ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኣብ ፈለማ እዋን፡ ጾታዊ ርክብ ምፍጻም እንታይ ይመስል፧

ንፈለማ እዋን ዝግበር ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ፡ ንነፍሲ-ወከፍ ሰብ ዝተፈላለየ እዩ።

ንስኻትኩምን መጻምድኹምን ነቲ እትደልዩዎ ብሓባር ትመርጹ። ስጋዊ-ርክብ ምግባር ኣየድልየኩምን እዩ። እንድሕር ድሉዋት ዘይኮንኩም፡ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክትገብሩዎ የብልኩምን። ብዝተፈላለየ መገዲ ጾታዊ ርክብ ክትገብሩ ትኽእል ኢኹም።

ክትዛነዩ ፈትኑ። እኹል ግዜ ምውሳድ፡ ሓጋዚ ክኸውን ይኽእል እዩ።

ዋላ ሓደ ሰብ ክርብሸኩም ዝኽእል ኣካል ከምዘየለ ኣረጋግጹ። ብዝበለጸ ክትዛነዩ ኢኹም።

ክልቴኹም ኣብ እኹል ጾታዊ ምልዕዓል ከምዘለኹም ኣረጋግጹ። ንኣብነት፡ ናይ ንሓድሕድኩም ኣካላት ብምድርራዝ፡ ንሓድሕድኩም ተረሳሰኑ

ብዛዕባ እትፈትዉዎን ዘይትፈትውዎን፡ ንድሕድኩም ተዘራረቡ። ኣብ ናይ መጀመርያ ጾታዊ ርክብኩም፡ ጽቡቕ ምልዓል ስምዒት እንተ ኣጋጢሙኩም፡ ጾታዊ ርክብ ንዝበዝሑ ሰባት ኣይጎድእን እዩ። 

ሓደ ወዲን ሓንቲ ጓልን፡ ንፈለማ እዋን ጾታዊ ርክብ እናፈጸሙ።

ጥርዘ ስምዒትጥርዘ ስምዒትእቲ ዝለዓለ ጾታዊ ምልዕዓል። ንሱ ኣዝዩ ባህ ዘብል ስምዒት እዩ። ክሎም ጭዋዳታትካ ይጭበጡ።…ብዙሕ ምንባብ

ድሕሪ ዝተወሰነ ግዜ፡ ክልቴኹም እንታይ ከምእትፈትዉን ብኸመይን መዓስን ኣብ ጥርዘ ስምዒት ክትበጽሑ ከምእትኽእሉን ጥራይ ክትፈልጡ ትኽእሉ። ኩሉ ግዜ ኣብ ጥርዘ ስምዒት ክትበጽሒ ናይ ግድን ኣይኮነን። ንሓድሕድኩም ዝበለጸ እናተፋለጥኩም ኪዱን እኹል ተሞኵሮ ቅሰሙን።