ኣካላዊ ንጽህና ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያት
ሓንቲ ጓለንስተይቲ ነቲ ኣብ ግዜ ወርሓዊ ጽግያታ ዝፈስስ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ንምጻው፡ ከም መሐበሲ ወይ ሽጎማኖ ንጽህና ወይ ታምፖን ዝኣመሰሉ ነገራት ክትጥቀም ትኽእል እያ።
መንዲል ንጽህና
መሐበሲ ወይ ሽጎማኖ፡ ደም ዝመጹ ንእሽቶ መንዲል ኮይኑ፡ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ኣብ ግዜ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ትሕቲ ሙታንታ ክትገብሮ ትኽእል። ኣብ ትሕቲ እግሪ ናይ’ቲ መሐበሲ ወይ ሽጎማኖ ንጽህና፡ ተጣቢቑ ዝለግስ መእሰሪ ኣሎ። እዚ፡ ንመሐበሲ ወይ ሽጎማኖ ንጽህና ኣብ ቦታኡ ለጊቡ ክጸንሕ ይሕዝ። እተፈላለየ ዓቐናት፡ ዓይነታትን ርጉድን ዘለዎም መሐበሺ ወይ ሽጎማኖ ንጽህና ክትዕድጋ ትኽእላ ኢኽን።
ነቲ መሐበሲ ወይ ሽጎማኖ ንጽህና፡ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ውሑዳት ሰዓታ ትክቀያይራኦ ኣለክን።

ናይ ጽሬት መሐበሲ ወይ ሽጎማኖ

ኣብ ትሕቲ ብታንቲ፡ ናይ ጽሬት መሐበሲ ወይ ሽጎማኖ

ዘገልገለ ናይ ጽሬት መሐበሲ ወይ ሽጎማኖ ናብ እንዳ ጓሓፍ እናተደርበየ።
ሞዴስሞዴስብጡጥ እተሰርሐ ንኢሽተይ በትሪ ኮይና ገመድ እተላገበ ኣለዋ። ሓንቲ ጓል ኣስንተይቲ ኣብ ግዜ…ብዙሕ ምንባብ
ታምፖን ብዝተፈተገ ጡጥ ዝስራሕ ገመድ መእሰሪ ዝለገቦ ንእሽቶ መሐበሲ እዩ። ነታ ንእሽይ መሐበሲት ገመድ ናብ ርሕምኽን ትሰኹዓኣ። እቲ ገመድ፡ ካብቲ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ወጻኢ እዩ ዝንጥልጠል። ዝተፈላለየ ዓቐን ዘለዎ ታምፖን ክትዕድጋ ትኽእላ ኢኽን።
ነቲ ታምፖን ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ውሑዳት ሰዓታት ቀያይራኦ። ታምፖን ንምልጋስ፡ ነቲ ገመድ ብጥንቃቐ ሰሓብኦ።
ታምፖን ወይ መሐበሲ ወይ ሽጎማኖ ንጽህና ዝመረጽክናኦ ክትጥቀማ ትኽእላ ኢኽን። ነቲ ረቂቕ ሽፋን ርሕሚ ብታምፖን ክቕደድ ኣይክእልን እዩ።

ታምፖን

ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ ታምፑን ናብ ርሕማ ንምእታው ንኸናፍር ርሕማ ተግፍሕ።

ሓንቲ ጓለንስተይቲ ታምፖን እናእተወት።

ሞዴስ ኣብ ውሽጢ ርሕሚ

ደቂ-ኣንስትዮ ነቲ ታምፖን በቲ ገመድ ብምስሓብ የውጽኣኦ።

ዘገልገለ ታምፖን ኣብ እንዳ ጓሓፍ ይድርበ።
ቃንዛ
ንገለ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ወርሓዊ ጽግያትጽግያትሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ…ብዙሕ ምንባብ ቃንዛ ይፈጥረለን እዩ። ንኣካላትክን ብምዝናይ፡ ነቲ ኣብ ጎሎኽን ወይ ዝባንክን (ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ) ዘጋጥም ቃንዛ ከተዕርፍዮ ትኽእላ ኢኽን። ንኣብነት፡ ከምዚ ዝስዕብ ክትገብራ ትኽእላ፦
- ብምውቕ ማይ ነብስኽን ክትሕጸባ ትኽእላ ኢኽን፡
- ኣብ ጎሎኽን ወይ ኣብ ዝባንክን ምውቕ ትርኣስ ክትገብራ ትኽእላ ኢኽን፡
- ዘዛኒ ሻሂ ስተያ (ንኣብነት ናይ ካሞሜላ ሻሂ)፡
- ስፖርት ወይ ኣካላትክን ዝፈታትሑ ንጥፈታት ግበራ፡
- ኣብ ፋርማሲ መሸጣ መድሃኒት ከይድክን ትኽክለኛ ኣፋውስ ሕተታ።
ግብረስጋግብረስጋጾታዊ ተግባር መትሎ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ወይ ድማ መሃንቱስ ሰንጢቑ ክኣቱ ከሎ (enters)…ብዙሕ ምንባብ
ገለ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ግዜ ወርሓዊ ጽግያተን ጾታዊ ርክብ ክገብራ ክደልያ እንከለዋ፡ ገሊአን ድማ ኣይደልያን። ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ እንተድኣ ደልያ ኣብ ግዜ ወርሓዊ ጽግያታ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክትፍጽም ትኽእል እያ። ከምዚ ምግባራ፡ ናይ ኣካላዊ ንጽህናኣካላዊ ንጽህናንጽህና ማለት ናይኣካላትካ ጽሬት ምሕላው ማለት’ዩ። ንሱ ናይ ምሕማም ስግኣት የጉድል።ብዙሕ ምንባብ ጸገማት ኣይፈጥረላን እዩ።