበኣሱ እንተኾይዶም ንሓኪም ኣማኽሪ።

ወርሓዊ ጽግያትኪ ክብደቱ ክንኪን ፈጺሙ ከቋርጽን ይኽእል።

ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ኤችኣይቪን ግን ክከላኸል ኣይኽእልን

ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊ ጥንሲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ወይ ከኣ ኤች.ኣይ.ቪ ክከላኸለልኪ ኣይልእልን። ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ጥራይ እዩ ክከላኸለልክን ዝኽእል።

ኮንዶም

ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊ ጥንሲ ምዕዳግ

ብመርፍእ ዝውሰድ መከላኸሊ ጥንሲ ንሓደ መርፍእ ኣስታት €15 ይውድእ። እዚ ሓኪም/ወሃቢ ኣገልግሎት ጥዕና ንዝህበኪ ነቲ መርፍእ ናይ ምውጋእ ኣገልግሎት እውን የጠቓልል እዩ። ኣብ ነፍሲ-ወከፍ 3 ኣዋርሕ ሓድሽ መርፍእ ንክትውግኢ ናብ ሓኪም ወይ ከኣ ናብ ኣቕራቢ ኣልግሎት ጥዕና ክትከዲ ኣለኪ።

ዋግኡ ክንደይ እዩ?

ዕድሜኺ 21 ዓመት ክሳዕ ትገብሪ፡ መብዛሕትኦም ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ ብናይ ጥዕና መድሕንኪ ዝሽፈኑ እዮም። ይኹን እምበር፡ መጀመርያ ካብቲ ናይ ጥዕና መድሕን ፖሊሲኺ ክኸፍለልኪ ዝኽእል መጠን ንላዕሊ (eigen risico) ዝኾነ ክፍሊት ክትከፍልዮ ኣለኪ። ክንደይ ዝኣክል ሽፋን ከምእትረኽቢ ንምፍላጥ ናብቲ ናይ ጥዕና መድሕን ዝኣተወልኪ ብምኻድ ኣረጋግጺ። ካብ 21 ዓመት ዕድመ ንዳሓር፣ ተወሳኺ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ መድሕን እንድሕር ሃልዩኪ ጥራይ እዩ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ ሽፋን ክትረኽቢ ትኽእሊ።