ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኣብ ንኡስ ዕድመ ምጥናስ

ኣዝያ ጸጋይት

ሓንቲ ጓለንስተይቲ በጽሒበጽሒብዕድመ እኹላት ዝኾኑ ደቂ-ተባዕትዮ ወይ ደቂ-ኣንስትዮ ብዛዕባ ውልቃዊ ሂወቶም ውሳኔ ክገብሩ ብሕጊ ይፍቀደሎም…ብዙሕ ምንባብ እንተኾይና ከምኡ ከኣ ንመጀመርያ ግዜ ጽፍዮ-እንቋቑሖ እንተ ተራእዩዋ ጸጋይት ትኸውን (ናይ መጅመርያ ዑደትዑደትኣብ ሞንጎ’ታ ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ጓለንስተይቲ' ወርሓዊ ጽግያት ክሳብ’ታ ቀዳመይቲ መዓልታት ናይታ ትቕጽል…ብዙሕ ምንባብ)። ድሕሪ እቲ ናይ መጀመርታኣ ጽፍዮ-እንቋቑሖ፡ እታ ጓለንስተይቲ ኣብ ኣስታት 6 መዓልቲታት ናይ ነፍሲ-ወከፍ ወርሒ ትጸጊ። 

እታ ጓለንስተይቲ ዋላ ኣብታ ንፈለማ እዋን ጾታዊ-ርክብ ዝገበረትላ ግዜ ክትጠንስ ትኽእል እያ።

ዝለዓለ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ ነታ ኣደን ነቲ ዕሸልን

ዕድመኣ ትሕቲ 20 ዓመት እንከላ ዝጠነሰት ጓለንስተይቲ፡ ሕርሳ ከቢድ ናይ ምዃን ስግኣተ-ሓደጋ ክብ ይብል።

እቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ  እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ነዞም ዝስዕቡ ስግኣተ-ሓደጋታት ክቃላዕ ይኽእል:

  • ኣብ ዘይመዓልቱ ምውላድ;
  • ትሑት ክብደት ዘለዎ ኮይኑ ምውላድ (ንሕማም ናይ ምቅላዕ ልዑል ስግኣተ-ሓደጋ)።

ቆልዓ ምስ ወለድኪ መነባብሮ ለውጢ ይፍጠር

ንእሽይ እንከለኺ ክትወልዲ ትሓስቢ እንተሃሊኺ፡ ነዞም ዝስዕቡ ኣብ ግምት ከተእትዊ ኣለኪ:

  • ንትምህርቲ፡ ስራሕን መዛነዪን እትህብዮ ግዜ ይውሕድ;
  • ቆልዓ ንምዕባይ ዝሓተኪ ወጻኢታት ኣዝዩ ክቡር እዩ።
  • ምስ መጻምድትኺ፡ ወለድኺን መሓዙትኪን ዘለኪ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ክቕየር እዩ። ቀዳምነት ንቆልዓኺ ኢኺ ትህቢ።
  • መንበሪ ቦታ ምቕያር ከድልየኪ ይኽእል።

መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ

ክንደይ ቆልዑት ክትወልዱ ከምእትደልዩን መዓስ ክትወልዱ ከምእትደልዩን ምስ መጻምድትኺ ተማኺርኩም ትውስኑ። እዚ ውጥን ስድራቤትውጥን ስድራቤትስድራቤትካ ክትውጥን እንከለኻ፡ መዓስን ክንደይ ዝኣኽሉ ውሉድ ክህልዉኻ ከም እትደሊ ምውሳን ማለት’ዩ። ነዚ…ብዙሕ ምንባብ ይበሃል። ነዚ መከላኸሊ ጥንሲ ተጠቒምኪ ክትገብርዮ ትኽእሊ ኢኺ። 

ዘይተሓስበ ጥንሲዘይተሓስበ ጥንሲሓንቲ ጓለንስተይቲ ክትጠንስ ከላን እቲ ጥንሲ ከኣ ዘይወጠነቶ ክኸውን ከሎን። እታ ጓለንስተይቲ ነቲ…ብዙሕ ምንባብ

ክትጠንሲ ዉጥን ዘይነበረኪ እንከሎ እንተጠኒስኪ፡ እተፈላለየ ምርጫታት ኣለኪ። ካብ ወለድኺ፡ ቤተሰብኪን መሓዙትኪን ደገፍ ክትሓቲ ትኽእሊ ኢኺ። ሕፍረትሕፍረትገለ ሕማቕ ወይ ስግንጢር ነገር ገይረ ኢሎ ኢልካ ምስ ሓሰብካ ዝስምዓካ ናይ ፍርሒ…ብዙሕ ምንባብ ክስምዓኪ የብሉን። ኣብ ዝኾነ ሰብ ከምኡ ከጋጥሞ ይኽእል እዩ። ምኽሪ ከምኡ ድማ ሓገዝ ንምርካብ ንብዓል-ሞያ ክትሓቲ እውን ትኽእሊ ኢኺ።