ምምካን
ምምካንምምካንንሰብኣይ ወይ ድማ ንሰብኣይ ንምምካን ዝግበር መጥባሕቲ። እቲሓኪም፡ ንመትረብ ዘርኢ ወዲተባዕታይ ይቖርጾ (ኣብ…ብዙሕ ምንባብ ቀዋሚ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ።
ምምካን ሕክምናዊ መጥባሕቲ ኰይኑ ንጽግያት ዘይክኣል ዝገብር እዩ። እቶም ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይእዚ፡ 'ሓደ ወዲ ተባዕታይ ዘርኢ ከፍስስ ከሎ፡ ካብ መትሎኡ ዝወጽእ ሓፊስ ጻዕዳ ፈሳሲ።…ብዙሕ ምንባብ ፈጺሞም ኣብ ዋህዮ እንቋቑሖ ክበጽሑ ኣይኽእሉን።
ምምካን ንጥዕናኻ ይዅን ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ-ርክብካ ኣይጸልዎን እዩ።
ክልቲኦም ማለት ሰብኣይን ሰበይቲን ክመኽኑ ይኽእሉ እዮም።
ሓኪም ንወዲ-ተባዕታይ እናምከነ
ምምካን ንሰብኣይ
ድሕሪ ምምካን እውን እቲ ሰብኣይ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ክፍኑ ይኽእል እዩ። ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ዘይብሉ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ የመንጩ። ከም ወትሩ ጾታዊ-ርክብ ክገብር ይኽእል እዩ።
እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ነቶም መትረባት ናይ ፈሳዊ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ እዩ ዝዓጽዎም።
ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ናብቲ ዋህዮታት ዘርኢ ዝሓዘ ፈሳሲ ዝምንጭወሉ ጽኪን ዕልቋቛዊ ምዕጎን ብመትረባት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ኣቢሎም ክኸዱ ኣይክእሉን።
ድሕሪ 3 ኣዋርሕ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ምርመራ ግበር። ናይ ዘርኢ ፈሳሲኻ ዝዀነ ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ እንድሕር ዘይብሉ፡ ካልእ ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ ምጥቃም ከተቋርጽ ትኽእል ኢኻ።

ደው ዝበለ ወዲ-ተባዕታይ። እቲ ጠመተ ኣብ ውሽጣዊ ጾታዊ ናውቲ ኣካላት እዩ።

ምምካን ንወዲ-ተባዕታይ: እቶም መትረባት ናይ ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ይዕጸዉ።
ምምካን ንሰበይቲ
ምምካን ኣብ ዑደትዑደትኣብ ሞንጎ’ታ ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ጓለንስተይቲ' ወርሓዊ ጽግያት ክሳብ’ታ ቀዳመይቲ መዓልታት ናይታ ትቕጽል…ብዙሕ ምንባብ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ፡ ጽፍዮ-እንቋቑሖ ወይ ከኣ ኣብ ግዜ ወርሓዊ ጽግያት ዝፈጥሮ ጽልዋ የለን።
እቲ ሓኪም ንሻምብቆታት ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ እዩ ዝዓጹ።
ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዋህዮ እንቋቑሖ ክበጽሑ ኣይክእሉን።

ጠጠው ዝበለት ሰበይቲ። እቲ ጠመተ ኣብ ውሽጣዊ ጾታዊ ናውቲ ኣካላት እዩ።

ምምካን ንደቂ-ኣንስትዮ: እቶም ሻምብቆታት ማህጸን ይዕጸዉ።
ምምካን: እቲ ሕክምናዊ መጥባሕቲ
ንደቂ-ተባዕትዮ፡ እቲ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ኣብ ዝተወሰነ ክፋል ኣካላት ብዝሰርሕ መደንዘዝ እዩ ዝካየድ። ንደቂ-ኣንስትዮ፡ እቲ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ኵሉ ግዜ መጥባሕቲ ጠጠቒምካ ብመደንዘዝ እዩ ዝካየድ።
ምምካን ኣብ ናይ ጾታዊ-ርክብ ድሌታትካ ይዅን ጾታዊ ህይወትካ ኵሉ ግዜ ጽልዋ ኣየስዕብን እዩ። ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን ሕጂ እውን ኣብ ርውየተ ጾታዊ-ርክብ ክበጽሑ ይኽእሉ እዮም።
ምምካን ቀዋሚ ሜላ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ እዩ። ድሕሪ ምምካን ናብ ጽግያ ምምላስ ከቢድን ኵሉ ግዜ ክዕወት ዘይክእልን እዩ።
ኣመና ኣተኣማማኒ
ምምካን ኣዝዩ ዘተኣምኣምን መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ እዩ። ዝመኸነት ጓለንስተይቲ ንጥንሲ ናይ ምቅልዓ ዕድል ካብ ዝመኸነ ወዲ-ተባዕታይ ቁሩብ ዝለዓለ እዩ።
ኣመና ኣተኣማማኒ
ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ኤችኣይቪን ግን ክከላኸል ኣይኽእልን
ምምካን ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ወይ ከኣ ኤች.ኣይ.ቪ ክከላኸል ኣይክእልን። ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ጥራይ እዩ ክከላኸለልክን ዝኽእል።
ኮንዶም
ንምምካን እትሕተትዎ ክፍሊት
ወዲ-ተባዕታይ ንኽመክን ካብ € 300 ክሳዕ € 700 የኽፍል።
ጓለንስተይቲ ንኽትመክን ከኣ ካብኡ ዝበዝሕ ወጻኢ ይሓትት። ኣስታት € 1,600 የኽፍል።
እቶም ዋጋታት ኣብዞም ዝስዕቡ መሰረት ዝገበሩ እዮም:
- ኣብ ዝተወሰነ ክፋል ኣካላት ዝሰርሕ መደንዘዝ ዲኹም ዋላስ ሓፈሻዊ መደንዘዝ ኢኹም ትጥቀሙ፡
- እቲ ሓኪም ዝጥቀመሎም ኣቕሑት፡
- ኣብቲ ሆስፒታል ናይ በይንኹም ክፍሊ ዲኹም ትሕዙ።
ዋግኡ ክንደይ እዩ?
ምምካን በቲ ስሩዕ ጥቕሉል እማመ መድሕን ጥዕናመድሕን ጥዕናንዝለዓለ ወጻኢታት ናይ ሓካይም ሕክምናታት መድሃኒታትን ዝኸፍላ ወይ ዝሕግዛ ትካላት ። ምወላ ድሕነት…ብዙሕ ምንባብ (basisverzekering) ኣይሽፈንን፡ ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ተወሳኺ ናይ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ መድሕን እነተሃልዩኩም ክሽፈነልኩም ተኽእሎ ኣሎ። ክንደይ ዝኣክል ከም ዝሽፈነልኩም ንምፍላጥ ኣብቲ መድሕን ጥዕና ዝኣተወልኩም ኬድኩም ኣረጋግጹ።